ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ
ኣብ በርጋሞ ዓዲ ጥልያን ዝርከቡ መንእሰያት ኤርትራ፡ ብዕለት 19/02/2012 አብ ዘካየዱዎ ፈላሚ አኼባ፡ ማሕበር መንእሰያት ንለውጢ ብወግዒ አቚሞም። ብመሰረት እቲ ንነዊሕ ግዜ ከካይድዎ ዝጸንሑ ቀጻሊ ቃልሲ አማሓደርቶም ብምምራጽ ስርሖም ጀሚሮም አለዉ ። እዚ ማሕበር መንእሰይ ንለውጢ ንማሕበሩ ሕጋዊ ማሕበር ብምግባሩ ቀዳማይን ዓቢ ዓውትን ብምዃኑ ነአባላቱ አበሲሩ ። ማሕበር
ትማሊ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ህይስተን ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ህግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢን ዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ነቲ “ቁጠባዊ መሰረታት ኤርትራን መጻኢ ዕድላታን፡ ህሉው ማሕበራውን ፖለቲካውን ተጻብኦ ኣንጻር ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም ዝተኻየደ
ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ EYGM-UK ካብ ትማሊ ቀዳም ምሸት 24 መጋቢት ክሳብ ወጋሕታ ዝቐጸለ ኣስተምህሮን ምዝንጋዕን ዘካተተ ዕዉት ናይ መላለዩ ስነጥበባዊ መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ኣካይዱ። ኣብቲ ‘ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ግድን ክነግስ’ዩ ‘ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ፡ ኣማኢት መንእሰያት ኣባላት ዓለም
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Yeshahework_Obituary.pdf[/embed]
ድሕሪ ልባዊ ሰላምታይ፣እዛ ብመልክዕ ሕቶ እትስዕብ መልእኽተይ ሰማዒ እዝኒ ክትረክብ እትስፎ። ዝኸበርኩም፣ጀነራላትን ኮሎኔላትን ክሳብ ዋርሳይ ይከኣሎ ዘለኹም ክፍላተ ሰራዊት፣ሓደ ካብቲ ኣሉ ዘይበሃል ሓቂ ንስኻትኩም ተዋጊእኩምን ኣዋጊእኩምን ሃገራዊ ነጻነት ኣምጺእኩም ኢኹም።እንተኾነ፣ ሎሚ’ኸ እዛ ተሰዊእኩምን ሰንኪልኩምን ዘምጻእክምዋ ሃገር ኣብ ምንታይ ኩነታት ከም ዘላ ብኣስተንትኖ ትሓስቡ’ዶ ትኾኑ? እስኪ ነዘን
ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዛጊት ብዘይተጋህደ ምኽንያት፡ ንሬሳ ናይቲ ቅድሚ 45 መዓልታት ኣብ ለንደን ዝዓረፈ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ምስ ከልከለ፡ ኣቦኣ ኣብ ዓደቡኡ ክቕበር ንኢሳያስ ከተእምኖ ኣብ ኤርትራ ሰሙናት ዝቐነየት ጓል ናይዝጊ ክፍሉ ብዘይፍረ ናብ ለንደን ከምዝተመልሰት ተፈሊጡ። በዚ ድማ እቶም ብዓዲ ሬሳ ሓዎም
(Source: International Christian Concern) An imprisoned church leader in Eritrea is in desperate need of medical attention as he is diabetic and his health is rapidly deteriorating without treatment. Patriarch Antonios, head of the Eritrean Orthodox Church, was detained for asking the government to stop interfering
ወታሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ከባቢ ፍርቂ መጋቢት፡ ናብ ዶብ ኤርትራ ብሙስላኽ፡ (ላእ ብምእታው ደኣ፡) መዓስከራትን መዐለሚታት፡ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝሕብሓቡ፡ ተቃወምቲ ስርዓት ኢትዮጵያ፡ ኣጥቂዕና ክብሉ ብወሃብ ቃሎም፡ ቃል~ዓዋዲ ደዊሎም፡ ንዓለም ስምዕልና ረኣይልና ኢሎማ። ዕውት ከኣ ነይሩ፡ ወሲኾም። እቲ ጉዳይ፡ ምጥሓስ ሉኡላውነት ሓንቲ ሃገር ክንሱ፡ ዓለም እንዳራኣየትን
ድሃይ ቀርንና ከመይ ቀንዩ ክቡራት ተኸታተልቲ? ልብናስ ብውረ ኵናትዶ ሃንደበት ተሓዚላትና ሓቀይ! ከምኡ ኢዩ ነገር ፖለቲካ። ኣብቲ ሕሉፍ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ግዝኣት ኢትዮጵያ ዱቦላ ወዲቓታ ተባሂሉስ ንምሽምጋሉ ድማ ኣ መሪካን ርዋንዳን ቅሩብነተን ገሊጸን። ሎሚ ከኣ ኢትዮጵአያ ወድቂ ወዲቓ ኣመሪካን ፈረንሳን ድማ ባሌህታአን ኣቕ ሪበን ንሰምዕ።
ቦኽሪ ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ጽዑቕ ናይ ሰለስተ ወርሒ ስልጠና ወተሃደራዊ ስነፍልጠትን ምሕደራን ድሕሪ ምውሃቡ፡ ምኽትል ሓይሊ ኣየር ክኸውን ብኢስይያስ ከምእተመዘዘ ምንጭታት ሓቢሮም። ነዚ ሓበሬታ’ዚ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድናዮ ፈተነ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ተወሳኺ ስልጠና ይወስድ ከምዘሎ፡ ከምኡ ‘ውን ክብ ዝበለ መዝነት ተዋሂቡዎ
ንተቓለስቲ ኣዴታት፡ ጅምዓ ዑመር፡ ሰማይነሽ ካሕሳይ፡ መርየም በሽር፡ ካብ ሽወደን፡ ኣስገደት የውሃንስ፡ ህይወት ዮውሃንስ ኣብ ሆላንድ፡ ኣዜብ ሃብተማርያም ኣመሪካ፡ ከምኡ ‘ውን ንኹልኽን ንናጽነት ኣብ ክንዲ ውላድክን ርኢኽን ምእንቲ ሃገር ዝተወፈኽን ኣዴታት፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers Day) ዮሃና እብለክን። ኣኽባሪትክን ሩት ኣሕመዲን ካብ ጀዳ ስዑዲ ዓረብ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Las_vegas_-Civic.pdf[/embed]
Source: Content partner // UNHCR MAI-AINI REFUGEE CAMP, Ethiopia, March 19 (UNHCR) - Gebre* knew the dangers as well as any 13-year-old. He understood that to be captured fleeing his country by the Eritrean border guards could mean jail or worse. And anyone taking the route
እዚ ኣርእስቲ 'ዚ፡ ኣብ መብዛሕቱ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገርና ኤርትራ፡ ዓብን፡ ተነቃፍን ከምዚኾነ፡ ብደንቢ ዘይግንዘብ ኣንባቢ ክህሉ ኣይኽእልን። ከምኡ ክንሱ ግን፡ ምስ ርዝነቱን ዕብየቱን ዝሳነ፡ ነብሱ ዝኸኣለ፡ ብዙሕን ዓሚቅን ናይ ትግርኛ ወይ'ውን ናይ እንግሊዝ ጽሑፋት ቀሪቡሉ'ዩ ክብሃል ኣይካኣልን፡፡ (ብዓረብ ወይ'ውን ብኻልእ ቋንቋታትና ተጻሒፉሉ ክኸውን
By Martin Plaut Africa editor, BBC World Service Could Ethiopia's attack on alleged rebel bases over the border inside Eritrea herald the start of a new war in the Horn of Africa? Ethiopia says it carried out a raid on three camps belonging to a rebel group last
ሓውሲ ደሴት ሲናይ እንክልዓል ኣብ ኣእምሮኻ ቅጅል ካብ ዝብሉኻ ነገራት ሓደ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝትረኽ ዛንታ ስደት ሙሴ ኣብ በረኻታት ሲናይ እዩ፡፡ ሙሴ ሕነ ናይቲ ብጎይትኡ ተቐጥቂጡ ተወላዲ ሂብሩ ዝኾነ ጊላ ፈድዩ፡ ካብ ምድረ ግብጺ ናብ በራኻ ሲናይ ከምዘተሰደ ዛንታ ስደቱ ይገልጽ፡፡ ብዝኾነ ዕላማን መበገስን ናይዚ
ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብደረጃ ሚኒስተርነት ዘገልገለ የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ቀንዲ ዓርኩን ናይ ዝነበረ ሬሳ ነፍሲሄር ናይዝጊ ክፍሉ፡ ከምቲ ልሙድ ንላዕለዎት ሓለፍቱ ዝገብረሎም ስነስርዓት ቀብሪ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ኣብ መሬት ዓደቡኡ ከይተረፈ ሓመድ ኣዳም ከይለብስ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ምእታው ኢሳይያስ ስለዝኸልከሎ፡ ንመበል 43 መዓልቱ
ብገዛኢ ኪዳነ እስከ ንስማዓዮ ናይ ህዝብና ድምጺ ኣውያት ኣሎ ካብ ርሑቕ ዝፋጺ፡ ኣድሕኑኒ’ዩ ዝብል ቃሉ ስምዕዎ ዓማጺ ንወግድ ህዝብና ክርህዎ። እቲ ንዓና ዝወለደ ማህጸን ኤርትራና ኣድሕኑኒ ይብል ኣሎ ንኽፈቶ እዝንና፡ ንስማዓዮ ድምጹ ነስተውዕል ኣውያቱ ህዝብና ብምልኪ መሰሉ ተዘሚቱ። ኣታ መን ኢኻ ኣብ ኣመሪካ ዘሎኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ስደት ዝበለኻ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ርሑቕ ማዕዶ ወዮ ህዝብና እምበር ረኸበ
ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ
ብሕግን ብሕልናን ክኹነን ዘለዎ ተግባር፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕለት 15 መጋቢት 2012 ንሉኡላዊ መሬት ኤርትራ ጢሒሱ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመን፡ ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑውን ብወግዒ ገሊጹ። ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ድሑርን ጨካንን ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣዝዩ ዝኸፈ ደረጃ ወሪዱ፡ ብሓጺሩ ምሉእ ህዝቢ ኣብ መቑሕ ኣሎ፡ ሃገራዊ ሓይሊ ሃገረ ኤርትራውን
The isolated, friendless regime of Isaias Afwerki will find few international protectors against Ethiopia's military incursion. Simon Tisdall Ethiopia's military incursion into neighbouring Eritrea, reinforced by weekend follow-up attacks, has received remarkably little international attention – and no outright condemnation, in the west at least. Britain said
እቲ ኣብ ግንቦት 1998 ዓ/ም ብዝሰኸረ ትምክሕቲ ንዝና ውልቀ ኢሳይያስ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኲናት ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ክልቲኡ ወገናት ቀዚፉ ኢዩ፡፡ከቢድ ቁጠባዊ ሃስያን ዕንወትን ኣብ መንጎ ክልቲኡ ሃገራት ኣውሪዱ ኢዩ፡፡ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ተመዛቢሉ ፋሕ ፋሕ ኢሉ’ዩ፡፡ብሰንኪ ’ዚ ምዝካሩ ዘጽልእ ኣህላቕን ኣስካሕካሕን ኲናት ልቢ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/eygm-march-17-2012.pdf[/embed]
ይዝከረኩም ዶ፡ ከምዚ ሎሚ ነታ ባንዴራ እንተደለኹም ከም መንዲል ርስሓትኩም መጽረጊ፡ እንተደለኹም መባዕለጊ፡ ነዛ ናይ ደም ሃገር፡ መርወዪ ዊንታኹም ሕዛእቲ በይንኹም ጌርኩማ ከይነደኹም ከለኹም! እወ፡ ዘክሩዎ ‘ሞ እቲ ገና መዳልይቲ ባንዴራን ሃገርን ከለና፡ ዝነበረና ሓበንን ፍናንን!? እቲ ዝኽሪ እንተተመሰለልኩም፡ እቶም ጀነራላት፡ ኮሌኔላት፡ ጽሩራኹም ቀንጢብኩም ‘ሞ ሓንሳብ
BENSALEM, Pa., Mar 14, 2012 (BUSINESS WIRE) -- Law Offices of Howard G. Smith announces that a class action lawsuit has been filed in the United States District Court, Southern District of New York, on behalf of purchasers of the common stock of Nevsun Resources
ዕለት 24.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን። ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡- መደብ 8 መጋቢት 16:00 መኽፈቲ ኣኼባ 16:20 ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30 ዕርፍቲ (ምሳሕ) ህዝባዊ ኣኼባ፡ መደብ
ኣብ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ተጋድሎ ቃልሲ ኤርትራ ኣበርክቶ፣ ግደን ኣስተዋጽኦን ደቂ- ኣንስትዮ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ኣብቲ እዋን እቲ ዓቃባዊ ብምንባሩ ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ድርብ ወጽዓ ይካየድ ነይሩ። ነዚ ኣጉል ኣረኣእያን ኣተሓሳስባን ንምቅያር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ተሰሊፈን፣ ብረት ብምልዓል ካብ
Sat Mar 17, 2012 2:08pm GMT * Ethiopia announced previous attack on Thursday * Eritrea says will not be "entrapped" by incursion (Adds background) ADDIS ABABA, March 17 (Reuters) - Ethiopian troops carried out more attacks on Ethiopian rebels inside Eritrea on Saturday, a day after Eritrea called
By Aaron Maasho ADDIS ABABA | Fri Mar 16, 2012 3:13pm GMT (Reuters) - Eritrea urged the United Nations to take action against Ethiopia on Friday for an attack inside its territory which the government in Asmara branded provocative. The Red Sea state said it would not be
ዝናን ባህታን ትርጉም ስኢኖም ናጽነትን ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢነን ትብል መበገሲ ሒዛ ክትከይድ ዝጸንሐት ተኸታታሊት ጽሕፍቲ ደጊም’ሲ በዚኣን በ’ዳነኣን ክትዛዘም’ያ። ዝኾነ ኾይኑ ብዛዕባውድቀት ናይ እንዳ ዝናን ባህታን ዝበሃልን ዝጸሓፍን ዘሎ ሰማዕን ኣንባብን’ኳ እንተረኺቡ’ዩ። ኣመና በዚሑ’ሲ እንግድዓ ሰብኣዊ ፍጡር ዝጾሮ’ኳኣይመስልን። እንተ ንሳቶም ግን ሓንሳብ ናይ ሞያ
Eritrea has said it will not be "entrapped" into retaliating after Ethiopia launched a cross-border border raid on three military bases. Eritrea has said it will not be "entrapped" into retaliating after Ethiopia launched a cross-border border raid on three military bases. "It is those who do
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ተባህለ መራሒት ራህዋ ኢኺ ብድምጻ ትልለ ተስፋ ዉጹዓት ኢኺ ምቅርቲ ወሓለ ላዛ ዓለማዊት ማዕከን ኩሉ ናባኺ ዓሰለ ኣይኮነን ሓበሬታ ጥራሕ ዝወዓለ ኣስተምህሮኺባ ንኹሉ ዘጥለለ ብድሆኺባ ንተጻባኤቲ ዘጸለለ ወላዕክናባ ክንብል ተሓምበለ ። ድሒርኪ ተበጊስኪ ቅድሚት ተሰራዕኪ ታተ እናበልኪ ሎሚምበር ሰዊድኪ ቢ.ቢ.ሲ ኤርትራ ነዊሕ ኢድኪ ሓበን ተቓዉሞ እንቓዕ ተፈጠርኪ ። ይሰምዑኺ ኣለዉ ዋላቶም ጎሓላሉ እንተላይ
ሰራዊት ኢትዮጵያ ንውሽጢ ኤርትራ ክሳብ 18 ኪሎሜተር ብምእታው፡ ራሚድ፡ ገለህቤና፡ ጊቢና፡ ኣብ ዝብሃሉ ስርዓት ህግደፍ ከም መዐለሚ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝጥቀመሉም ዝነበረ ሰለስተ ቦታታት መጥቃዕቲ ከምዝወሰደ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሎሚ 15 መጋቢት ዝተኻየደ ውግእ ዝቖሰሉን ዝተማረኹን ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ከምዘለዉ ብምጥቃስ ከኣ፡ ስርዓት ህግደፍ