Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ዝተፈልየ ሓበሬታ ምንእጋድ ዘሻቕሎ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ቅንያት ናጽነት ናይ ህዝባዊ ምልዕዓል ስግኣቱ ዓሪጉ ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ ቅድሚ መዓልቲ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ኣስመራ 5 ኢንተርነት ካፈታት ከምዝዓጸወ፡ ስእሊ ናይ ገሊኣተን ብምስናይ ምንጭታት ቴለቭዥን ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።   እቲ ስርዓት ኣብ ቅንያት ጽምብል ናጽነት

READ MORE

ኣብ ድርኮ ንእሱ ዞባ እምኒ ሓይሊ፡ ዞባ ደቡብ፡ ሓደ ኣብታ ዓዲ ዝቕመጥ ተወላዲ ትግራይ ከም ወዲ ዓዲ ጤሳ ሓቲቱ ብዝህቢ ናይታ ዓዲ ተቓውሞ ምስ ኣጋጠሞ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ቀንዲ ተቓወምቲ ንዝበሎም፡ ልዕሊ 10 ተወላዶ እታ ዓድን ወከልቲ ህዝብን ከምዝኣሰረ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቲ ጤሳ

READ MORE

ናይ ሎሚ ዓመት ብዓል ናጽነት ካብ ካልእ እዋን ቁሩብ ዝፈልዮ እንተሎ ስርዓት ህግድፍ ኣብ ከቢድ ወጥርን ጸቕጥን ይብዕሎ ምህላዎ ካብ ማንም ሰብ ዝርሓቀ ወይ ዝተከወለ ኣይኮነን። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምስቲ ዝሓለፈ ዓመታት ተማሳሳሊ ኮይኑ ኩሉ እቲ ዝግበር ንስለ ዝክሪ ናይ’ቲ ዕለት ተባሂሉ ንፕሮፓጋንዳዊ ሃልኪ

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዝኽሪ መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ካብ ድሮ 24 ግንቦት ኣትሒዞም ክሳብ ጽባሕ መዓልቲ ናጽነት፡ ናይ ይኣክል ንምልኪ ኣኼባታት ብምቕጻል፡ ሰላማዊ ሰልፍታትን ጽንብላትን ብምክያድ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ከብዕሉዋ ከምዝቐነዩ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሑና ብስእልታት ዝተሰነዩ ጸብጻባት ሓቢሮም። ኣብ ሰሜን

READ MORE

መ ር ድ እ ኣፍቂርና ዘይጸገብናያ  ምጭውቲ  ጓልና  ፈለግ  ኣንገሦም  ገ/መስቀል  ብዘጋጠማ  ሓደጋ  ኣብ  ዕሸል  ዕድሜኣ  ብዕለት  23.05.2019   ሓሙስ  መዓልቲ  ብፅዋእ  ሞት  ተፈልያትና።ነዚ  ወሪዱና  ዘሎ  ክንጸሮ  ዘይንኽእል  ጓህን  ሓዘንን  ብፀሎት  ከተሰንዩና ንምሕጸን። ሥነ-ስርዓት  ቀብሪ ፡     ንዕለት  31.05.2019  ዓርቢ  መዓልቲ ሰዓት  10፡00 ቅ.ቀ ኣብ  Friedhof weg  17,        88239 Wangen im Allgau,  BW ክፍጸም  ኢዩ። ሓዘንተኛታት 

READ MORE

May 24, 2019 ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡  ክቡራት ኣሓተይን፡ ኣሕዋተይን፡ ደቀይን ደቂ ደቅየን፡ ከምይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ኣነ እኽግዚኣቢሄር ይመስገንን ጽቡቅ ኣሎኹ ።እንሆ ድማ ኣብ ናይ ነጻነትና በዓል መዓልቲ፡ መልእኽተይ የማሓላልፍ። እቲ ዘማራይ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ ይብል። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ መዓልቱ ኣኺሉ መንእሰይ ኤርትራ ህዝቢ

READ MORE

ሚላኖ፡ 25 ግንቦት 2019 መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሚላኖን ዓዲ ጥልያንን ብሓፈሻ፡ ኣብዚ ብኣጋጣሚ መበል 28 ዓመት ናጽነት፡ መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኤርትራ፡ ሓርነት ህዝብን ግዝኣተ-ሕግን ደሪባ ምእልቲ እትኾነሉ ውጥን ንምድህሳስ ዘዋደድኩሞ ናይ ዘተ መኣዲ፡ ምሳኹም ሓቢረ ክውዕል ንዝገበርኩምለይ ዕድመ ኣዝየ

READ MORE

ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዘቤታዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ `ዮውሃንስ 4ይ ` ተባሂሉ ይጽዋዕ ምህላዉ ዘርኢ ሰነድ። ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ`ምበር ኣብ ሰነዳት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ከምዘየላ ዘርኢ፡ ንኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ ዝነበረ፡ `ዮውሃንስ 4ይ- ዮውሃንስ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳክራመንቶ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ውሒዞም ናብቲ ብማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳለወ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ” ዝተሳተፍዎ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ብ18 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ሰሜን ካሊፎርንያ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓልዮት ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ

READ MORE

  ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ 24 ግንቦት 1991፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ዝወጸላ ዕለት ስለዝኾነት፡ ኣኽሊል ሃገራውያን በዓላትና’ያ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ ህዝቢ፡ ንመሰሉን መሬቱን ከቢድ ዋጋ ስለዝኸፈለ፡ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ  ጥራይ ዘይኮነ ን24 ግንቦት ክዝክራ ዝግብኦ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ፡ ከም

READ MORE

ኣቦ ወንበር ናይታ ኣብ ካሊፎርንያ፡ በይ ኤርያ እትርከብ ዳዕሮ እትብሃል ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ከም ኣቦ ወንበር ዝነጥፍ ዝነበረ ማእከለ እምባየ ብ 12 ግንቦት ኣብ ከባቢ ገዝኡ ብጥይት ተወቒዑ ብ 14 ግንቦት ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኩነታት ኣቃትላኡ ብፖሊስ ኣመሪካ ተታሒዙ ኣብ መስርሕ ምርመራ ይርከብ ኣሎ። ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ

READ MORE

ናጽነት ኤርትራ ሕሳስልደን ቦኽርን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ; ኤርትራውያን ንፍትሒ ነበርቲ ሲያትል ዋሽንግተን ዓመት መጸ ድማ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ኢና ነብዕሎ ፤፤ ዝሓለፈ ዓመት ብዝኽሪ ሽምዓ ; ብምርኢት ;ታሪኻዊ ቅርስታትን ንሓርበኛ እሱራትና ብምዝካርን ; Silent auction ኣብዒልናያ ሓሊፍና;; ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ኣክባብራ መዓልቲ ናጽነት

READ MORE