ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም
ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም
ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ ብኽብሪ ዘኺሮም ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ዘኺሮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ነቶም ምእንቲ ሓርነት በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ምእንታና ዝተበጀዉን ንዘላኣለም ኣብ ልብና ዝነብሩን እዮም ብምባል ሽምዓን ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ዜማ ስዋኣትን ብምቕራብ ብነበርቲ ላስቬጋስ ተዚኪሩ
ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ።
https://www.youtube.com/watch?v=xhip7c94xPQ&feature=youtu.be
ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/IndianapolisReport_26042014.pdf"]
Months after the tragic loss of the 357 Eritrean refugees off the coast of the Italian island, Lampedusa, the "Eritrean government" is preparing to celebrate the 40th anniversary of the liberation era ‘Bologna Festival’, early July, 2014. What is your stand on this? [poll id="6"]
https://www.youtube.com/watch?v=RzVxU8c3KU4&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/EFNDlettersupport1-1-1.pdf"]
ኣይስወጠኩምንድዩ!? (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል) ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን መሰልን ዘሎዎ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ኔሩዎ። ብሰሪ’ዚ ብዘይካ
መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡ ካብ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን። ምንቃስቓስ ዳግመ-ርኽክብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bay_AreaJune20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bole_Weldu.pdf"]
Fetsum: From the Forum As I keep penetrating deeper in to the nucleus of the Eritrean society which is a compound of nine nationalities I get challenged by the reality that I cannot positively affect it without disintegrating the issues encapsulated within the nine social elements
https://www.youtube.com/watch?v=0fjNJMv0_G0&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Philadelphia_June20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/ቦሎኛ-07.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=4aHJRrLFGgM&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/h.m.n..pdf"]
Eritrean Campaign Successfully Highlighted the Concern over the Indefinit National service in Eritrea at the UN Human Rights Council’s 26th Session. (Geneva 20-06-2014) Campaigners from across Europe held a protest vigil outside the UN’s Geneva headquarters as the report on Eritrea’s Universal Periodic Review into human
ኣይንደጉል “ኣይትተሃመል … ኢና በጺሕና” ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ይርከብ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ መግዛእቲ ህዝባዊ ግንባር (ስርዓት ኢሳይያስ) ዝኽተሎ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ዝቕጽለሉን እቲ ቀዳማይን ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ ዝዕንድረሉ ክኸውን እንከሎ በቲ ካልእ ሸንኽ ድማ ዲማክራሲያዊ ወይ`ውን ብበለካ ለኽዓካን ሰበይ ሰብካን ምትካልን ምህናጽን
መቸም እዛ ደርፊ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሰጊድ ዝተደርፈትላ ግዜ እንክንዝክር፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ግዜ ምፍራስ ፈደረሽን ኤርትራ ዘርከብና እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ እዚያዳ ተምሳጥን ተዘክሮን ጠቡላሕታን ዝገደፈ ህሞት እዩ። እምበኣርከስ እቲ ታሪኽ ከምዚ እዩ። ኣብቲ እዋን ካብቶም ቀዳማይ ተሓባባሪ ስርዓት ኢትዮጵያን መሓዛ ሃጸየ ሃይለስላሴ ዝነበረ
ህግደፍን ቅዋምን ውልቀ መላኺ ኢስያስ አፈወርቂ ዝሓለፈ መዓልቲ ነጻነትና ብዛዕባ ምንዳፈ ቅዋም ክጅመር ምኻኑ ተዛሪቡ ነይሩ፤ ግን መጀመርታ ዝመጸካ ሕቶ እቲ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም እንታይ ኮነ፧ እዚ ሕጂ ዝንደፍ ቁዋም ከኒ በየናይ መዓቀኒ እዩ ካብቲ ቀዳማይ ብዝበልጸ ሕጋውነቱ ዘመስክር፤ ናብቲ ታሪኻዊ ኣመዓባብላ ናይቲ ቀዳማይን እንኮን ኤሪትራዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Diocese-20-june-2014-1.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=vtOru17OkOM
The 20th of June is a day of commemoration for all those who sacrificed their lives for the Eritrean struggle for independence, and for those who lost their lives in the 1998-2000 border conflict with Ethiopia. It is also a commemoration day for all those political prisonerswho
መግለጺ መርበብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ካብ በዓል ናጽነት ናብ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዝሐለፈ ውሑድ ሰሙናት ህዝቢ ኤርትራ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ብሉጻት ዕሸላት ደቁ ከፊሉ ዘምጸኦ ጽንብል ናጽነት ብዝተፈላለየ መልክዓት ከብዕል ቀንዩ። ካባኡ ናብኡ ድማ ነቲ መዐልቲ ናጽነትን ልኡላውነት ሀገርና ኤርትራ ኩውን ንዝገበሩ፤ እቶም ኣብ ንእስነቶም ንህዝብና ምእንቲ ክሐልፈሉ፡
We take this opportunity to express our heartfelt gratitude and immense respect to the principled affirmation of your religious and spiritual national responsibility as articulated in your masterfully composed Pastoral Letter under the title of “Where is Your Brother?” [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/letter-Catholic_EGS-1.pdf"]
TORONTO — The Foreign Affairs department is investigating the Eritrean consulate in Toronto after allegations it continues to play a key role in a dubious tax scheme that has been linked to threats, harassment and intimidation. A government source said Eritrea would face repercussions, including the possible
The self-humiliating Eritreans through the Arabic connection Quote of the moment: “You cannot get tired of love but you get tired of fear”; Carlos Santana. Confession: I don’t know about you but I am a universal human being made in Eritrea from the Tigrigna speaking Christian background, though