https://www.youtube.com/watch?v=nWDaFZLDSK8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=nWDaFZLDSK8&feature=youtu.be
ፈስቲቫል ቦለኛ፣ ንኢሳይያስ ንግደት፣ ንኤርትራውያን ንድየት ከተማ ቦለኛ፣ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ተኣኻኺቦም ከም ሃገራውያን ሓድነቶም ዘሐይሉሉ፣ ብዓቢኡ ድማ ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብተባዓት ተጋደልቲ ዝካየድ ዝነበረ ናይ ቃልሲ ጥምጥም ንናጽነት፣ ሞራላውን ፋይናንሳውን ደገፍ ዝገብሩሉ ባይታ ከፊታ ብዝገበርቶ ታሪኻዊ እንግዶት ውዕለታ ብኣውንታ ክዝከር ዘለዎ
A fishing boat containing the bodies of about 30 people was being towed by an Italian navy frigate to the Sicilian port of Pozzallo in the latesttragedy to hit the busy Mediterranean crossing route. The Italian navy said the bodies had been found in the bow during a rescue
https://www.youtube.com/watch?v=mOgrL8jnC8A
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Ruwanda_como.pdf"] Click on this Shabait Link to Read the Revealing Paradoxical Incident of the PFDJ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Orthodox_Critic.pdf"]
ስርቅን ክትራንን ኣብ ከተማታት ኤርትራ አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት አዝዩ ሓያል ዝኸነ ስርቅን ክትራንን ምዕማጽ ደቂ አንስትዮን አብዚ እዋን አብ ዝኸፍኣ ደረጃ በጺሑ ይርከብ። ካብተን አዚዩ ስርቅን ክትራንን ዓመጽን ብሰፊሑ ዝርኣየለን ዘለዋ ከተማታት አስመራ፡ ከረን፡ ባጽዕ፤ ዓዲ ቐይሕ፡ መንደፈራ፤ ተሰነይ ባረንቱን ይረከብኦ። አብዚ ሕጂ እዋን አብ
The Italian Media has started to echo the message of justice The massacre of October 3 already forgotten Bologna hosts the party of the dictatorship of Eritrea Shared nobody noticed that the city, the gold medal of the Resistance and the symbol of steadfastness against terrorism, is
ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም ንኽስደዱ ዝሓልፍዎ መስገደላት ዝገልጽ ምርኢት፡ ልዕሊ 2 ሽሕ ኣመሪካውያን ተዓዚበሞም። ኣብ’ቲ፡ ብምኽንያት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ስደተኛታት፡ ኣብ ህይስተን ብ21 ሰነ ዝተኸብረ ጽንብል፡ ተዓዘብ’ቲ፡ ሓጺር ታሪክ ዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ኤርትራውያን ሓሳባት ለቢሶም፡ ኣብ ሃገሮም ዘጓኖፎም ግፍዒ፡ ክወጹ ዝሰግርዎ ጐቦ፡ ቁልቁለት፡ ስንጭሮን፡ ብፈንጂ ዝተሓጽረ መንገዲን ሰጊሮም፡
"በረኸት ሃብተስላሰ ዝጸሓፎ ቅዋም ንየው በሎሎሎ!!!!!!!!" ይቅረታ ብሓደ ስግንጢር ዝመስል ኣርእስቲ ጀሚረልኩም።ግን ብሓቂ ከም ቁምነገር ተሓሲቡ ዝተዘርበ እዩ።። ብኻልእ ዓይነት ቋንቋ ዝተዘርገሐ ቤላ-በለው ዓይነት ኮይኑ ከይስምዓኩም ብወረጃታት ማዕዶ ብቋንቋ ዓድናዝተዘርበ አዩ።እዚ ዘረባ እዚ ክዛረብ ዝኽእል ፍጡር ፡ብገለ ኣጋጣሚ ጎፍእንተ ኢሉኩም የተንፍስ ምህላዉ ክትጠራጠሩ ኢኹም እሞ፡ ቆንጢኹምሰብ ምዃኑ ኣረጋግጹ ።ሃይ እንተበለ፡ እሕሕሕ ወስኸሉ በልዎ። ውሕሕሕእንተበለ ግን ፡ከምዘይናትኩም ገዲፍክሞ ዓዲ እንተ ኣተኣተኹም ሓላልስለዝኾነ፡ ግልጽ ኢልኩም ኣይትርኣይዎ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ሰብ"ተመሊስካ እትረድኦ'ስ ገዲፍካዮ ኣይትእቶ' ዝብል ምስላ ወለዲ ኣይሰርሕን አዩ።ብነብሱ እውን ፍጥረት ህዝብና መሃይምነት ዝዕንድረሉሕብረተሰብ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ዝተናፈሰ ወረ ክመሚ ዓቅሚ ይውሕዶጥራሕ ዘይኮነ ፡በቲ ኣንፈቱ ዘይፍለጥ፣ ንረብሓ ረገጽቲ ዘገልግል 03፡መሽረፈት ከም ዘቀብል ገይሩ ከይፈተወ ክውደብ ስለዝተገብረ ኣብ ክሳዱገመድ ይጥምጥም ምህላው ክርድኦ ሓያለ ግዜ ክወስድ አዩ። ኣብ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ህዝቢ ዝደርበዮ ዱቦላ፡ ኢደ-እግሪሩ መትሓዚ ዘይነበሮ፡ ንለባም ዘይሓደሶ፡ ንዓሻ ግን መለሳ ኮይኑ ዝተሰምዖ መደረ፣ወርሕን ፈረቃን የሕሊፉ ኣብ ዘለወሉእዋን ፡ብስራሕ ምኽንያት ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣትየ፡ ምስ ሓደ ኣቀዲመዝፈልጦ ሻሂ ክንሰቲ ምስ ተኣለና፡ ዘረባ ዘረባ ዘምጸኦ ሃንደበት "ብበዓልዶክተር በረኸት ዝተጻሕፈ ቅዋም ንየው በልዎ "ዝብል ዱቦላ ዘረባ ምስሰማዕኩሉ ፡ቅንጥው እንተበልኩዎ ሃይ ስለዘይበለ ፡ብድድ አለ ቀልቀለይከምዝደርበኹ ጠንጢነዮ ዕዝር በልኩ።እታ ዘረባ ግን ከም ተራ ዘረባ ጌረክርዳኣ ኣጸገመትኒ እሞ ፡ምስቲ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ኢሰያስ ኣፈወርቂዝመደሮ ከተሳስራ ፈተንኩ። ከመቅጽበት ፡ብዘይካ ናይ ኣሰዃኹዓ ቃላትፍልልይ፡ መንፈሰን ሓደ ምዃነን ክርደኣኒ ግዜ ኣይወሰደለይን።ለከ ጥሪት'ሲካብ ዓበይቲ የብሉ ካብ ን ኣሽቱ በልኩ።ንሱ "ድሕሪ ካብ ማእለያ ዘየብሎም ተጻብኦታት ተሞክሮ ምቅሳምና መጻኢ መንግስቲ
https://www.youtube.com/watch?v=1PM9FX0AhEc&feature=youtu.be
ቦሎኛ - መናሃርያ ቃልሲ ሓርነትና’ምበር መደልደሊ ጭቆናና ክትከውን ኣይግባእን ዮውሃንስ ጸጋይ - ሎንዶን - 26 ሰነ 2014 ኣብ ዓቕመ-ኣዳም ዘይበቕዐት ንኡስ ዕድመይ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፈ፡ ብመትከልን ስነ-ሓሳብን ውድብ ህዝባዊ ግንባር ተሓጺበ፡ ኣብኡ ዓብየ ተጋዲለ፡ ሰንኪለ፡ ዝበሃግኩዋ ናጽነት ክርኢ በቒዐ። እታ ዝበሃግኩዋ ሓርነት ህዝበይ ግን ክርእያ ኣይበቓዕኩን።
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Eritrea-resolution-062714.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=Eqm44suhJWg&feature=youtu.be
ሖሎት ኣብ ዝተባህለ ክፉት ቤትማኣሰርቲ እስራኤል ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 1200 ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት፣ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብእግሮም ንልዕሊ ሰዓትን ፈረቓን ብምድረበዳ ተጓዒዞም ናብ ዶብ እስራኢልን ግብጽን ገማግም ሲናይ ብምምራሽ እቲ ተጻዒኑዎም ዘሎ ማእሰርቲ ክለዓለሎም ብዓቢኡ ድማ ከም ስደተኛታት ተሓሪሙዎም ዘሎ ናይ ዑቕባ መሰል ክሕለወሎም
ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ መዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ ብኽብሪ ዘኺሮም ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ዘኺሮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ነቶም ምእንቲ ሓርነት በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ምእንታና ዝተበጀዉን ንዘላኣለም ኣብ ልብና ዝነብሩን እዮም ብምባል ሽምዓን ዝተፈላለዩ ግጥምታትን ዜማ ስዋኣትን ብምቕራብ ብነበርቲ ላስቬጋስ ተዚኪሩ
ምርኡይነት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ጭፍራ ህግደፍ ኣብቲኣብ ዕለት04.07. 2014 ኣብ ቦሎኛ ክገብሮዝቀራረብዘሎናይዓበድበድፌስታንገለ ኣብቲ ናይ ላምፓዱሳ ሓደጋ ቤተሰቦም ዝተጐድኡዎም ሰባት ዓዲሙ ከላግጽ ይቀራረብ ኣሎ። ነዞም ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዕድመ ህግደፍ ኣሚኖም ዝብገሱ ዘለዉ ሕልና ዝጐድሎም ውልቀሰባት ኣብቲ ፌስታ ፍሉይ ዕድመ ገይሩ’ዩ ብግዳያት ላምፓዱሳ ተዋስኦ ክገብር ይሓስብ ኣሎ።
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Aboy-Mewail-final.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=xhip7c94xPQ&feature=youtu.be
INVITO ALLA CONFERENZA STAMPA - LUNEDI' 30 GIUGNO - ORE 11 - PRESSO LA SALA STAMPA DEL COMUNE DI BOLOGNA A Bologna è previsto dal 4 al 7 luglio il "festival" organizzato dal governo eritreo come strumento di propaganda e avvallo internazionale. Diciamo NO a questo festival e a qualsiasi forma
ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/IndianapolisReport_26042014.pdf"]
Months after the tragic loss of the 357 Eritrean refugees off the coast of the Italian island, Lampedusa, the "Eritrean government" is preparing to celebrate the 40th anniversary of the liberation era ‘Bologna Festival’, early July, 2014. What is your stand on this? [poll id="6"]
https://www.youtube.com/watch?v=RzVxU8c3KU4&feature=youtu.be
ብሓቆም ድዮም ዞም ኣሕዋትና ፈስቲቫል ከብዕሉ ናብ ቦሎኛ ንግደት ዓያሹ ሃገር ዘበላሹ Tesfamariam W/giorgis 25/06/2014 ህግደፍ ኢዶም ዘርጊሖም ክጽበዩ ቀደም መሲሉወም ገንዘብ ክኣርዩ እንተረኸቡ ገለ የዋሃት ዘይሰልቸዩ ወይቅር ዝበሎም መንነቶም ዘየጻረዩ ኣብ ቦለኛ ኣብ ዳስ ህግድፍ እትካፈሉ ሓደገኛ ምዃኑ ብረቂቕ ኣስተውዕልሉ ግዜ ኣኺሉ ዓማጽን ሓቀኛን ዝፈላለየሉ ትንገሩሎኹም ኣይሰማዕናን ከይትብሉ ህግደፍሲ ኮነ ኢሉዩ ብህዝቡ ዝጣላዕ ንዓኹም ሒዙ ንበዓል ሓንጎሎም ነቓዕ ኣጽኒዑ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/EYSC-NA-_1_Cat.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/EFNDlettersupport1-1-1.pdf"]
ኣይስወጠኩምንድዩ!? (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 4ይ ክፋል) ግደ ሓቂ፡ እዚ ፈጺሙ ዘይተጸበዮን ዘይገመቶን፡ ብሃንደበት ኣብ ኣዝዩ ሕሱም መግዛእቲ ወዲቑ ዘሎ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዝኸፈሎ ናይ እልፊ ኣእላፍ መስዋእትን ዘሕለፎ ውርደትን ሕስረትን፡ ሎሚ ሓለፋ ኹሉ ህዝቢ ዓለም፡ ሓርነትን መሰልን ዘሎዎ ህዝቢ’ዩ ክኸውን ኔሩዎ። ብሰሪ’ዚ ብዘይካ
መላጉቦ ጊዜ፡ ዝሓለፈ፣ ህልዊ፣ መጻኢ፤ ምስናድ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ ምዕቃብ ታሪኽ ናይ ዲሞክራሲያውያንን ሓርበኛታትን ኤርትራውያን ተፈልዩ ዘይረአ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ። ዕላማ ተበግሶ ምስናድ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. (ብጽሑፍ፡ ብቃል፡ ብስእሊ)፡ ብባህርያቱ ፍትሓዊ እዩ። ስለዝኾነ፡ ካብ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ንለውጥን ንፍትሕን ዝሓንን ዘሎ ቃልሲ ኣይፍለን። ምንቃስቓስ ዳግመ-ርኽክብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bay_AreaJune20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bole_Weldu.pdf"]
Fetsum: From the Forum As I keep penetrating deeper in to the nucleus of the Eritrean society which is a compound of nine nationalities I get challenged by the reality that I cannot positively affect it without disintegrating the issues encapsulated within the nine social elements
https://www.youtube.com/watch?v=0fjNJMv0_G0&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Philadelphia_June20.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/ቦሎኛ-07.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=4aHJRrLFGgM&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/h.m.n..pdf"]
Eritrean Campaign Successfully Highlighted the Concern over the Indefinit National service in Eritrea at the UN Human Rights Council’s 26th Session. (Geneva 20-06-2014) Campaigners from across Europe held a protest vigil outside the UN’s Geneva headquarters as the report on Eritrea’s Universal Periodic Review into human
ኣይንደጉል “ኣይትተሃመል … ኢና በጺሕና” ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ይርከብ ኣሎ። እዚ ማለት ድማ መግዛእቲ ህዝባዊ ግንባር (ስርዓት ኢሳይያስ) ዝኽተሎ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ዝቕጽለሉን እቲ ቀዳማይን ዘሎ ኣገባብ መግዛእቲ ዝዕንድረሉ ክኸውን እንከሎ በቲ ካልእ ሸንኽ ድማ ዲማክራሲያዊ ወይ`ውን ብበለካ ለኽዓካን ሰበይ ሰብካን ምትካልን ምህናጽን