ብደውና ካብ ሞትና
https://www.youtube.com/watch?v=-c_M26dVd-k ነቲ ብጥቅምቲ 2012 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኸታተሉዎ ሰሚናርን ዘተን ብምሉኡ ንምስማዕ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ https://www.youtube.com/watch?v=-qchzYqubQo#t=4645 https://www.youtube.com/watch?v=_5WAx3cj8QM
https://www.youtube.com/watch?v=jnbs4y9Pvfk
ንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ። ሓደ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ብምውህሃድ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ናይ ሃገሩ ብዝግባእ ናብ ረብሕኡ ብምቕያር፡ ናብ ጎደና ዕብየትን ምዕባለን ንኸምርሕ ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ረቛሒታት ሓደ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Bermuda-part-II.pdf"]
In our series of letters from African journalists, film-maker and columnist Farai Sevenzo considers why Eritreans endanger themselves so much to reach Europe. The Mediterranean is fast becoming a massive watery grave for Africans. Another 500 reportedly drowned off the coast of Italy the other week, while
ሓድጊ ህግደፍ (PFDJ'S Legacy) 2ይ ክፋል። 29-09-14:: ይሙን ቅጭን፡ ናይ ሕጊ ነገር ንሕጊ ገዲፍካ ብኣከያይዳ ወይ ሕጊ ናይቲ ሰልፈይ፡ መንግስተይ ትብሎ ኣጀንዳ ዕንወት እናመረሽካ ተመ ሓድራ ሃገርሲ እንታይ ክሳብ ትመስለልና ክንጽበየካ ኢኻ ሽዑ ከይኣክል ኣብ ቦሎኛ ንመጻኢ’ውን ኩሉ ግዜ ከምትዕወት ዝፈከርካ????? ዕላልና መቐጸልታ ናይቲ ”ቦሎኛስ እምበር
https://www.youtube.com/watch?v=8h9qbbgWe7g&feature=youtu.be
If I was President of Eritrea for a day Let me ask you this If you were President for a day, what would you do? If I was President of Eritrea for a day I would have done this: First thing in the morning I would have set
https://www.youtube.com/watch?v=o4c2gKsrkIw
ምልክታ ንደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ጽላል ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኖርወይ ካልኣይ ጉባኤኡ፡ ንዕለት 25.10.2014 ቀዳም ሰዓት 08፡00 ኣብ ከተማ በርገን ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ኩልኻትኩም ጸረ ህግደፍ ዝኾንኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣብቲ ጉባኤ ብኣካል ክትሳተፉ ይኹን ብመልእኽቲ ርእይቶኹም ክትሰዱ ከም ትኽእሉ እናፍለጥና፡ ብውልቀ ይኹን ንከባቢኹም ወኪልኩም ክትሳተፉ እትደልዩ ሰባት
ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ ድሕሪ'ቲ ንዓለም ዘሰምበደ፡ ኣብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ንምዝካር "ብትረ-ኦቶብረ" (ሰለስተ ጥቅምቲ) ዝጽውዑ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ኢጣልያን ውህደት ንደሞክራስያዊት ኤርትራን (Coordinamento Eritrea Democratica) ዝፍለጡ ተቓለስቲ ብሓባር ካብ 3ክሳብ5 ጥቅምቲ (ዓርቢ፥ ቀዳምን ሰንበትን) ናይ ዝኽሪ መደብ ተወዲቡ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/ሰልፊ-ህዝቢ-ኤርትራ-ተጸባጸቡ.pdf"]
ሳዕቤነ ከበሳ (The Plateau Effect) ስለምንታይ ጋም ማን? |ሓድሓደ ጊዜ ኣብ ዝቈምናዮ ንሽከል። ብርቱዕ ጽዒትና’ውን ኣብ ውልቃውን ዕላውን ሞያታትናን ዕላማታትናን ኣይንዕወትን። ንሸቶታት ውልቃውን ትካላውን ህይወትና፡ ንሕልምታትና ንድሕሪት ንድርኾም። ዝምድናታትና ምስ ሰባት ልዕሌናን ትሕቴናን ይድስክል። ኣብ ከበሳ ሓይልናን ክእለትናን በጺሕና ኢና። ዘገም ኢልና ከኣ ኣብ ዝቈምናዮ ንብስብስ። ንመውት። ኣዝዩ
ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ? ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ደብሱ ደቀይ ተንስኡ'ባ ፍትሒ ከተንግሱ! ኢላ ጀሚራ ኣላ'ወ ኣስመራና ቁጠዐኣ ክትገልጽ። ክሳዕ ሕጂ ደቃ'ዮም ይዛረቡላ ኔሮም፡ ሎሚ ግን ባዕላ'ያ ትደጒዕ ዘላ! ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ይቕጽል፥ ኣስመራና ጻዕዳ ካብ ዚገደደ ሕሰም ናብ ዚበኣሰ መከራ ምጒዓዝ ኣየዕረፈትን
https://www.youtube.com/watch?v=E3OHYCwZDjQ
Reporters Without Borders (www.rsf.org) Press release 23 September 2014 ERITREA Swedish prosecutor abandons journalist imprisoned in Eritrea The prosecutor has declined to pursue the case of a journalist with Eritrean and Swedish citizenship held in Eritrea since 2001 Reporters Without Borders is appalled that the Swedish judicial authorities are abandoning Dawit
እቶም ሊብያውያንን ኤርትራውያንን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ስደተኛታት፣ ናብተን ውሕስነት ዘይብለን ሰሙናዊ ካብ ክባቢ ትሩብሊ ተላዒለን ናብ ደሴት ላምቤዱዛ ዝጉዓዛ ጀላቡ ንኽሳፈሩ ኣቐዲሞም 1,200 ዩሮ (1,200 ፓውንድ) ክኸፍሉ ከምዝሓቱዎም ኢዩ ዝንገር። ጋዜጣ ኮሪረ ዴላ ሴራ ዝተመልከቶም ጸብጻባት ቤት ፍርዲ ከምዝሕብሩዎ፣ እቶም ሻቡ ክኸፍሉ ዘይክኣሉ ድሒሮም ክኸፍሉ ከምዝኽእሉ ኢዩ
https://www.youtube.com/watch?v=Ivun06rr67E
ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓድነትን ድሕነትን ኤርትራ ኣብ ሰያትል ብዝገበሩሉ ዕድመ መሰረት ትማሊ ቀዳም 20 መስከረም ኣብ ሰያትል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ብምርኻብ፣ ብዛዕባ ምድንፋዕ ህዝቢ ዝሰረቱ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ምቅልጣፍ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራን ሰፊሕን ሃናጽን ዘተ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ መእተዊ
A response to the diatribe of Sophia T/M endorsed by Canadian prof Max Forte on his blog We are among an international group of researchers – social scientists, historians, legal scholars and journalists – with decades of experience working on the Horn of Africa country of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Just-Imagine-This.pdf"]