https://www.youtube.com/watch?v=H9wluHc2vDo&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=H9wluHc2vDo&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ሰ.ኣሜሪካ-3-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Time-for-Reflection-IV-_1.pdf"]
ምህርትኻ ኣርእየና? ሓደ ህርኩት ሓረስታይ፡ ሓደ ምዕሮ (ኣርባዕተ ምለሊኽ) ዝኾና ዘርኢ መሸላ ወይ ጣፍ ካብ ለግስቲ ምስተዋህበኦ፡ ንሱ ኸኣ ግራቱ ገሪፉ፣ ረዊሑ፣ ኣዋህሊሉ፣ ዘሪኡ፣ ጻህዩ፣ ዓጺዱ፣ ጎኒኹ፣ ኣኺዱ ምህርቱ ምስሓፈሰ፡ "ምህርትኻ ኣርእየና?" ኢሎም እንተ ዝሓቱዎስ ነየናይ ምህርቲ ኾን መቕረበሎም ኢልኩምትሓስቡ? እተን ንዘርኢ ኢለን ዝተዋህቦኦ ምዕሮዶ ወይስ
እቲ ምእንቲ ሓርነትን ፍትሕን ስልጣኔን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈለ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ወግዓዊ ነጻነቱ ካብ ዝጓናጸፍ ልዕሊ 23 ዓመታት ኳ እንተሕለፈ፣ ብስንኪ ጥልመት ናይቲ ስስዐ ስልጣን ሃሙን ቀልቡን ዘዐወሮ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን፣ መጋበርያ ኮይኖሞ ዘለዉ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍን ጻምኡ ኣይረኸበን። ብሰንኪ እቲ ውዕል ጠለም ስርዓት፣ ኣብዘን ዝበዝሓ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/1st-Day-News.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Stuttgart.pdf"]
ኣገልግሎት ስደተኛታት ደንማርክ፣ ንጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት፣ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዘምለጡ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ካብቲ ስርዓት ዝወርዶም ሓደጋ ስለዘየልቦ፣ ቀጥታዊ ውልቃዊ ስግኣቶም ክሳብ ዘየረጋገጹ ኣብ ደንማርክ ዑቕባ ከምዘይወሃቦም ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩዎ ብዛዕባ ዝነበረ መደምደምታ ሓሳቡ ከምዝቐየረ ምግላጹ The Local ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። ኣገልግሎት
(Reuters) - Sudan's President Omar al-Bashir claimed victory over the International Criminal Court on Saturday after it shelved further investigation of war crimes in Darfur, and reaffirmed his hard line on the rebel region. The Hague-based court indicted Bashir in 2009 for war crimes, crimes against
Denmark admits 'doubts' about Eritrea report The Danish Immigration Service's fact-finding report on Eritrea has been under heavy fire since its release and the agency now says that the feedback "raises doubts" and that Eritreans can expect to be "granted asylum in many cases". The Eritrean regime
https://www.youtube.com/watch?v=JdbpIkJUw_s&feature=youtu.be
ዕለት 15/11/014 ካብ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት ዕደና ቢሻ ኢርትራ ጉዳይ ፥ክሲን ጥርዓንን ብዝዕባ ኩባንያ ኘቭስን ዘውረዶ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኢርትራዊያን ሰራሕተኛታት እዚ ዝስዕብ ክሲ ኩባንያ ነቭሰን ሪሶርሰስ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኢርትራውያን ንዝገበሮን/ ንዝፈጾሞን ንዝፍጽሞን ዘሎ ግህሰት ሰባኣዊ መሰላት፥ጭቖና፥ ምምዝማዝ፥ ሑሱር፥ ጉልበት፥ ምጥምዛዝን ምምዝማዝን ሕጊ ዕዮ ኢርትራን ኣህጉራዊ
- ኣብ ወድብ ምጽዋዕ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ጽዑቕ ናይ ዓይኒ የብለን ስኒ የብለይ ሓፈሻዊ ግፋ ተኻይዱ። እቲ ኣብ ምጽዋዕ ዝተኻየደ ከቢድ ግፋ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ምስ ተሰምዐ ድማ ናባና ምምጽኡ ኣይተርፎን እዩ ዝብል ሻቕሎት ፈጢሩ ቀንዩ። - ደሃይ ደቀን ክገብራ ናብ ሳዋ ወሪደን ዝቐነያ ስድራቤታት፣
https://www.youtube.com/watch?v=G25BM6wGDCY&feature=youtu.be
Youssouf has said that his country enjoys "excellent" relations with all its neighbors – except Eritrea. Djiboutian Foreign Minister Mahmoud Ali Youssouf has said that his country enjoys "excellent" relations with all its neighbors – except Eritrea. "There has been no major breakthrough with regard to relations between
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/ElectionReportDec7th2014.pdf"]
ንዝገበረ ወይ ግበረሉ ወይ ንገረሉ፡-ዝናታት ከተማ ሳንድየጎ! ኣብ ናይ ሎሚ ሓጻር ሓተታይ ብመጀመርያ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፣ ብዛዕባ እዚ ካብ 15-19 ታሕሳስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ጸዊዕዎ ዘሎ ህጹጽ ኣኼባ መሰረት ብምግባር ኣብ ሳንድየጎ ዝቕመጡ ደለይቲ ፍትሕን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ኣባላት ዝተፈላልዩ ፖለቲካውን፣ ሲቪካውን ማሕበራት፣ ንዓይን ንኩሎም ኣባላት ባይቶን ንምትብባዕን፣
ረፑብሊክ! ብምኽንያት ካልኣይ ሕታም መጽሄት ረፑብሊክ፡ ነቶም ኣብ ሕምብርቲ ጸላኢ ኮይኖም፡ ምልኪ ንምብዳህ ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑ ሃገራውያን እትምጉስ ናዕታ። ኣቱም ደቂ ሃገር ሰብ ድርብ መዓንጣ ኣብዛ ቦታ ራዕዲ ምልኪ ዘንቀጥቀጣ ዕጅብ ከይበለኩም ዝመጸኩም ጣጣ ነዛ ሓላል መሬት ሕሰም ክቕንጠጣ ጽሑፋት ዘርጊሕኩም ብመጽሄት ጋዜጣ ነቲ ውጹዕ ህዝብኹም ግዳይ ናይ ስልበጣ ትሕብሩዎ ኣለኹም ሓቂ ንኽፈልጣ! ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=DLwKcgR_NEs&feature=youtu.be
ዝኸበርኩም ኣባልት መሪሕነት ባይቶን፡ ፈጻሚ ኣካልን፡ ከምኡ መላእ ኣባላትን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ)፡ ልባዊ ሕውነታዊ ሰላምታይ ኣቐድመልኩም። ኣብዚ ፍሉይ ሓላፍነታዊ መድረኽ ኤርትራዊ እነብር ስለዘለኹ፤ በቲ ከም ህዝቢ ወሪዱና ዘሎ ዘየላቡ ኣሰቓቒ እዋንን፡ ማዕረ-ማዕረ እዚ ከኣ፡ በቲ ጠንባስ ህልው ኩነታት መሪሕነት ኤሃባዲለን፡ ኣብ
After two months of living in limbo in Calais and half a day hanging inches from death, Ahmed Osman must have felt that his 3,000-mile journey from Eritrea to join his older brother Jamal on English soil had finally come to a happy end. At some
Three Eritrean refugees have filed a lawsuit against a Canadian mining firm over claims that it conspired with the Eritrean government to force them and other conscripted workers to work at a copper mine for long hours while receiving little pay and living in squalid
https://www.youtube.com/watch?v=croXBJ8_5bs&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/GraffitiNewsFromAsmara-1.pdf"]
ጉጅለ ባህሊ ብድሆ ካብ ከተማ ስታቫንገር ትስጎግ 07.12.14 ብዓርቢ ሽዱሽተ ታሕሳስ ኣብ ክተማ ስታቫንገር ምርኢት ከተቕርድ ካብ ኤርትራ ዝመጸት `ብድሆ’ ዝተሰምየት ጉጅለ ባህሊ፡ ብሓያል ጻዕሪ ደለይቲ ለዉጢ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ኣብ ናይ ዜሮ ሰዓት እቲ ከተካይዶ ዝተሓስበ ምርኢት ከምዝስረዝ ተገሩ ይርከብ። እዛ ንሓሙሽተ ፍሉጣት ስነጥበበኛታት ብምሓዝ ናብ ከተማ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/article-bdho2.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=App5acq1SlA&feature=youtu.be
ፖሊስ ጀርመንን ጥልያንን፣ ሊብያ መዋፈሪኦም ገይሮም፣ ክሳብ 3 ሽሕ ዶላር ንሓደ እናኣኽፈሉ ልዕሊ 20 ስደተኛታት ዝሓዛ ጀላቡ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ከሰጋግሩ ምጽንሖም ዝኸሰሱዎም፣ 29 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣብ ጀርመን ዝምቕማጡ መዓሾ ተስፋማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ ዝርከቦም 11 ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታት ከምዝኣሰሩ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እዞም