Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እዋናዊ ትምህርታዊ–ሓዘል ህዝባዊ ሰሚናር

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ብምትሕብባር ምስ ዶክተር በላይ ዎልዳይ ከምኡውን ዶክተር ሙስጠፋ ሰሌዳይ ኣብ “ማሕለኻታትን ብድሆታትን ህዝቢ ኤርትራ” ከምኡውን “ሓድነት ኣብ ሞንጎ ድልየትን ሸፈጥን ” ዝብሉ ትምህርታዊ–ሓዘል ኣርእስታት ኣዳልዩ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተ ይዕድም።  

ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ብምትሕብባር ምስ ዶክተር በላይ ዎልዳይ ከምኡውን ዶክተር ሙስጠፋ ሰሌዳይ ኣብ “ማሕለኻታትን ብድሆታትን ህዝቢ ኤርትራ” ከምኡውን “ሓድነት ኣብ ሞንጎ ድልየትን ሸፈጥን ” ዝብሉ ትምህርታዊ–ሓዘል ኣርእስታት ኣዳልዩ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተ ይዕድም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • dawit December 10, 2014

    I wish you a successfull seminar.And I recommand to other prepAratory committee for seminars to arrange in this way I mean intellectuals from both religion.At this time this way is the only choice we have.Don’t we spent our time for rubbish work.Eritrean is for Muslims and Christians.

  • Tewelde December 10, 2014

    hope will be a model to other Eritrean Oppositions Seminars.

  • ሃገር ባሕሪ December 13, 2014

    ኣሕዋት ልብና ብቐሊል ስይትጠበር። ለባማትን መስተውዓልትን ንኹን። ሓድነትን ውክልናን እኳ ኣገደስቲ እንተኾኑ ቀንዲ ግን ካብ
    መን ኢዮም እንታይ ኢሎም ንበል።

POST A COMMENT