https://www.youtube.com/watch?v=BUA_U2aofeU&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=BUA_U2aofeU&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=19aFW2Mww8o&feature=youtu.be
We – Americans of Eritrean descent – are calling for the U.S. government to save 700 of our fellow Eritreans who are here in America from imminent torture or death at the hands of the brutal, dictatorial regime that rules Eritrea. On September 13, 2017, the
ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ جمعية سنيت الإريترية ውጽኢት ምይይጥ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎን፣ ኣምባሳደር ዓንደብርሃንን ኣቐዲምና ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ምስ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎ ንምርኻብ ዝወሰዶ ተበግሶ ኣዚና ነመስግን። ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ንብድሕሪ ሕጂውን ንኹሎም ውድባትን ሲቪካውን ፖለቲካውን ጽላላትን፣ ህዝባዊ ባይቶታትን፣ ብዘይ ኣፈላላይ እናተቐበለ ክዛተ ድሉው ምዃኑ ንኹሉ
https://www.youtube.com/watch?v=A1tgfyuOOk8
ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሓደ ጽላል ተጠርኒፍና ንኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ክንቃለስ ጸኒሕና። የግዳስ ዘራጊት ማይ ዘላተን ኣሓስ ጽሩይ ማይ ነይሰትያ ከም ዝብሃል፡ ኣብ ውሽጥና ተቓለስቲ ተመሲሎም ዝኣተዉ ጸየቕቲ ነቲ ብጽፈት ዝኸይድ ዝነበረ ቃልሲ ክዓናቕፉዎ ስለ ዝኸኣሉ፡ ሎሚ ጽላል ኖርወይ ከም ቀደሙ የሎን። ድሕር’ቲ
https://www.youtube.com/watch?v=c7dVzcoZj3c&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=wyb4uRKQolM&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንሓደ ካብቶም ኣምሳያ ናይቲ ዝዓጸዎ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ መተካእታ ምዃኑ ዝምክሓሉ ዝነበረ ኣብ ሓልሓለ ዝርከብ ኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፡ ብሃንደበት መናበዪ ስታላታት ገይሩ ስለዝዓጸዎ፡ እቶም ሎሚ ዘበን ኣብታ ኮለጅ ክጅምሩ ዝነበሮም ተማሃሮ መእተዊ ስኢኖም ከምዝተዘናበሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ንኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ሓልሓለ መናበዩ ስታላታት
መራሒ መንግስቲ ወይ ሃገር፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ወይ ኣብ መጋባእያ ህዝቢ፡ መግለጺ ክህብ’ዩ ክብሃል እንከሎ ህዝቢ፡ ንኩነታት መነባብርኡ፡ ጸገማቱን መጻኢ ህይወቱን ዝምልከቱ ውሳኔታትን ኣዋጃትን ክለዓል’ዮም ኢሉ ስለዝኣምን ኣእዛኑ ጸልዩን’ዩ ዝጽበ። ካብ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ግን፡ ብዘይካ’ቲ ዓመት መጸ፡ “ካብ ዝሓለፈ ተሞኩሮና ብዙሕ ተማሂርና ኢና፡ ግዳማዊ
By MALIKA ANDREWS New York Times News Service, November 4, 2017 Before the most decorated American marathoner can race, before he pounds out 26.2 miles across the five boroughs of New York City, burning thousands of calories and bloodying his feet, he needs one thing in particular. He needs his
https://www.youtube.com/watch?v=PX4z8CPi09A&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=nmTXolhkAmA&feature=youtu.be
Everything comes and goes but the worst thing in life is killing initiatives with reckless procrastination. Opportunities after all cannot survive without acceleration as we witnessed time and again in the Eritrean diary. The Voccaroian initiative for unity, for instance could have succeed by now
POLITICS Everyone in Eritrea is desperate to flee, including the President’s son OCTOBER 11, 2017 by ABRAHAM T. ZERE0 Image Credit: Joseph Bautista via Flickr Creative Commons In today’s Eritrea, there is no difference between the jailer and the jailed. The political culture is so violent and desperate that the president’s own son attempted to escape the country. President Isaias Afwerki’s
https://www.youtube.com/watch?v=iy6BHLLsDrE&feature=youtu.be
Ozichi Emeziem “Never stop fighting for what you believe in and never give up on your dreams.” That's Petros Tesfagherghis' advice – and the belief he lives by. Petros is modest and unassuming. Asked about his own successes and difficulties – including twice fleeing his home country of
https://www.youtube.com/watch?v=CSnhHuL7O70&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=BinBxFXSxos&feature=youtu.be
Pro-justice Eritrean American residents in the Washington, DC region have successfully persuaded US authorities to block Yemane Gebreab, Head of Political Affairs and Presidential Advisor, from headlining a meeting organized by the Eritrean government and its sympathizers. The meeting was scheduled at the Doubletree Hotel Crystal
ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን The struggle against Dictatorship and the Psychology of the Eritrean Politics ብፍስሓ ናይር ዕላማ ናይዚ ሓተታዚ ኣብዚ እዋንዚ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስያ ሰለምንታይ ኢዩ ካብዚ ዘለዎ ምንጽጻግን ኣብ ሓድሕድ ምንእኣሰን ክወጽእ ዘይከኣለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ናይ 15 ዓመታት ቃልስና ኣብ
ማሕበር ኣካሇ ጽጉማን ኤርትራ ኣብ ሆሊንዴ ፡ መዱብዎ ዝጸንሐ ጉባኤ ማሕበር ብዕሇት 07-10-2017 ኣካይደ። ኣቦ መንበር ማሕበር ፥ ናይ እንኳዕ ዴሓን መጻኩም ቃል ዴሕሪ ምሃቡ ፥ ንተሳተፍቲ ኣባሊትን ፡ ከምኡ’ውን ነቶም ብቕቡል ምኽንያት ንጉባኤ ክመጽኡ ዘይጠዒሞም ኣባሊትን ፥ ተዯናገጽትን ብምዝካር፥ ነዚ ቅደስ ናይ ግብረ-ሰናይ ማሕበር
https://www.youtube.com/watch?v=xYP-AJqfZGU
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ 8 ጥቅምቲ፡ ካብ ሰዓት 2:00 – 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣርሊንግተን፡ Double Tree ኣብ ዝብሃል ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ክሳተፍ መደብ ዝነበሮ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ኣብ ትሕቲ ፖሊስ ኣርሊንግተን ከምዝርከብ፡ ምንጭታት፡ ካብ
'ሕድሪ ስዉኣት ንልምዓት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዲዩ -- ናብ ሃገሮምን ህዝቦምን ወዲቚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ኩሉ ዓይነታዊ ጸገም ዝላገጹ ሰብ ሕመቕ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ትማሊ ቀዳም 07/10/2017 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ተኣኪቦም ዉዒሎም። እዚ ዋዕላ ብቐንዱ ነቲ ኣብ ሆላንድ ክካየድ-ዝተሓስበ ዋዕላ መንእሰያት-ህግደፍ 2017 እሞ ብድሕሪ
ኣብዚ እዋን’ዚ ዋላ’ኳ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ስቃይን ሓሳረ መከራን ህይወት የሕልፍ እንተሎ፡ ካብኡ ናብኡ ግን እቲ ንናጽነት ኤርትራ ዝሰንከለን ኣብ በረኻ ከርተት ዝበለን ተጋዳላይ፡ ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ሃገርን መዕቀኒ ዘይብሉ ሕሰም የሕልፍ ኣሎ። ሓቂ ንምዝራብ፡ እቲ “መጀመርታ እንተለዎ መወዳእታ’ውን ኣለዎ” ኢሉ፡ ነታ ሓንሳብ ዝዓጠቃ
https://www.youtube.com/watch?v=3p8ZJ4uF9-g&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=zfAB4L7SpjY&feature=youtu.be
ኣንታ ጅግና ቢተወደድ ኣቦ ዶ ተሳኢኑ ዘርእኻ ዘዋድድ ኣደ ዶ ተሳኢና ተምሳልካ ትወልድ ምቑሕካ ፈቲሑ ብሕጊ ዝፈርድ ኣምሳያኻ መላኺ ዝቕፍድ፡ ሳይንስ ከ `ታይ ኮይኑ ከም ማህጸን ዝሕንግድ ኣይተወርየሉን ዶ ደቂ 60 ከእንግድ፡ ዓባጢትካ ናይ ጋኔናት ጉድጓድ ሰልሚ ኮይና ምስ ኣበየት ምስዳድ ብልሓት ተሳኢኑ ታኼላ ዝስግድ ተኻሊ መሳልል ሓርቢቱዋ ውላድ እንሆ`ዛ ሃገር ከም ሕሱም ትዓብድ፡ ማይ እናሃረማ እኽሊ
ሓንጎልና በሪሑ መኣዝኑ ስሒቱ መልሓስና በሊሑ ነገር ኣብ ርእሲ ነገር ጥሒሱ ደረቱ ኩሉ ፈላጥ ኮይኑ ዝዛረብ እምበር ዝሰምዕ ተሳኢኑ ዋእ! ሰብ ‘ዶ ሓንጎሉ ይበርሕ ‘ዩ? እወ ይበርሕ: ከመይ ዘይበርሕ ጨጉሪ ርእሲ ግዳ ዝንቡር ኣብ ድያስፖራ: ምስተሳእነ ዝመክር ካብ ርእሲ ሓሊፉ ናብ ሓንጎል ይሰግር እዚ ግን ልሙድ ከይመስሎኩም ኣይተራእየን ኣብ ካልእ ሃገር ንበይኑ ‘ዩ ናትና ነገር ኩሉ ፈላጥ: ኩሉ ሃብታም: ኩሉ ምሁር ናይ ዓለምና መስተንክር! ዋእ! ኣንታ ‘ታይ ትብል? ከምዛ ዝብለኩም! ኣይወሰኽኩ: ኣይጉደልኩ ንዓይኒ ከይኮነና ከይኮነኩም ናይ ሎሚ ኤረትሪያ: ፕሪሞ ናይ ዓለም! ንብለኩም ዋእ! ካበይ ዝመጸ ባህሊ ‘ዩ ‘ዚ? ከምዝመስለኒ: ከምዝመስለኒ ‘የ ደልኩ ኣብ ግዜ ህግደፍ: ኩሉ ብግምጥሊሽ ዝጠመየ ጽጉብ: ጉዕ በርበረ ኮይኑ ድንሽ ፍሩታታት ኣጥፊእካ: ናይ ምራራ ሓሺሽ ኣየ ብላሽ! ግዝኣተ ህግደፍ ንበትክታት: ኣሰዊዱ ንፈላጣት: ሓሪዱ ንሃብታማት: መንጢሉ ንድኹማት ሕልና: ኣገቢሉ ንሕጊ ረጊጹ ሃገር ብሃገራ ጅሆ ሒዙ ሕረድ! እሰር! መንዝዕ! ሃግር! ነዞም ፈግራግር ናይ ህግደፍ መምርሒ ሰብ ውሒጦሞ ብፍርሒ ስለዚ ‘ዩ ድማ ዳርጋ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ሰብ ርእሱ ዘይኮነ ሓንጎሉ በሪሑ መን ብራሕ ኢሉካ ከይበሃል ፈሪሑ ብውሽጡ ጌርዋ ቁርጥም ኣቢልዋ ናይ ውሽጣዊ ብርሒ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ጥራይ ኢኹም ትሪኡዋ! Simon G.
ምስጢር ግዳይ በዓል ጽሩራ ህግደፍ ዝኾነት ጓል ስውአትን፡ አውያት ዓሳታት ማእከላይ ባሕሪ ዝተቛደስዋ "ሳሊናን"፥ ስለምንታይን? ስርዓት ህግደፍ ንሕድሪ ስውአት ጎስዩ፡ ንህዝብን ንዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑን፡ ብዘይ መስርሕ ሕጊ ኸርዲኑ ምስቃይ ከይአኽሎ፡ ስድርኦም ሲኢኖም፡ አብ ትሕቲ ባሩድን ሃድን ነፈርትን፡ አብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበዩ፡ ዘኽታማት ደቂ ስውአት'ውን ከይተረፉ፡
The World Council of Churches (WCC) has said it will pray and work for peace between Eritrea and Ethiopia in an attempt to partake in the resolution of a longstanding border dispute. This was disclosed by a WCC delegation that visited the Eritrean Orthodox Tewahdo Church last month
Saying that “Eritrea is in an aferkubu situation” has now become a cliché. But, there is some truth in it. Most people will mention the needless impoverishment of the population, absence of civil liberties, no freedom of the press, no constitution, no independent judiciary, no
https://www.youtube.com/watch?v=NKZVq2F9onI&feature=youtu.be
ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 15 ሕዳር 2017 - ምልካዊ ስርዓት ንምውጋድ መናሃርያ ንግበራ ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፦ ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን። ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣ ኣፍረይቲ ደቃ ካብ ሃገር
An Appeal to All Justice-Seeking Eritreans Worldwide Let’s Make November 15, 2017, the beginning of the end of the dictatorship in Eritrea Dear Fellow Justice-Seeking Eritrean, As a Justice-Seeking Eritrean, we have no doubt that you are being tormented and deeply saddened by the increasingly worsening situation in
https://www.youtube.com/watch?v=wbXV_3ssqCE&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንዕጡቕ ጉጅለ ሶማል፡ ኣሽባብ፡ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣብ ዝገበረሉ እዋን እቲ ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ተደፍአ ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን ተታሒዞም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተስፋልደት ኪዳነን ሳልሕ እድሪስ ጋማን ነጻ ከምዝተለቁ ወኪል ኣሰና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ። ጋዜጠኛ
ሱር በተኽ ዝኾኑ ቁኑዓት ሐሳባት ካብ ተራ ውልቀ ሰብ ክፍልፍል ይኽእል እዩ። ኣብ ግብሪ ክትርጎም ግን ብዙሕ ጻዕረን ተወፋይነትን ክእለትን ናይ መሳለጢ ገንዘብ የድልዮ። እቲ ናይ ሰላም ምንቅስቃስ ብኣብረሃም ገብረሊባኖስን ኣብ ኤሪትራ ዝዓበየ ብምብጋሱ ዝያዳ ኣገዳሲ ይገብሮ። ኩነታት ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ተንኪፎዎ ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ
https://www.youtube.com/watch?v=iLUAaf96hlo&feature=youtu.be