In spite of the failure to listen to the voices of reason, the EDA leadership and the National Conference architects and spin-doctors continue to insist that the process of the Conference is winning the hearts and minds of Eritrean Diaspora. But the actions and the thinking that shaped the conference speak otherwise.
International Crisis Group ዝብሃል ነጻ ምዃኑ ዝገልጽ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ከም
አባ ሉቃስ ምስ ካልአይ ርእሶም ካብ ኤርትራ ብዮፍታሀ ዲመጥሮስ ተላኢኾም ጽባሕ ናብ ሃገረ-እስራኤል ክአትዉ ትጽቢት ይግበረሎም። ተልእኮኦም ነቲ አብ ሃገረ-እስራኤል ዝርከብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ንምፍራስ ኮይኑ፣ ብዮፍታሀ ዘድሊ ሓገዝ ተጌሩሎም ከምዘሎ ኣብዚ ከባቢና ይውረ ኣሎ።
The dictatorship of 
Eritrea
The Libyan authorities have released most of the detainees of Misrata and other detention centres into the streets of different cities. This may sound like good news but they have nothing with which to survive.
Human Rights Concern – Eritrea (HRCE) would like to express its condolences and deepest sympathy to the families of those who lost their lives in the recent two bomb explosions, in
ብ11 ሓምለ ብነብሰቕትለታዊ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣሸባብ ዝሞቱ 6 ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት 18 ሓምለ ኣብ ካምፓላ Old Kampala community centre ኣብ ዝተባህለ ማእከል ጸሎተ ፍትሓት ከምዝተገብረሎም ኒው-ቪዥን ዝተባህለት ጋዜጣ ኡጋንዳ ጠቒሳ።
Reliable intelligence sources have revealed to Ultimate Media that the Uganda Young Democrats (UYD), one of the top youth political organizations in Africa and the African National Congress Youth League (ANCYL) of South Africa are some of the youth organizations internationally that have been forced by security forces in their respective countries to cancel their participation in the International Youth Forum in Asmara, Eritrea that is scheduled between 16th and 23rd , July 2010.
This is utter carnage, but like it or not, this is the face of terrorism.
ዕለት 11 ሓምለ 2010 ሰዓት 10.00 ምሸት ምዕጻው ጸወታ ጽዋእ ኩዕሶ እግሪ ዓለም እንዳተኻየደ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ብድምቀት ምስ ብጾቶም ኣብ ኢትዮፒያን ቪለጅ ረስቶራንት ዝተባህለ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ፣ እንዳረኣዩ ከሎው ብፈጸምቲ ነብሰ ቅትለት ብዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ህይወት 6ተ ኤርትራውያን ሽዑ ንሽዑ ተቐዚፉ።
Eritrean Research & Documentation Centre /E.R.D.C./ strongly condemns the Kampala Terrorist activities which cost the life of 74 innocent World Cup Football match watchers, which Five of the were Eritrean refugees and migrants in Uganda.
ብርኽቲ ሃገርና፡ ብሳላ ዘይተሓለለ መስዋእቲ ደቃ፡ ከም ኩለን ሃገራት ዓለምና ከተፍርን ክትፈርን ካብ እትዳረግ ዳርጋ 20 ዓመታት ኮይኑ እኖሆ። ብዘይሕብእ ምብእ’ውን፡ ንወዮ ዝፈረየ ቁሩብ ቁራቦ ለለልዩ ንበይኑ ዝቛርፍ ተካል ስርዓት ኣጋጢሙዋ ብጥምየት፡ ብንድየት፡ ብስእነት፡ ብሙህሮ መዳርግቲ ዳርጋ ዝተሳእና ድሕርቲ ሃገር ዝብል ኣኽሊል ለቢሳ ኣላ።
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብዛዕባ ኣካለጽጉማን ኣብ ከተማ ሺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተኻየደ ጉባኤ ኾይኑ፡ ተወሳኺ መብርሂ ንምሃብ’ዩ። እቲ ጉባኤ ዝሓገጎ ሕግታትን ዝሓንጸጾ መደብ ስርሓትን ንህዝቢ ኣቃሊሑ’ኳ እንተኾነ፡ ስርሑ ኣሳልጦ ንኽረክብ ብተደጋጋሚ መብርሂ ምሃብ ኣገዳስነት ኣለዎ እብል።
ንዕለት 18 ሓምለ 2010 ኣገዳሲ ኣኼባ ስለ ዘሎ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ምሳና ሓቢሩ ብዛዕባ ሃገሩ ክዝቲ ብትሕትና ንዕድም።
ብሰንበት ዕለት 11 ሓምለ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምምልከት፡ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ሰፊሕ ምዪጥን ምርድዳእን ዝተገብሮ ኣኼባ ተኻይዱ፡፡ እዚ ኣኼባ`ዚ ኣቐዲሙ ክግበር መደብ ወጺኡዎ እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ቴክኒካዊ ጸገማት`ዩ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተገብረ ክጸንሕ ክኢሉ፡፡
ድሕሪ ተደጋጋሚ ኣኼባታትን ምይይጥን ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ፕሮግራሙ ኣጽፊፉ ዓላማታቱ ኣነጺሩ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር
ብእስላማዊ ጥሩፍነትን ምስ ኣልቓዒዳ ዘለዎ ርክብን ዝኽሰስ ሶማላዊ ጉጅለ ኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዘካየዶ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ኤርትራውያን መንነት ናይቶም ሽዱሽተ ክረጋገጽ ከሎ፡ ናይታ ሓንቲ ጓልንስተይቲ መንነት ግን ብሰንኪ ከቢድ ኩነታት ማህረምታ ብቐሊሉ ክረጋግጽ ከምዘይተኻእለ ምንጭታት ካብ ካምፓላ ሓቢሮም።
U.S. President Barack Obama says the bombings in Uganda that killed 76 people watching the World Cup final on television show extremist militant groups have a vision of “destruction and death” for Africa.
ዝኸብርኪ/ዝኸበርካ ወዲ/ጓል ሃገር፡ ብቐዳምነት ምዉቅ ሕውነታዊ ሰላምታ ይብጻሕካ/ኪ።
Bob Geldof’s battle to stage Live Aid after being inspired by the Ethiopian famine is to be turned into a TV film.
Reporters Without Borders wrote on 13 July to Sudanese president, Omar al Bashir, urging him to immediately lift prior censorship of the written press. Here is the text of the letter: