Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንነት ናይቶም ግዳይ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣሸባብ ዝኾኑ ኤርትራውያን ተረጋጊጹ።

UGANDAብእስላማዊ ጥሩፍነትን ምስ ኣልቓዒዳ ዘለዎ ርክብን ዝኽሰስ ሶማላዊ ጉጅለ ኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዘካየዶ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ኤርትራውያን መንነት ናይቶም ሽዱሽተ ክረጋገጽ ከሎ፡ ናይታ ሓንቲ ጓልንስተይቲ መንነት ግን ብሰንኪ ከቢድ ኩነታት ማህረምታ ብቐሊሉ ክረጋግጽ ከምዘይተኻእለ ምንጭታት ካብ ካምፓላ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT