Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ብዝምልከት ሰፊሕ ምርድዳእ ዝተገብሮ ኣኼባ ተኻይዱ

Osloብሰንበት ዕለት 11 ሓምለ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምምልከት፡ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ሰፊሕ ምዪጥን ምርድዳእን ዝተገብሮ ኣኼባ ተኻይዱ፡፡ እዚ ኣኼባ`ዚ ኣቐዲሙ ክግበር መደብ ወጺኡዎ እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ቴክኒካዊ ጸገማት`ዩ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተገብረ ክጸንሕ ክኢሉ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT