http://www.youtube.com/watch?v=dl4YOSMrQdY&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=dl4YOSMrQdY&width=200&height=200
ኣወሃሃዲ ሽማግለ ደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ብዕለት 19 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ኦስሎ መስራቲ ጉባኤኡ ኣካዪዱ። ተጋባእቲ ጸብጻብ ናይ ግዝያዊ ኣወሃሃዲ ኮሚቴ ድሕሪ ምስማዕ ጉባኤ እትመርሕ ሰክረታርያ መሪጾም። ንኣቃውማን ውሽጣዊ ሕግታትን ዝምልከት ዓንቀጻት ብዕቱብ ተኻቲዖም ድሕሪ ምጽዳቕ ድማ ክልተ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦ 14 ዝኣባላቱ ካብ ውድባትን ማሕበራትን ዝተወከሉ
ውጻእ መዓት ዓዲ ኣቤቶ መእተዊ እዛ ሓጻር ዛንታ ናይ'ቲ ኣብ'ዚ ግዝያት ልክዕ ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት፡ ብዕለት 4, 11, 2004 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘጋጠመ ፍጻመ ምርኲስ ብምግባር ብመልክዕ ሓጺር ዛንታ ዝተጻሕፈት ኢያ። እዛ ዛንታ ንገለ ገጽታ ናይ`ቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ብኣሽሓት ዝቊጸሩ ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘዉረዶ
ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ወይ ኮንፈደረሽን ከምእትሓብር ምግባር ፕረዝደንት ኢሰያስ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ከም ቀዳማይ ኣጀንድኡ ብምሓዝ ክሰርሓሉ ከምዝጸንሐን ሕጂ`ዉን ይሰርሓሉ ከምዘሎን ኣብርሃም ያየህ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይ'ቲ ብግንቦት 7 ዝፍለጥ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ዉድብ ኢትዮጵያ፡ ኣብቲ ንዉድቡ ብምዉካል ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ
http://www.youtube.com/watch?v=26NjvLUErOM&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=SSpwTodwf-I&width=200&height=200
ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ኣሜሪካ ንዘለዋ ብፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመርሓ ቤተ ክርስቲያን ንኸፍርሱ፣ ዮፍታሄ ድሜጥሮስ ዝመርሖም ልኡኻት ናብ ኣመሪካ ኣበጊሱ ኣሎ። ዮፍታሄ ዝኾነት ቤተ ክርስትያን ኣብ ኤርትራ፣ ነቶም ኣብ ደሴት ላምፓዱዛ ዝሃለቑ ንጹሃት ዜጋታት ጸሎት ፍትሓት ከይግበር ትእዛዝ ሂቡ ኣሎ። የማነ ገብረኣብ፣ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፣ ብግልጺ
http://www.youtube.com/watch?v=MoujdwlBXwA&width=200&height=200
ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ
ኣብ ለንደን ዝርከቡ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፣ ብረቡዕ 23 ጥቅምቲ 2013፡ ብምኽንያት ህልቂት ላምፐዱዛን ናብኡ ዘብጸሐ ምልካውን አዕናውን ኣካይዳ ስርዓት ኢሳይያስን፡ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ፡ ተሓታቲ ናይቲ ጥፍኣት ስርዓት ኢሳይያስን ጉጅልኡን ሙዃኖም ብምርግጋጽ ነቲ ስርዓት ኣጥቢቖም ኮኒኖሞ። እዞም ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ኣብቲ ህዝባዊ ግንባር ዝመርሖ ዝነበረ ሃገራዊ
ሲቪካዊ ባህላዊ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራውያን ተባሂሉ ዝፍለጥ ብህግደፍ ዝዝወር ኣብ ኦክላንድ ዝርከብ ማሕበር፣ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ከላህዩዎም ዓዲሞሞም ዝነበሩ ከዋኽብቲ፣ ኣርቲስት ዮሃንስ ትኳቦ (ወዲ ትኳቦ) ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ነቲ ን26 ጥቅምቲ ከካይዶ መዲቡዎ ዝነበረ መደብ ሳዕስዒትን ዳንኬራን ከምዝሰረዞ በወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንምስራዝ
ህግድፍ፡ ኣኽብሮትና ኣበርዒንዎ፥ ስልጣኑ ንህዝቢ የረክብ! (ትርጉም ናይታ ብእንግሊዘኛ ብዕለት 10/23/13 ኣብ ኣስና ዝወጽኣት) ቅድሚ ክልተ ሰሙናት ኣቢሉ ሓንቲ To the unknown soul እትብል ቴማ ጽሒፈ ኔረ። እታ ቴማ ብሰንኪ እቲ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ህልቂት ኤርትራውያን ዝተሰመዓኒ ዘናውጽ ሓዘን ንምፍኳስ ጽሒፈያ። ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ 24/5/1991
ብሰናይ ምምሕዳር ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ሞ ኢብራሂም ብቑዕ መራሒ ኣይረኸበን፡ ኤርትራ ዝኸፍአ ምሕደራ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ==================================== ብእንግሊዛዊ-ሱዳናዊ ዶክተር ሞ ኢብራሂም ብሰናይ ምሕደራ ንዝተዓወቱ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝወሃብ ሽልማት ብቑዕ መራሒ ስለዘይረኸበ ንኻልኣይ ዓመት ከይተዋህበ ሰጊሩ። እዚ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራቶም ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራውን ዘመዝግብዎ ዓወታትን ንደቀንስትዮን መንእሰያትን ንምምዕባል ዝገብርዎ
ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ። እቲ ትሕዝቶ ሓደን ተኣሳሲሩ ክኸይድ ዘለዎን ስለ ዝኾነን፣ ኣንባባይ ዝተኣሳሰረ
http://www.youtube.com/watch?v=wkd62tPVSBg&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=k1jjVn7aEmE&width=200&height=200
THE African Union (AU) has belatedly reacted to the drowning of hundreds of would-be migrants from Eritrea, whose boat sank off the Italian island of Lampedusa on October 3. After its mystifying initial silence, the AU Commission on Monday declared November 3 a continental day of
PFDJ has forfeited its right to be respected: it must surrender power to the rightful owners. A couple weeks ago I wrote an essay entitled, to the unknown soul. It was an attempt to share my shock and grief upon the peril of hundreds of young
Survivors of a shipwreck in which hundreds of African migrants died have protested in Italy after being excluded from a ceremony to honour the victims. Lampedusa: Survivors excluded from Italy memorial - BBC Video Clip
ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ
http://www.youtube.com/watch?v=WWp4aM8gDno&width=200&height=200
Fetsum: SELF RELIANCE or SELF DESTRUCTION IIREMINDER: My computers are still messed up and I am working at minimum to communicate in this forum. I apologize ahead if you find my article longer than your expectation but I hope you understand the problem. Objective reality: ‘The duty of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/መዓልቲ-ሰኑይ_poem.docx"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/public-event-Orthodox.pdf"]
እቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓንሳብ ናይ ኣፍሪቃውያን ሓንሳብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃውያን እናበለ ክሓባብኦን ክነነኣእሶን ዝቐነየ ኣብ ልቢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ቁስሊ ፈጢሩ ዘሎ 360 ዜጋታት ዝቐዘፈ ትራጀዲ ላምፐዱዛ እንተላይ ንሰበስልጣን ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ብቐጥታ ተንኪፉዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ ሓደ ካብቶም በዚ
http://www.youtube.com/watch?v=JmIXfgQA4Oc&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=bUc_n1t0EWk&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=MxdrEi_bys0#t=505&width=200&height=200
Survivors of a shipwreck in which hundreds of African migrants died have protested in Italy after being excluded from a ceremony to honour the victims. Detainees at a holding centre on the island of Lampedusa emerged en masse and staged a sit-in, blocking a road. A big
ሞት እናፈራሕና ‘ምበር ሞት ለሚዱና ኤርትራውያን ኣሕዋት፣ ንወስን!! እቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ደንደስ ባሕሪ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ዓለም ዘንቀጥቀጠ፣ ቆልዓ ሰበይትን መንእሰያትን ዝለከመ ጃምላዊ ቅዝፈት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ምውጻእ ኣብዩና፣ መመሊሱ የንብዓና ‘ሎ። ከመይ ዘይንነብዕ! የዒንትና ኣይተጋገየን፣ ካብ ማይ ንብዓት ሓሊፉ ደም ዘንብዕ ምኽንያት ኣለዎ። ጃልባ ኣብ ዝሰጠመትሉ
Migrants, Alfano challenged in Agrigento: "Assassins, stop Bossi-Fini" Interior Minister Angelino Alfano was challenged as he left the dock in San Leone Agrigento where he had attended the ceremony in memory of the victims of the tragedy of Lampedusa. Dozens of citizens have exhibited banners against
Migrants in Lampedusa mourn at the coffins of more than 300 Africans who died as their boat sank off the Italian island's coast. Coffins containing the bodies, mostly belonging to Eritreans, are shipped off to Sicily where they are buried in a cemetery. TheGuardian: Lampedusa: ceremony
ሕጅስ ድማ ኣብ በይ-ኤርያ!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኦይ!! ኦይ!! ኦይ!! ክቡራት ኣሕዋት ሰብ ኩኑ። ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ምባል እትረፍኩም። ኣብ በይ-ኤርያ ደፊርኩም ኣድራሽኡን መዓልቱን ረቚሕኩም፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታታና ጓይላን ፍንጠስያን ዳንኬራን ክትተኽሉ ተራእይኩም።ብሓቂ ድዩ? ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኒዕቕኩሞ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሰምበል ንሸኾና ፈረስ ዘጥሕል ደም ክፈስስ
http://www.youtube.com/watch?v=yKgCXMPcuzc&width=200&height=200