[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ተሓጋገዝቲ-አሰናዳዊት-ሽማግለ.pdf"]
ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ተበጊሶም ዝሓለፈ ሰሙን ምብራቕ ሱዳን ዝኣተዉ፣ ሓደ ወዲ 6 ዓመት ቆልዓን 9 ደቀንስትዮን ዝርከባኦም 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኤሚግሬሽን ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ሰዋኪን ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ድሕሪ ምቕራቦም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ብመሰረት
https://www.youtube.com/watch?v=hWE_0VcCOl4
https://www.youtube.com/watch?v=0BUGTrp51_s&feature=youtu.be
Eritrea Focus is an association of Non-Governmental Organisations (NGOs), human rights organisations, exile and refugee groups and individuals concerned with the gross abuse of human rights in Eritrea. [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Focus_NL.pdf"]
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ሃገረይ፣ እዚ መበል 24 ዓመቱ ክጽምብል ክልተ ሰሙን ተሪፉዎ ዘሎ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተገላገልክሉ 24 ግንቦት፣ ምስቲ ኣብ ኤውሮጳ ቅድሚ 70 ዓመታት ብዓወት ሓይልታት ኪዳን ዝተዛዝመ ካልኣይ ኵናት ዓለም ኣብ ሓደ ወርሒ እዩ ዝዝከር ዘሎ። እዞም ክልተ ፍጻሜታት ምዝዛም ኵናት ብመጠን ተሳተፍቶምን ዝጸለዉዎ
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ግዜ ነጻነት፡ ተጋደልቲ ኣብ ኣስመራ ኪኣትዉ ኸለዉ፡ ህዝቢ ነቲ ጎደና ብኽልተ ወገኑ ብምምዕራግ፡ ሰብኡት የጣቕዑ፡ ኣንስቲ ድማ እልል ይብላ ነበራ። ይኹንምበር፡ ገለ ሰባት ብድሕረና ኾይኖም "ሕጂ ትስሕቃ ኣሎኽን፡ ደሓር ግን ክትበኽያ ኢኽን" ብምባል ትንቢታዊ ምኽሪ ኪልግሱልና ከለዉ ይዝከረኒ። ጀብሃ ዝነበሩ እዮም ዝኾኑ ብምባል
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/London_independence2015.pdf"]
24 ግንቦት 2015 በዓል ናጻነት ኤርትራ ህግደፍ ንመበል 24 ዓመት በዓል ነጻነት ዳንኬራን ትልሂትን የዳሉ!! መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሳህራን ማእከላይ ባሕሪን ይቕዘፍ!! ህግደፍ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ግን ኣይክህሉን ኢዩ። ብዋጋ መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጻነት ዋናኣ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንዘለዓለም ከኣ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክዝከራን ከብዕላን ክነብር ኢዩ። ህግደፍ
መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ እንቛዕ ናብ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና፡ ብምኽንያት መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ ንእነማሓላልፎ መልእኽቲ ህዝብና ኣብ ሓዘን ንስቅይ ከለና፣ ደቅና ኣብ ባሕርን ምድረበዳ ብጃምላ እናጠፍኡ፣ ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ኣመንቲ ክርስትያን ምኳኖም ብአኽረርቲ እስላም ISIS ብኻራ ከም
News from Durban (“hara meriet”) Tesfagabir B. Tesfu The so called Ambassador of Eritrea to South Africa, Salih Omar, was embarrassed by the courageous Eritreans living in Durban/South Africa in a foiled meeting he tried to held on 17/05/2015 at the beach hotel. When the ambassador told the
ኣብ መዋእል እዞም ሎሚ ብህይወትና ዘሎና ወለዶ፡ ኣብ ሃገርና ዝኽሰቱ ዘለዉ ኣዝዮም ዘሰክፉን ዘተሓሳስቡን ጉዳያት ብዙሓት’ዮም። ካብኡ ናብኡ ግን፡ እቲ ንመጻኢ ህላወናን ታሪኽናን ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ጉዳይ፡ ክቱር ድኽነት፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ዘይስከም ምልካዊ መንግስቲ፡ ስደት መንእሰያት፡ ምህሳስ ወይ ምብሕጓግ ሃገራውነትን’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Celebration-_seattle.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=tpnaURTW9tQ&feature=youtu.be
ኣማኑኤል ሳህለ ብቱርኪ እዩ ጀሚሩ እቲ መግዛእቲ ኤርትራ። ጸኒሑ ናይ ዓረብ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡ እንግሊዝ፡ ናይ ኢትዮጵያ መግዛእትታት ተኸታቲሉ መጺኡ። ርግጽዩ እቲ መግዛእቲ ንኹላ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና እንጽውዓ ዘሎና ሃገር ዚጥርንፍ ኣይነበረን። ገሊኡ ኣብ ከባቢ ምጽዋዕ ተሓጺሩ ተሪፉ፡ ገሊኡ ድማ ናብ ከበሳ ደዪቡ ነይሩ። እቲ ጽልዋኡን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ምስግና11.pdf"]
A SWIFT, EFFECTIVE AND LASTING SOLUTION TO THE ERITREAN NIGHTMARE!! A Short Thesis on Strategy By Our Voice (Dear readers, we invite you to read this document with full attention, patience and utmost seriousness. We believe that it is significant and may hopefully be a
“እቲ ሕጊ ዋናኡ ህዝቢ ኢዩ” --- ሚኒስትሪ ፎውዚያ። 15-05-2015፡ ክብርቲ ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዚያ ሃሺም ነዛ ጥቕሲ ክትብል እንከላ ብእምነታ ከምትኸውን ኣይተጠራጠርኩን። ስለ’ ቲ ንመሳርሕታ ዘቕረበቶ ምስጋና ድማ ብወገነይ’ውን ከመስግና እፈቱ። እንተ ንትግባረ ዝተዳለወ ሕግታት ኤርትራ ዝምልከ ት ግና ህግደፍ ብሕጓ ኣብዘቖማ ፍሉይቲ ቤት ፍርዲ ክሰርሕ
The Liberian Democratic Experience Original Accord Text in Brief Narrative: This workload was what I was waiting to share with Eritreans as the best solution to challenge the dictatorship at home and the potential chaos after the regime collapses one way or another. I have been saying
Civic Center Thrives in Boston after PFDJ Group Bails Out in Humiliating Loss - Part II By Dr. Russom Mesfun The board leadership win was a huge triumph for the PFDJ team. Now comfortably ensconced in power, it run the Center the way the regime runs organizations,
ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ከተማ ለንደን ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ዝተጸወዐ ህዝባዊ ሰሚናር ንዕርቕን ሰላምን ሃገርና ምርኩስ ብምግባር ከምዝተኻየደ ምናልባት ገሌና ካብቲ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝቐረበ ቅዳሕ ናይቲ ኣስተምህሮ ተኸታቲልናዮ ንህልው። ዶ/ር ምስግና ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ቅልውላው
ሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ካብ ዝሓኩር፡ ብፍላይ ድማ ካብ 1970 ክሳብ ለይቲ ሎሚ፡ ብስም መንካዕ፡ የሚን፡ ጸረ ሰውራ፡ ከድዓት፡ ሃሱሳት፡ በላዕቲ ጉቦን ካልእ ሰበብን ብምጥቃን፡ ንተቃወምቱን ካብ ናቱ ኣተሓሳስባ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ንዘቅረቡን ዜጋትታ ብምቅታል፡ ብምእሳርን ብምርዓድን’ዩ ዝነብር ዘሎ። ኩሎም’ቶም ብሃጸይ ኢሳያስ ብዘይ ፍርዲ
https://www.youtube.com/watch?v=PDhAxSzIvTw&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=-e6r_K_9QLs&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=-_jGcEVwWWI&feature=youtu.be
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ነገር ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ናብቲ ናይ ጥንቲ ባህርያቱ እዩ ኪምለስ ዚደሊ። ማለት ንሓደ ስፍራ-ኣታኽልቲ ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ግዜ ወሲዱ ናብ እንዳ ኣትማንን ኣናጹን እዩ ዚልወጥ። እቲ ኣብኡ ቦቒሉ በነበረ ግሩም ፍረታት ድማ ብኣእሻዅን ካልእ ተሰማሚዑዎ ዝበቖለ ጻህያይን ቆጥቋጥን ይትካእ። ጻዕሪ ዝጎደሎ ኩሉ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ADIYAMM.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=d-nVyuzzX28&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=tsboeGbP_30
ኖርወይ ብልፍንቲ ዝተፈላለያ የማናውያን ሰልፍታት ትምራሕ ኣላ:: ሓደ ካብቶም ነቲ ልፍንቲ ዘቖሙ ሰልፍታት ገስጋሲ ሰልፊ ዝተሰምየ ኢዩ:: እዚ ሰልፊ እዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ኣካይዱ ነይሩ:: ኣብቲ ኣኼባ ቀንዲ ዛዕባ ዝነበረ ጉዳይ ስደተኛታት ምንባሩን ብፍላይ ኖርወይ 10 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቅበል ዝወጽአ መደብ በቲ ገስጋሲ ሰልፊ
መሸጣ ናትተን ብሓደ ብሕታዊ ኖርወጅያዊ ትካል ናብ ህግደፍ ዝተሸጣ 17 ናይ ጽዕነት መካይን ሕጋዊ ከምዘይነበረ ኣብ ባይቶ ኖርወይ ኮሚተ ምቁጽጻር ሰደድ ገሊጹ:: ሚኒስትሪ ምክልኻል ነተን መካይን ግቡእ መረጋገጺ መዓላአን ከይቀረበሉ ምሻጡ ርኡይ ጥሕሰት እገዳ ኢዩ ብምብል ኣብ ባይቶ ኖርወይ ወኪል ምቁጽጻር ሃንስ ፍረደሪክ ግረቨን ወቒሱ:: እተን
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ እዩ። ብውሑዱ ነቲ ዝደሓረ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ህዝቢ ኤርትራ
ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡ ጤሳ፡ መውስቦ፡ ፍትሕ፡ ዕርቂ ብኡሳት ዝኣመሰሉ ጉዳያት
ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ ‘ውን ኣባል ፈጻሚት
https://www.youtube.com/watch?v=hsk_yXJxN1U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=taZ45vYEh6Q&feature=youtu.be
Part I By Dr. Russom Mesfun The story of Boston's Eritrean-American Civic Center is a sordid tale of a rogue government and its cohorts arrayed in a scorched-earth war by proxy against a peaceful yet determined local members in the City. For the longest time, the PFDJ leadership