ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ
ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ
https://www.youtube.com/watch?v=UYJNZcKCHx0&feature=youtu.be
More than 4,200 migrants trying to reach Europe have been rescued from boats in the Mediterranean in the past 24 hours, the Italian coastguard has said. In some of the most intense Mediterranean migrant traffic of the year, a total of 4,243 people were saved from
To Condemn the beheading of Innocent Victims and To Voice the Cry of Victims of Mass Drowning at High Seas Despite immense sacrifices of Eritreans for freedom, justice and peaceful life, the Eritrean people are subjected to a worst tyrannical rule. The regime has turned Eritrea into
Eritrea is ranked among the 10 most corrupted countries in the world according Transparency International. The corruption perceptions index countries based on how corrupt their public sector is perceived to be on a scale 0-100 where 0 means that a countyry is perceived as highly
https://www.youtube.com/watch?v=oNXpXC1YUNo&feature=youtu.be
ከመይ ከኒኺ ሃገረይ ! ሃገረይ፣ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ፣ ደቅኺ ንመበል 24 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ክልተ በበይኑ ዳሳት፣ ብ ጓሂ ወይ ከኣ ብዝተሰነዐ ሓጎስ፣ ዝበዝሑ ድማ ካብ ክልቲኡ በዅሮም በብፋንጣኦም ከምዝዘከሩዎ መቸም ድሮ ኣስተብሂልክሉ ኣለኺ። ኣነ ‘ውን ኣብ ድሮ ናይቲ ጽምብል፣ ምስሊ ናይቶም ብረሃጽ ኣባቕል
Festsum Abraham Remain in you cavity or resurrect to democracy through the ANSWER: part I As you know, we Eritreans have been searching for a strategy that opens the door into the western community and international politicians in general that so far has been closed because of
መበል 24 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቱትጋርት/Schwabenland ብድምቀት ተኸቢሩ። ብሓልዮት ጨንፈር ማኅበር መንእሰይ ስምረት ንሃገራዊ ድሕነት ተዳልዩ ኲለን ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪካዊ ማኅበራትን ከምኡ`ውን ማኅበር ምትሕግጋዝ ኤርትራን ሬድዮ ትግርኛን ኣብ ስቱትጋርት፡ ብሓባር ዝተኻፈላኦ ብብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት መናእሰይ ዝተረኸቡዎ፡ ብዘይ ጓይላን ከበሮን ውዕዉዕ በዓል ነጻነት ተኻይዱ። እቲ በዓል
ኣብ ጽባሕ ጽምብል ናጽነት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ ኣሰና ዳት ኮም፣ “ ናይ ምቝራጽ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎ ኣሎ “ ክንብል ጠቒስናዮ ዝነበርና፣ ካብ ማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣምሊጡ ሱዳን ዝኣተወ፣ ቢንያም ገብራይ ናይዝጊ ዝተብህለ ወዲ 19 መንእሰይ ብሰንኪ’ቲ ‘ቅጥዒ ዘይብሉ ምቑሕ ጨካን ስርዓት ኢሳይያስ ኢዱ ብምሕላቓ
ስርዓት ህግደፍን ንሱ ዝቆጻጸሮ መራኸቢ ብዙሓን ዝእለም ተንኮላትን ሽሕጣንን ኣቃልቦን መልስን ምሃብ፡ ክብሪ ይስምዖ ይኸውን። መንቀሊ ጽሑፈይ ግን ነቲ ልሙድ ሓሶታትን ኣሽካዕላልን ህግደፍ ንምቅላዕ ዘይኮነ ነተን ብሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ፍሉይ ኣጋጣሚታት ብግርህና ወይ ቅድመ መጻወድያ ንምድላው በጨቅ ዝብላ ሓቅታት መብርሂ ንምሃብ’ዩ። ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ግንቦት
Eritrean American Community of San Diego Honoring & Commemorating Eritrean Independence, San Diego, California, May 24, 2015. The Eritrean community in San Diego, California, in North America dates back to the 80's. It was a very strong community that many of the people in the photograph
Norway's right-wing government is negotiating a deal with Eritrea's repressive regime which would see asylum seekers from the country forcibly returned, even though a UN report maintains that they could face torture. Jøran Kallmyr, state secretary at the Ministry of Justice, plans to soon travel to
The European Commission has called on EU member states to take in 40,000 asylum seekers from Syria and Eritrea who land in Italy and Greece over the next two years. Germany, France and Spain would receive the most migrants under the Commission's latest plan. The idea of
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Berhe_Eri-Ethio.pdf"]
ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ገንዘባ ክዘምት፥ ልኡኻት ናብ ኣመሪካን ካናዳን ኣዋፊሩ ኣሎ። ንምሕዳር ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ መቒልዎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ነቶም ቤተ ክርስትያንና ከነመሓድር ንኽእል ኢና ናጻ ግደፉና ኢድኩም ኣውጽኡልና፥ ዝበሉ ኣቦና እንጦንዮስ ድሕሪ ምእሳሩን ነቶም እንኮ ምሁር ኣቦና መንቀርዮስ ታተ በሉና እምበር ኣይትሓንግሩና ዝበሉን፥
ነቶም ትማሊ ኣብ እስራኤል ኮነ ኣብ መላእ ዓለም፡ "ከምዚ እዚ ኣጽናቲ ምስሉይ ስርዓት ዝገበሮ ናይ ሓዘን ዳስ ኣፍሪስና ዳስ ጓይላ ኣይንተክልን! ህዝብና እናሃለቐ ዝመጸልና ወኒ ሳዕስዒት የለን!" ብምባል፡ መዓልቲ ናጽነቶም ብዝኽሪ እቶም ንኣኣ ዘግዘሙዎም ጀጋኑ ስውኣትን ብድሕሪኦም ብሰንኪ ጠላሚ ስርዓት ዝሃለቑ ኣሕዋቶምን ብምዝካር ዘሕለፉዋ ጀጋኑ
Minnesota celebrates Independence Day 2015 under especially tragic circumstances by also holding a candle light vigil for those who perished in the Mediterranean Sea.
ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ከም ድላዩ ኪሓስብ፡ ማለት ንሓሳባቱ ፋሉል ኪሰዶ ይኽእልዶ? ኣብ ገለ ኩነታትን ኣጋጣሚታትን ይኽእልዩ። ንኣብነት ኣብ ሕልምን ኣብ ስኽራንን ኣብ ጽላለን። ስኽራን ክንብል ከሎና፡ ናይ ስልጣን ስኽራን ከም ዘሎ እውን ክንርስዕ ኣይግባእን። ኣምባገነናት እኮ ቃሕ ዝበሎም እዮም ዚዛረቡ። መላኺ ስለ ዘይብሎም። ኣብ
Presented by Footscray Community Arts Centre as part of Refugee Week 2015. Celebrated Eritrean artist, Michael Adonai presents his rich and vibrant works offering a personal reflection on the effect of ones experience of the human condition. Using a unique blend of traditional Coptic art with contemporary
ንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓሪ ዝቐረበ ቓል። እንኳዕ ናብ መበል 24 ዓመት፣ዕለተ- ነጻነትና ኣብጸሓና! ዮሃና “ ን ጸ ዋ ር ” ህዝብና!! እዛ ሎሚ መዓልቲ እነብዕላ ዘሎና፡መበል 24 ዓመት ዕለተ ነጻነትና፥ እንካብ’ተን ካልኦት፡ኣብ ዝሓለፈ
https://www.youtube.com/watch?v=fpqlltw73lY&feature=youtu.be
ኣብ ህይስተን ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገሮም ዘለዎም መብጽዓ ኣሐዲሶም ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ ቀዳም 23 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኣኽቢሮም። ከምኡውን ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ሊብያን ካለኦት ቦታት ዝሃልቁ ዘለዉ ወገናቶም ብጸሎትን ሽምዓ ብምብራህን ዘኪሮሞም። ኣብ’ቲ ብማሕበር ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኮሚኒቲ፡ ኣብ በርነት ፓርክ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ካብ ናይ
https://www.youtube.com/watch?v=GDN9asO8rrs&feature=youtu.be
ክቡራት ኣንበብቲ ገለ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን በዚ ኣርእስቲ፣ዚ ሓደ ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ኣውጺኤ ነይረ። ሕጂ’ውን እቲ ኩነታት ስለ ዘይተቐየረ እንተ ደገምኩዎ ሕማቕ ኣይመስለንን። ሓደ ሕብረተ-ሰብ ናይ ሓደ ሃገር ሓደ ሰውራ ከካይድ’ከሎ፡ ዓላማኡ ኣብቲ ሕብረተ-ሰብ ሓደ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። እዚ መሰረታዊ ለውጢ’ዚ ድማ ከይዱ ከይዱ
26/05/2015 እቲ መደብ ብስምረት ምንቅስቕስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዝተዳለወ ኮይኑ ብደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ደሚቑ አምስዩ። እዚ መበል 24 ዓመት ናጽነት ፍሉይ ዝገብሮ አብ ዘተ፡ አስተምህሮን ግጥምን ዝተመርኮሰ ምዃኑንን ደቀንስትዮ ዘሳተፈ ምንባሩን እዩ። ኣብ ልዕሊኡውን አብ ክንዲ ብጓይላን ዳንኬራን ብሽምዓ ተዘኪሩ ኣምስዩ። መጀመርታ ካብ 1940ታት ጀሚሩ ክሳብ
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ግንቦት 23 2015 ነበርቲ ከተማ ፖርትላንድ ኦረጎንን ከባቢኣን ንመበል 24 ዓመት ነጻነት ነፍቅራ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ክንዲ ብከበሮን ዳንኬራ ምስ ሕልናና ብኣስተንትኖ ኩነታት ህዝብናን ህገርናን ክንዝትን ክንዛረብን መሪጽና፡ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ተፈታታኒ ዝኾነ አዋን ብዝኽረ ስዉኣ ብምኽፋት ንተዘክሮታት ግንቦት 24 1991 ነብሲወከፍ
ኣብዚ ታሪኻዊ ናይ ዝኽሪ ምሸት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ መንእሰያትን ዓበይትትን ዝተሳተፍዎ ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ዉህደት ፖሊስ ኢንስፐክተር ኣቶ ኡሉፍ ቦስትሩምን ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ውህደት ማእከል ኣማእካሊ ኣቶ ቶማስ ማግንሶን ተሳቲፎም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/2015-ነጻነት-sweden.pdf"]
24 ግንቦት ንምጽንባል ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ በርገንን ከባቢኣን ብሓባር ዉዒሎም።እቲ ብዓንተቡኡ ብጋይላ ክጽንበል ተሓሲቡ ዝነበረ ዕለት፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘጋጥም ዘሎ ተደጋጋሚ ህልቂት ናብ ናይ ሰሚናርን ዘተን መኣዲ ክቕየር`ዩ ትጌሩ። በዚ ምኽንያት ድማ ንሓዉና ካልድ ዓብዱ ካብ ሃገረ ሸወደን ብምዕዳም ኣብ ጉዳይ ትርጉምን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ሽየን.pdf"]
Wednesday 20 May 2015 The deadly dozen – comparing Eritrea and North Korea How valid is the comparison between Eritrea and North Korea – sometimes described as among the most dictatorial regimes and closed societies in the world? This comparison is frequently and freely made. The New York
ኣብ ተሰነይ ካብ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዚ ሳልስቲ ኣምሊጡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ቢንያም ገብራይ ናይዝጊ ዝተባህለ ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ኣብ ማሕዩር ዘጋጠሞ ምቑሕ ሰንሰለትን ግፍዕን ሓንቲ ኢዱ ክትቍረጽ ምዃና ሱዳናውያን ሓካይም ስለዝሓበሩዎ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከብ ምንጭታት ኣሰና ካብ
https://www.youtube.com/watch?v=TNXngwUEnq8&feature=youtu.be
መበል ዕስራን ኣርባዕተን መዓልቲ ነጽነት ኣብ ላስቬጋስ ብድምቐት ተጸንቢሉ። እቲ መደብ መጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተጀሚሩ፡ቐጺሉ ኣቶ ኣምባሳጀር ብትግርኛ ኣቶ ከራር ድማ ብዓረብ መልእኽቲ መዓልቲ ነጻነት ኣመሓላሊፎም።ኣብቲ መልእኽቲ መጀመርታ እንቛዕ ናብ መበል 24 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብጻሓኹም ኢሎም ብምጅማር ቐጺሎም ነቶም ካብ መግዛእቲ
ብምኽንያት በዓል ናጽነትን ዝኽሪ ናይ ኩሎም ኣብ መንገዲ ስደት ዝሃለቑን! ብወልድኣብ ፍስሓጽየን ዝቐረበ ቃል ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን ከባቢኣን ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፡ ኣቐዲመ ብስም ኣዳላዊት ሽማግለ ኣብ`ዚ ኣገዳሲ መዓልቲ`ዚ እንቛዕ ብስላም ኣራኸበና ክብለኩም እፈቱ። ካብዚ ብምቕጻል ከኣ ንሎሚ ኣብዚ ሓቢርና ንኸነምሲ ብዝገበርዎ ጻዕሪ ንሽማግለ ነጻ ማሕበረ-ሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን
https://www.youtube.com/watch?v=7qJZ_rXmkcI
Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation för demokratiutveckling ሓባራዊ ቃል ጽላል ስ ዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ በኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 24 ዓመት 2015-05-23 በዓል ናጽነት ኤርትራ ዝኸበርኩም ሓይሊ ዕማም መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን! ዝኸበርኩም ስነጥበባውያን! ዝኸበርኩም ኣባላት ፖሊቲካውን በርጌሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም አሕዋትን አሓትን! ዝኸበርኩም ካብ ርሑቅን ቀረባን ዝመጻእኩም ዕዱማት ኣጋይሽ! መጀመርያ ነቶም ኣብ ትሕቲ ጭርሖ፣ እምቢ ንምልኪ ኢሎም ስዊደን መሓውር ናይ ምልካዊ
"እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ" ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ታደሰ ኪዳነ እዚ ከም ኣርእስቲ ናይ ጽሑፈይ ተጠቂመሉ ዘለኹ ጥቕሲ፡ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 24 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ናጽነት ንሓልፎ ዘለና ኣሰቃቒ ኩነተ-ህላወ ክሓስብ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ
ይበነልኪ ደኾን ‘ቲ ቐታሊ ስሚ ብንፋስ ሓርነት ይዕዘር ጠላሚ ይሕሸኪ ደኾን ሎሚ ካብ’ቲ ዓሚ እንተተጸበኹ ብተስፋ ምስ ሕልሚ ሃገረይ፣ እንትርፎ ቀታሊ ስኢንኪ ሓካሚ ቁስልኺ ይረክስ ኣሎ ልብኺ ይደሚ፣ ኣጆኺ ዶ በጃኺ ኢዋኣኺ ዶ ወይልኺ፣ ኣየኒኡ ከምዝብሃል ጠፊኡኒ ደጊም ከበሮን ብኽያትን ሓደ ኾይኑ ዳሶም። ንምዃኑ ይሰምዕ ዶ ‘ሎ እዝንኺ “ኣለኹ” ‘ባ በሊ፣ ብሓቂ እንተሊኺ! ዋላ እንተሰካሕኩ ብቐዳማይ ጥልመት ሕድሪ ‘ኮ