ሰብ ብተስፋ’ዩ ዝነብር። ትስፉውን ጽቡቕን መጻኢ ክህልዎ ካብ ዘለዎ ድልየት ተበጊሱ፡ ንሂወቱን መንብሮኡን፡ ብኽርእዮን ከማዕድዎን ዝኽእል ተስፋ’ዩ ዝመዝኖ። በዚ ምኽንያት’ዚ ኸኣ ኢና፡ ነዚ ኣብ ልዕለና ተኾይጡ ዘሎ ግዕዙይ ምሕደራ ዘኸተሎ ሓለት ክንገልጾ እንኮሎና፡ ዋላ ንእሽቶይ ተስፋ ዘይትርእየሉ ጸልማት መጻኢን መንብሮን’ዩ ኢልና ፍርድና ነቐምጠሉ።
ሰብ ብተስፋ’ዩ ዝነብር። ትስፉውን ጽቡቕን መጻኢ ክህልዎ ካብ ዘለዎ ድልየት ተበጊሱ፡ ንሂወቱን መንብሮኡን፡ ብኽርእዮን ከማዕድዎን ዝኽእል ተስፋ’ዩ ዝመዝኖ። በዚ ምኽንያት’ዚ ኸኣ ኢና፡ ነዚ ኣብ ልዕለና ተኾይጡ ዘሎ ግዕዙይ ምሕደራ ዘኸተሎ ሓለት ክንገልጾ እንኮሎና፡ ዋላ ንእሽቶይ ተስፋ ዘይትርእየሉ ጸልማት መጻኢን መንብሮን’ዩ ኢልና ፍርድና ነቐምጠሉ።
ንናይ ውሽጢ ምንጭታት መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ከም ዝእምቶ ዘሎ ሓንቲ ካብ ምድረ ፓኪስታን ተበጊሳ ናይ ፓናማ ባንደራ እናንበልበለት ናብ ወደብ ባጽዕ እትጓዓዝ ዝነበረት ዝተፈላለየ ዓይነት ኣጽዋር ከም ዝጸዓነት ዝንገረላ ዘሎ MV-SUEZ ዝመጽዓኒኣ ብናይ ግብጺ ኩባንያ “ሸርክ-ጋት” እትውነን መርከብ ብዕለት 02 ነሓሰ 2010 ከባቢ ሰዓት 5።30 ናይ ወጋሕታ ኣብ ከባቢ ወሽመጥ ዓደን ከም ዝተጨውየት ክረጋገጽ ተኻኢሉ ኣሎ፣
By ALAN MCEWEN – CRIME REPORTER
FOUR illegal immigrants from Africa were caught trying to smuggle themselves into the
You are cordially invited to attend Eritrean Youth for Change (EYC)1 general body meeting.
ነዚ ዕድል እዚ ተጠቒምና ነቲ ብእኩብ ይኹን ብተናጸል ኣብ ሃገርና ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ርትዓዊ ዝኾነ ፍታሕ ከተውሕሱ ከይተሓለልኩም ብጽንዓትን ብተወፋይነትን እተካይድዎ ዘሎኹም ቃልሲ ከነመጉስ ንፈቱ።
ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ርክቡ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራሲያዊ ለውጢ፣ ኣብ ምምራጽ ኣጀንዳ ዋዕላ እትመርሕ ሰክረታርየት ኣተወ። ተሳተፍቲ ዋዕላ በዚ ጉዳይ እዚ ሓያል ክትዕ ኣካይዶም። ብዛዕባ ምምራጽ ሰክረታርያ ዋዕላ ተሳተፍቲ ብዙሓት ርእይቶን ሓሳባትን ኣፍሲሶም።
ድሕሪ ሕውነታዊ ሰላምታ ምቕራብ እዚ ብስም ኤርትራን ህዝባን ትገብሩዎ ዘለኹም ዋዕላ ናይ ብሓቂ ዕዉት ሃገራዊ ዋዕላ ክኸውን ብተስፋ እጽበን ዕዉት ንክኸውን ትምኒተይ ይገልጽን።
Eritrean youth global movement (EYGM) has been working tirelessly to organize, mobilize and agitate among youth to stand for justice and democracy.
31-07-2010/Addis Ababa: Today’s the grand opening of the waa’la without exaggeration was great and inspiring. I will be brief, first, we had a lively demonstration that was focused on refugees which brought up all waa’la participants of diverse background together in highly excited mood and frankly the demonstration did highlight Eritrean diverse culture, ethnic, language and etc..
Saturday, 31 July 2010
In its July 30, 2010 “A Week in the Horn” report, Ministry of Foreign Affairs (MoFA) raised issues on the Fifteenth Assembly of the Heads of State and Government in Kampala, the decisions on Somalia, Terrorism, a consultative meeting of The US on Somalia, and the “Constructive disengagement” and the abandonment of Somalia to Al-Shabaab
ቀዳማይ ሃገራዊ ዋዕላ ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።
ኣቐዲመ ብስም እቲ ኵሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ እንቋዕ ብሰላም ኣብዚ ቦታ በጻሕኩም እናበልኩ ምዉቕ ሰላምታይ ኣመሓልፈልኩም፡፡ ኣስዒበ ኸኣ ነቲ ሰናይን ቅዱስን ጻዕሪኹም ብሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምዕዋት፡ድኻማትኩምን ክሳራታትኩም ኣብ ግምት ከይኣእተኹም ንህዝብን ሃገረን ንምድሓን ባሕሪን በረኻን ሰጊርኩም ብደሓነ ሰላም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ምብጻሓኩም ዝስምዓኒ ሓጐስ ወሰን የብሉን።
ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፡ ደቒ ኤርትራ
መራሕቲ ሃይማኖትን፡ ኣለይቲ ስድራ
መንእሰያትን ደቐንስትዮን ኣውጻእቲ ሓራ
ለባማትን ምሁራትን፡ ኩላትኩም ብሓበራ።
As dusk fell on
As dusk fell on
ኣመሪካን ካናዳን ነቶም ካብ ኤርትራ ብምምጻእ ፈስቲቫላት ህግደፍ ዘዳምቑ ዝነበሩ ደረፍትን ሙዚቀኛታት መእተዊ ቪዛ ስለዝኸልከላኦም፡ ኣዳለውቲ ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ዝቕመጡ ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ኣኻኽIቦም ነቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ መዲቦሞ ዘለዉ ፈስቲቫል ክጽግኑዎ ሸበድበድ ይብሉ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሓቢሮም።
ኣመሪካን ካናዳን ነቶም ካብ ኤርትራ ብምምጻእ ፈስቲቫላት ህግደፍ ዘዳምቑ ዝነበሩ ደረፍትን ሙዚቀኛታት መእተዊ ቪዛ ስለዝኸልከላኦም፡ ኣዳለውቲ ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ኣመሪካ ዝቕመጡ ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ኣኻኽIቦም ነቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ መዲቦሞ ዘለዉ ፈስቲቫል ክጽግኑዎ ሸበድበድ ይብሉ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሓቢሮም።
The main international backers of
ሃገራዊዋዕላ ክዕወት ይግብኦ፡ ንምንታይሲ ዓወት ሃገራዊ ዋዕላ ማለት፡ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካ ውድባት፡ በርገሳውያን ማሕበራት፡ ውልቐሰባትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ኣብ ታሪኾም ንመጀመርታ ግዜ ብልዙብን ለባምን መንገዲ ዘሰማምዕዎምን ዝፈላልይዎምን ነጥብታት ኣለልዮም፡ እቲ ንኹሉ ክሓቁፍ ዝኽእል ሓባራዊ ርድኢት መወከሲ ገይሮም ንድሕነት ሃገር ተበጊሶም ማለት ኢዩ።
(ብሃብተጽዮን ተወልደ – ሎንደን)
ብጸዓት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን፤ ሲቪካውያን ማሕበራትን፤ ተባዓት ግዱሳት ሃገራውያንን ኣብ ድሮ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንርከብ ኣሎና። ነዚ ኣገዳሲ ተረኽቦ ኣብ ግምት ብምግባርን፡ ንናይ ለውጢ ኣኽእሎታት ብድሕሪ ምምዛን፡ ብመንጽር ዝጓነፉና ፈተናታት ትጽቢትና ካብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ክትንትን ክፍትን እየ።
It is more than six years now since the Australian journalist Mark Corcoran contributed this TV documentary: Death of an African Dream. Watching just the ‘death of the dream’ on TV then was very painful.
Palermo, Italy – Three years ago at the IAAF World Cross Country Championships in Mombasa, Zersenay Tadese was able to force Kenenisa Bekele out of gear and stop his dream to win a sixth consecutive title. Yesterday (26) something similar occurred in Castelbuono,
Police chief Maj. Gen. Kale Kayihura said the woman had links with the man who set off the bomb at Kyadondo Rugby Club, where soccer fans were watching the World Cup finals. The man was Eritrean, he said.
ዝኽበርኩም ኣሰናዳእቲ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ኣባላት ኪዳን፡ ኣባላት ውድባት፡ ኣባላት ሲቢካዊ ማሕበራትን ዑድማትን ዝዓዘዘ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ከምኡውን ዕውት ዋዕላ ክኾውን ንምነ።
ተቓውሞና ጸረ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዕድመኡ ነዊሕ ኢዩ። ዝኸዶ ስጉሚ ግን ከምቲ ዝተጓዕዞ ነዊሕ ኣይኮነን። ኣብዚ ክንከዶ ዝጸናሕናን ዘሎናን ጉዕዞ ንዲሞክራሲ እቲ ጎሊሑ ዝርኤ ብኩራት ህላወ ወይ ምፍጣር ህዝባዊ መድርኽ ኢዩ።
ብ11 ሓመለ ኣብ ኡጋንዳ ክልተ ቦታታት ኣሸባብ ብዘካየዶ ነብሰቕትለታዊ መጥቃዕቲ ቁሲሎም ‘ኢንተርናሺናል ሆስፒታል ኣብ ዝብሃለ ሕክምና ተዓቝቦም ዝነበሩ 6 ኤርትራውያን እቶም ኣርባዕተ ደቂ ተባዕትዮ፡ ኩነታት ጥዕናኦም ተመሓይሹ ካብ ሕክምና ክወጹ ከለዉ፡ ሓንቲ ሩታ እትብሃል ግዳይ ንራብዓይ ግዜ መጥባሕቲ ተገይሩላ ገና ኣብ ሕክምና ተዓቝባ ከምዘላ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
ሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሰበስልጣን ጸጥታ ሱዳን ብምትሕብባር ንመላኺ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ሱዳን ንዝኣተዉ ኤርትራውያን ይጨውዩ ተተሓሒዞሞ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም።
እቲ ሕድሪ ህዝብን ሃገርን ጠሊሙ፡ ንጸሓይ ሃገርና ኣብ ምብራቓ ዘዕረባ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘመንጨዎ ፖለቲካዊ ቅልውላው፡ ደረቱ ሓሊፉ መቐጸልታ ኣብ ዘይብሉ ጥርዚ በጺሑ ከምዘሎ ዝጋየሾ ኤርትራዊ የልቦን።
ህዝቢ ኤርትራ ንዘመናት ተቓሊሱ ናጽነቱ ክጭብጥ ከሎ ትምኒቱ ዝነበረ ብእፎይታ ኣብታ ዝፈትዋ ክብርቲ ሂያብ ስውኣት ሃገሩ ተሓቓቒፉ ክነብር ዝተሰደደ ዓዱ ክምለስ ጽሩይ ኣየር ከስተንፍስን እዩ ኔሩ እቲ ሕልሙ።
Kenyan security forces on the border with
…So tonight, as we gather in a spirit of friendship and common humanity, I ask you all to think about your own country’s National Day. What does it mean to the nation, and to you? Has your country remained true to its founding ideals? Most importantly, how do they impact the daily lives of ordinary citizens?…
According to our sources, 11 members of the Eritrean national team who absconded in Kenya December last year, after traveling to Nairobi for the regional tournament arrive at Adelaide city safely, after they have been granted political asylum by the Australian government.
11 ኣባላት ናይታ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ታሕሳስ 2009 ንስርዓት ህግደፍ ብምንጻግ ኣብ ኬንያ ዝተረፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብመንግስቲ ኣውስትራልያ መሰል ፖለቲካዊ ዑቕባ ድሕሪ ምርካቦም ኣብ ኣውስትራልያዊት ከተማ Adelaide city ብሰላም ከምዝኣተዉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
In the period leading to as well as the aftermath of the adoption of UN Security Councils sanction resolution against
Take
gas price data exclusively to DailyFinance.
International Crisis Group’s recent attempt to defend