Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ንኹሉ ደላይ ለውጢ ብፍላይ ድማ መንእሰያት

  ኣቦታት ክምስሉ “ መኺርካ ዝገበርካዮን ኣድቒኻ ዝመተርካዮን እቲ ኣይሓምቅ እቲ ድማ ኣይሓንቅ ይብሉ።” ስነ-ፍልጠታዊ ሓቂ’ውን እንተኮነ ሓደ ሽግር ዝዓበይ እንተዓበየ ዝበርትዔ እንተበርትዔ እቲ ቀንዲ መፍትሒኡ ንምፍትሑ ድልው፡ ኣብ ባይታ ኣወሪድካ ክትዝትየሉ ከኣ ቁሩብ ምዃንን ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT