Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: እስከ ናትና ንግበር! – እዋናዊ ግጥሚ – Poem by Ayneta Mihretab

https://www.youtube.com/watch?v=-Mya2Q32MQ4&t=48s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • natnangber February 23, 2019

    ኣጆካ ዓይነታ ምሕረተኣብ
    ኣብ ሓቂ ተሞርኪስካ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ንህዝቢ ዘተባብዕ ንሕልና ዝተናኽፍ ስለዝኾነ ኩሎም ሕልንኦም ሸይጦም ደድሕሪ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘብዘብ ዝብሉ ዘለው ብኽብዶም ዝተሸጡ ሓደ መዓልቲ ይስቆሮም ይኸውን።

  • simon February 23, 2019

    ዓይነታ ምሕረተኣብ ብምቕዳምነት ሰላምታይ ይብጻሕካ!!!
    ብምቕጻል ኣነ ካብቶም ን ኣናቢባኻ ዘድኑቑ ሓደ ኤርትራዊ’የ፡
    ክብለካ ዝደለኹ፡ ቅድሚ ስእልኻ ምራየይ፡ ንብስለት ኣቅራርባኻ
    ብዕድሜ ኪግምት ከለኹ ግምተይ ካብ 40 ንላዕሊ’ዩ ነሩ ሃሃሃሃ፡
    ብዝኾነ ሓያል ተውህቦ ኣብ ስነ-ንባብ ዘለካ ኢኻ’ሞ፡ቀጽሎ ኢዛ ሃገር
    ኣብ ከማኻ ብዙሕ ትጽቢት ዘለዋ ኢያ።

  • Berhane Haile February 24, 2019

    ናይ ብሓቂ ዝድነቕ ገጣሚ። ብዅሉ መዳይ ክርአ ከሎ ግጥሙ ወላ ነቲ ስምዒት የብሉን ዝብሃል ሰብውን ዘበራብር ኮይኑ ረኺበዮ። እዚ ድማ ጕዳይ ሃገሩ ማዕረ ክንደይ ጐዲኡዎ ወይ ተሰሚዑዎ ከም ዘሎ እዩ ዘርኢ። ተስፋ እገብር እቶም እዚ ዝኸይድ ዘሎ ኵነታት ዘይርድኦም ሰባት ነዚ ምስ ሰምዑ ናብ ሕልናኦም ክምለሱ። ውድቀት ንውልቀምልኪ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ።

  • Temesgen February 24, 2019

    Thumbs up for the powerful penetrating message brother Ayneta!

POST A COMMENT