Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ዘተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኤርትራን ተራ ደቂ ኣንስትዮን – ሰላም ኪዳን – ምስ ሄለን ኪዳንን ፌሩዝ ቀይስን – Sat, Feb 23, 2019

https://www.youtube.com/watch?v=oSnSiax7NpE&fbclid=IwAR2BAoDKOV3-ldr_MdZDM-aLleNLi7eUDpMfldQWZd6er1Qc2dCh0ivdyZ8

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Hidat February 24, 2019

    ኣየ ሻዕብያ……..ኣየ ሻዕብያ መዓስን ኣበይንሙኻኑ እኻ ኣይዝክሮን……ከምዚ ዓይነት ምሰጋጠመኩም ደኾን ይከወዉን “ሱቅ መሪጽና ኣለና “ዝበልኩም???ሱቅ ስቅ………….ቅቅቅቅቅቅ

    • Berhane Haile February 25, 2019

      Hidat, NSKI HANTI KEBTI IKI. MNALBAT NAY HGDEF WEYTO TKONI. KAB’U HALIFEN ENTAY ZEYBELA IKI DELIKI? N ISEYAS ZEYWEDESA KEMAKI??

  • Ogbai Ghebremedhin February 24, 2019

    ኣገናዕ እዘን ኣሓተይ! ኣብ ዓዲ ንዘሎ ሰማዒ ህዝባና ብብስለቱን ሓቀኛነቱን መልእኽቱ ዘዕግብ፡
    እታ ዝበለጸት መልእኽቲ ተለቪዥን ኣሰና ሒዝክን ብምቕራብክን ብሓበንክን ተፈሲሀ።
    ምሕያል ተሳትፎ ጀጋኑን ኣደታት ጀጋኑን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣሓትና፡
    ደጊም ወጋሕታ ሓርነትን ፍትሕን ሃገርና እዋኑ ዝኣኸለ ምዃኑ ኢዩ ዘረጋግጽ።
    “ንርስቲ ይዋጋኣላ ኣንስቲ“ መዓስ ንማለቱ ተመሲሉ፤ ዓሚቝ ልቦናን ዘበገሶ ዘይክማህ
    ሓቂ ዝሓዘለ ኢዩ ነይሩ። እቲ ዘይሃስስ ጅግነት ኣሓት ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ናይ መን ታሪኽ ዲዩ?!!
    ብሓቂ እዋናዊ ህዝባዊ ትስፉው ድምጺ ንሓርነትን ፍትሕን! ድሕሪ`ቲ ንዓለም ብዘገረመ ዓወት ናጽነት፡
    ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከርሱ ኮይኑ ብዝጠለሞ ከይሲ፡ ገበን እናረኣየ ዘይባህሉ “ትም“ ሳዕሪሩዎ ብጅምላ
    ኪጸንት፡ መንነቱ ኣብ ሓደጋ ኣንቆልቊሉ ዘይምስሉ ለቢሱ ጸኒሑ። “ዝተደጎለ ሓዊ ዝጠፍአ ይመስል“
    ከም ዝበሃል ፡ ደጊም ህዝቢ ኤርትራ ኣብቲ ሓቀኛ መለለዪኡ ናይ ግዝኣተ ሕግን ፍትሕን ጥንታዊ ባህሉ
    ኪምለስ፡ እዋኑ ኣኺሉ፡ ማዕበል ድምጹ ይድወል ኣሎ። ንኹሉ ጊዜ ስለ ዘሎዎ፡ እነሆ ጻማ ክብሪ ስዉኣትና
    እንኽሕሰሉ፡ ነባሪ ሽግ ሓርነት እንውልዓሉ፡ ፍትሒ ኣውሒስና ኣየር ሓቀኛ ሰላም እነስተንፍሰሉ፡ ኣብታ ሓላል
    መሬት ዓደቦና ራህዋ እነስተማቕረሉ ተስፋ እናደመቐ ይመጽእ ኣሎ። ብሩህ መጻኢና ህያው ዝገብር ሓይልና
    ኣብ ሓድነትና ምዃኑ ወትሩ ብግብሪ ነረጋግጾ። ሓቅን ፍትሕን ኣብ መወዳእታ ኪዕወት ግድን`ዩ!!!
    ኤርትራውያን ደቂኣንስትዮ ደሃይክን ኣይጸሙ! መሪሕ ተራኽን ልዋም ሃገርና ኣይትስኣኖ!!!

  • Ahmed February 25, 2019

    Jeganu, adetat jeganu eyen. seniken zesnika, tebien zetbia eyen ezien. Moral Moral Moral nhaben.

  • jommy March 2, 2019

    Finally Asena you gave as intellectuals who understand and explain to the people of Eritrea in simple way ,Thanks ladies what an actual and true explanation, what THE NON ELECT BUTCHER OF ERITREA ETHIOPIA SPY Is TRYING TO DO .To all people inside Eritrea this is the situation it is time to raise up and fight NO ONE WILL CAME TO SAVE YOU .LOOK , Venezuela .SUDAN ,HAITI .IfYOU WANT TO RESTORE YOUR DIGNITY AND ERITREA IT IS TIME .TIME IS RUNNING AWAY ,RAISE NOW BEFORE IT IS TO LATE,AS OF YOU LADIES THANKS

POST A COMMENT