ኣብ ነርወይ፣ ኣብ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ዝርከቡ መንእሰያት፡ ሃገርና ካብዚ ብስርዓት ህግደፍ ወሪድዋ ዘሎ ከቢድ መዓት ሓራ ንምግባርር ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ካብኦም ዝጥለብ ዘበለ ኩሉ ክገብሩ ድሉዋት ምህላዎም ከምዘረጋገጹ ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ስታቫንገር ናብ ኣሰና ዝለኣኾ ዜና የገንዘብ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ ንሳቶም ኣብቲ ብሰንበት
ኣብ ነርወይ፣ ኣብ ከተማ ስታቫንገርን ከባቢኣን ዝርከቡ መንእሰያት፡ ሃገርና ካብዚ ብስርዓት ህግደፍ ወሪድዋ ዘሎ ከቢድ መዓት ሓራ ንምግባርር ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ካብኦም ዝጥለብ ዘበለ ኩሉ ክገብሩ ድሉዋት ምህላዎም ከምዘረጋገጹ ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ስታቫንገር ናብ ኣሰና ዝለኣኾ ዜና የገንዘብ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ ንሳቶም ኣብቲ ብሰንበት
http://www.youtube.com/watch?v=iTFJtrHHOaU&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=1cSshWnRc64&width=200&height=200
እቲ ውሩይን ፍሉጥን ዓርኪ ሰውራን ህዝቢ ኤርትራን ኢንግሊዛዊ ፕሮፌሰር ሊዮነል ክሊፍ ብዝሓደሮ ሕማም ብረቡዕ 23 ጥቅምቲ 2013 ዓሪፉ። ፕሮፌሰር ሊዮን ክሊፍ ኣብ 1984 ንሜዳ ብምእታው ምስ ሰውራን ህዝብን ኤርትራ ተላልዩ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ኤርትራ ብምድጋፍ ፍትሓውነት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓለም ተፈላጥነት ንምርካብን ማሕበር ረዲኤት
ላምፔዱሳ፡ ጸገምና ዝምድናና እምበር ዕላማና ኣይኮነን ካልኣይ ክፋል እዚ ኣብ ላምፔዱሳ ዘጋጠመ ዓቢ ክሳራ ብዘይካ ንኢሳያስን ብጣዕሚ ኣዝዩ ጸቢብ ኣጠማምታ ዘለዎም ኣዝዮም ውሑዳት ሰባትን ዘየሰንበዶ የለን። ዋላ እቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉ ሰባት እውን፡ እዚ ቅዝፈት'ዚ ሽለል ኢሎም ክሓልፍዎ ዝኽእሉ ኣይኮኑን። ንሱ ስለዝኾነ ከኣ ኢዩ
We are all aware that the African Union declared November 3 a continental day of mourning to be observed by all its member states in commemoration of the African victims who drowned off Coast of Lampedusa Island in Italy. To this effect the Eritreans in
PRESS RELEASE “NOVEMBER 3RD DECLARED DAY OF MOURNING FOR VICTIMS OF LAMPEDUSA TRAGEDY BY AFRICAN HEADS OF STATE AND GOVERNMENT PRESS RELEASE NO 184/2013” The Eritrean National Council for Democratic Change (EN4CDC) welcomes the important symbolic act of the African Union in designating 3 November as a Continental
http://www.youtube.com/watch?v=UNwogWpxPhA&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=SLlEt67dO6E&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=mglGPJ8Pmpg&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=F-dVhrwIJfA&width=200&height=200
ጻውዒት ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራውያን ክሳብ ዕለተ ናጽነት 1991 ንልዕሊ ሓደ ዘበን ብወግዒ ዝተፈልጠት ሃገር ‘ኳ እንተዘይነበረትና፣ ጅግንነት ሲ ተፈልያትና ኣይትፈልጥን። እቶም ብዓቢኡ ሃገር ዘሕደጉና ገዛእቲ፣ ንኤርትራዊ ውልቀ ዜጋ፣ ዋላ ኣብ ናይ ሻሂ ጣውላ፣ ቴስታታ ከየላግዖም ድሕር ኢሎም ብጥንቃቐ እዮም ዝፍትኑዎ ዝነበሩ። እቲ ሓቂ ክትዕምጸጽ
ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ካልኣይ ክፋል) እዚ ጽሑፍ፡ ኣብዚ ብዘይካ ጠንቂ ናይዚ ሓዘን ዝኾኑ ውሑዳት ሰብ ገበንን ከምኡውን ከም እንስሳ ክምርሑን ክግርሑን ባህ ዝብሎም መጣቓዕትን እንተዘይኮይኑ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወዲቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ይጽሓፍ ብምህላዉ፡ ብመጀመርያ ነቶም ካብ ገሃነም ኣምሊጦምን ዓቐን ኣልቦ መስገደል ሰጊሮምን ናይ ባዕዲ
ኤርትራውያን ተቓማጦ ደርባን ደቡብ-ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ብ 12ን 20ን 25ን ጥቕምቲ 2013 ዘካየድዎ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ምድሓን እጃምና ነበርክት ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ስምዒትን ፍናንን ኣኼብኦም ዛዚሞም። ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝብኣሰ ደረጃ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ህዝቢ ደርባን፡ ንኩነታት ህዝብን ሃገርን ዝኣክል ድሕሪ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/EYSNS_Middle_East.pdf"]
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝሕብሕቦም ዘሎ ዕጡቓት ትግራዎት ተቓውምቲ (ደምሒት) ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣስመራ ብምውፋር ግፋ ከምዘካየደ ክበጽሓና ንዝቐነየ ቀጻሊ ሓበሬታታት እሙናት ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ እቶም ብ26 ጥቅምቲ ብስርዓት ኢሳይያስ ዝተዋፈሩ ዕሱባት (Mercenaries) ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ከባቢ ወክማ፣ ጎደና ሓርነት (ኮምብሽታቶ)
http://www.youtube.com/watch?v=CTFuS89nr1g&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=JIDq-do4Wm4&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=0SEKqp7phCQ&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=FoDJGsDFs00&width=200&height=200
One life one too many, hundreds not enough From the forum: WHERE is Wedi GeRAHTU: “I need this man NOW! where is this Riesi Akat wedi gerahtu?” Comment: The phrase might have entertained some people but I think this is charcter assanitaion and I doubt the validity of
ብማሕሙድ ሳልሕ ብቀዳምነት ከነጽሮ ዝደሊ፡ ህግድፍ ኢለ ኣብ ዝጽሕፈሉ፡ ነቶም ንሓርነት ኤርትራ ዝበለዩን ሎሚ ብዘይድሌቶም ከም መባዝሒ ኣብ ደፋትር ህግድፍ ዘለዉ ኣይምልከትን እዩ። ንዓዶም ካብ ዝግበኣ ንላዕሊ ኣበርኪቶም እዮም። ብተቃወምቲ ‘ውን ክዝለፉ የብሎምን። ነብሶምን ሓዳሮምን ዝመነዩ ብናይ ሎሚ ቛንቛ ክግለጹ ዘይከኣሉ ‘ዮም። ናታቶም ግዜን ወለዶን ክድገምን
ላምፔዱሳ፡ ጸገምና ዝምድናና እምበር ዕላማና ኣይኮነን ቀዳማይ ክፋል መራሕቲ ኣፍሪቃ ነቶም ብዕለት 3 ኣብ ላምፔዱሳ ዝሃለቑ ዜጋታትና ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጆም ኣለዉ። እቲ ህልቂት ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምንባሩ ከኣ ሓደ መርኣያ ኢዩ። ከም ኤርትራውያን ነብስና ንክንፍትሽ ዝድርኽ ዓቢ፡ ግን ከኣ መሪር፡ ምልክት ረኺብና ኣለና። ሬሳታት ናይዞም ኣብ
ብኣቦወንበር ፈጻሚ ኣካል ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ዝተዘርገሐ መግለጺ ዘለና መርገጺ 30/10/2013 ኣብዚ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ህዝቢና ዘሕልፎ ዘሎ ኣዚዩ ኣሰቃቒን ዘስካሕክሕን ኩነታት፡ እቲ ቀንዲ በቲ ጨቛኒ ስርዓት ዝሳቐን ወጽዓ ዝበጽሖን ዘሎ ኣካል መንእሰይ ወለዶ ብምዃኑ፡ መንእሰያት ካብቲ ጋህነማዊ ስርዓት ብምህዳም ኣብ ውሕስነት ክኾኖም
November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government November 3rd Declared Day of Mourning for Victims of Lampedusa Tragedy by African Heads of State and Government Addis Ababa, 21 October 2013 - November 3 has been declared
ቀጺለ ምስ ረዲዮ ኣሰና ዝገበርካዮ ኣፈናዊ ቃለ~መጠይቅ ተኸታቲለዮ።ዝተሰመዓኒ ባህታ መግለጺ ኣይረኸብኩሉን።ንነዊሕ እዋን ከሳቂየካ ዝጸንሐ ሃለዋት ህዝብና ብፍላይ ኣብ ሓድነቱን ምሕደራኡን ሎሚ ሃህ ኢልካ ክትዛረበሉ ምብቃዓካ ልዋም ለይቲ ከም ትድቅስ ርግጸኛ አየ።እቲ ኩላትና ዝሓለፍናዮ ኣደንዛዚ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ሎሚ ኣብቲ ውልቃዊ ሓርነትካ ኣውጅካ ብሰላም ትነብረሉ ሃገር ንሓንቲ
ነጸብራቓዊ ሓተታ ደንቨር- ኮሎራዶ- ተበጊሶም!! ኤርትራውያን ተቐማጦ ኮሎራዶ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ንምድሓን ግዴና ነበርክት! ብዝብል ልዑል ሃገራዊ ፍናን ጥቅምቲ 20 2013 ኣኼባ ኣካይዶም። ኣኼባ፡ ብርክት ዝበሉ ህዝቢ ዝተሳተፍዎን፡ ምክብባርን ኤርትራዊ መንፈስ ዝዓዘዞን ነይሩ። ጽማቝ ትሕዝቶ ኣኼባ፡ ሃገርና ኤርትራ፡ ካብ መዋጥር ናብ መዋጣር እናተሳጋገረት፡ ኣብ`ቲ ዝለዓለ ናይ ውድቀት ሓደጋ
ነጻነት ኤርትራ ብከቢድ መስዋእቲ ምስተረጋገጸ፡ኣብ 1991 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ጊዚያዊ መንግስቲከም ዘቖመ ዝዝከር’ዩ። እቲ ቀንዲን ፈላምን ዕላማ ቅዋማዊመንግስቲንምቛም ስለዝነበረ፡ ኣብ 1991 ጊዚያዊ ሃገራዊ ባይቶኤርትራከም ዝቐውምተገይሩ። ዕማም ናይቲ ባይቶ ንቅዋማዊመንግስቲ መሰረት ዝኸውን ርእሲ ኩሉ ሕጊ ዝኾነ ቁዋማዊ ሕጊ ንምንዳፍን ንምጽዳቕንኢዩ ነይሩ።ስለዝኾነ ድማ ጊዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ
ቀዳሞት ወልድና፡ ሓረስቶት ብምንባሮም፡ ኣብቲ ዝነበሮም ልቦና ተመሪኩሶም፡ ምስ ሕርሻን፡ ምስ መጓሰን፡ ምስ ገረብን ዝተታሓሓዘ ምስላታት ገዲፎምልና ከይዶም። ብብብአዚ መሰረት ብምግባር ድማ ጥበበኛታት፡ መላቐስቲ፡ ማሰኛታት፡ ኣዝመርቲ በቲ ጥዑም ዜማኦምን፡ ቃላቶምን ይነግሩናን የስሙዑናን። እኽሊ ኣብ ዓውዲ ክሕፈስ እንከሎ ጸሎት ጌርካ፡ ንጥዕና፡ ንፍቕርን ንሰላም፡ ግበረልና ፍርያት ኣብዝሓልና በረከት ሃበና
ኣሕዋት ኤርትራውያን! (ቀዳማይ ክፋል) ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን! ኣሜን!!! ከም ዝፍለጥ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት፡ ብድሕሪ’ቲ ልዕሊ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝቐዘፈ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱዛ፡ ኣብቲ ካልኦት ኣሻሓት ኣሕዋትና ኤርትራውያን ተዓቚቦሙሉ ዘለዉ መዓስከር ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን (ኢትዮጵያ) እውን ህይወት ሓደ ዜጋ ዝቐዘፈ ዕግርግር ተፈጢሩ