ካልኣይ ክፋል ህግደፍን ውድባትን ኣብ ሓደ ሓዲድ እዚ ጽሑፍʼዚ መቐጸልታ ናይቲ ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ምስ ህልው ኩነታት ጉጅለ
ካልኣይ ክፋል ህግደፍን ውድባትን ኣብ ሓደ ሓዲድ እዚ ጽሑፍʼዚ መቐጸልታ ናይቲ ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ምስ ህልው ኩነታት ጉጅለ
ብመጀመርያ ውልቀመለክቲ ብልምዲ ካብ ስልጣኖም ዝእለዩሉ ብመጀመርያ በቶም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ወይ ናይ ሰራዊት መኮንናት ብዝተወደብ ዕልዋ መንግስቲ ወይ ንዓመታት ክቃወምን ክቃለስን ዝጸንሔ ውዱብ ወይ ሰውራ ዝርከብ ዓወት ማለት ምእላይ እቲ ስርዓት ኢዩ ሎሚ ግን አብ 2011 እዚ ውልቀመለክቲ ካብ ስልጣኖም ዝእለይሉ ኩነታት ተቀይሩ ኢዩ ዘሎ
“To reach Reconciliation, one must start by recognizing the common ground between the parties and working outward; instead of starting with the differences and working inward. It is from this mindset that Forgiveness and Tolerance are born.”thus we can go further in maintainance of cooperation. Some
ግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!! ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ብግሉጽነት ዘይኣምን በረኻዊ ምሕደራ ተረጊጹ ግዳይ ጥፍኣትን ተቐባሊ ኩሉ ጽዩፍ ምሕደራዊ ኢሳያስን ስርዓቱን ኮይኑ መንነቱን ባህሉን አብ ሓደጋ ኣትዩ እቲ ፍጥር ክብል ዝውንኖ ሃገራዊ ሓድነቱ ብሰንኪ ውሑዳት ዓንደርቲ ጉጅለ ህግደፍ ላሕሊሑ መንእሰይ ወለዶ ዓዱ ገዲፉ ተመጽዋቲ ዓዲ ሃገር ክኸውን ተገዲዱ፡ ፤እዛ ኣብ ዓራርብ ብሽም ሓፋሽ ተጋዳላይ እንዳ ሸቀጠት ዝገበለት ቁንጫል ጉጅለ ዓዲ ኣትያ ነቲ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ቅያ ዝፈጸመ ተጋዳላይን ህዝብን ጠሊማ በረኻዊ ምሕደርኣ ብሓይሊ ጎነጽ ኣደልዲላ እቲ ንዓመታት ዝተቓለሰ ናይ ትማሊ መንእሰይ ዳግማይ ግዳይ ስደትን ጥፍኣትን ክትገብሮ ጌጋ ናይ ታሪኽ ምርጫ ወሲዳ ጥራሕ ዘይኮነት ሃገርን ህዝብን ዳግማይ ኣብ ዘይተደልየ ኩናት ጠቢሳ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናይ መጻኢ ወለዶ ተቐበልቲ ሕድሪ ሕጻውንቲ ቆልዑት ኣብ ሓዊ ከም ዝቑለዉ ጌራ'ያ፡ ፤ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ኣብ ግሉጽነት ዘይኣምን ንበይናይ ጥራሕ ዝብል ባህርይ ዘለዎ ስሱዕን ዓንዳርን ጉጅለ ስለ ዝኾነ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ንሓፋሽ ተጋዳላይን ጀጋኑ ስንኩላንን ስድራ ቤት ስዉኣትን ክጠልም ጊዜ ኣይወሰደሉን፡ ፡ ብሽም
http://www.youtube.com/watch?v=8TrPWBBVrC0
እቶም ኣብ ነሓሰ 2013 ኣብ ኣዲስ ኣባባ ኣኼባ ዘካየዱ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 04 ለካቲት 2014 ኣብ ዘሎ ግዝያት እንደገና ካልኣይ ኣኼባ ኣካይዶም። እዞም ኩሎም ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ዝተሳተፉ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ቀዳማይ ኣኼባኦም ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ህዝቢ ኤርትራን ፖለቲካዊ ሓይልታቱን ኣብ
Security cameras show a man brutally beating an Eritrean man; police claim man is mentally ill. A man was caught on tape severely beating an Eritrean asylum seeker at the Tel Aviv Port on Sunday evening, in security footage shown on Channel 10. Security cameras show a
Forum for National Dialogue (Medrek): Challenges and Promises Ghezae Hagos Berhe (The article is abridged from facebook discussion.) Recently, former diplomats of the government of Eritrea and others have formed a group called Forum for National Dialogue (FDN.) The topic is generating heated debates in the Eritrean social
ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው ኣብ መጀመርያ ተስዓን ሰለሰተን፡ ክሳብ መወዳእታ ተስዓን ኣርባዕተን ከም መሰጋገሪ ዝሰርሐ ምቅይያር ናይ ምጣኔ ቐረጽ ተገይሩ ነይሩ። እቲ ምጣኔ ቀረጽ ንነጋዶ ዘተባብዕ ስለ ዝነበረ፡ ኣብቲ ውሱን ግዜ’ቲ ንኤርትራ
መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ከምቲ ልሙድ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም? ብምባል ዳሃይኩም ክሓትት ፍቐዱለይ? ሊላይ ከም ትብሉኒውን ተስፋይ ልዑል’ዩ። እወ። ሊላይ። ክቡራትን ፍቑራትን፡ ሊላይ ሓደ ቃል ክነሱ፡ ክልተ ትርጉም ግን ኣሎዎ። እቲ ቀዳማይ፥ ጽቡቕ፡ ምልኩዕ፡ ምሩጽ ክኸውን ከሎ፤ እቲ ካልኣይ ትርጉሙ
Fetsum: ZEYTERFELKA GASHAS ATSEBIKA SAAMO EYUTINEGER Question of the moment: Quote of the moment: ‘I have decided never to dominate or be dominated by external mind, only to learn from and coexist with it. My outlook of nature is my life that I will never compromise for any
http://www.youtube.com/watch?v=2TnhgY8V46E
Italy's navy has rescued 1,123 people from inflatable boats in the space of 24 hours, as clandestine migration from North Africa reaches record levels. The latest migrants were found in eight boats and a barge about 120 miles (222km) south-east of Lampedusa. They included 47 women, four
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/zetwde-hbrawi-mewedata.pdf"]
ዕዉት ሰሚናር ኣብ ስዊዝ ብዶር.ተወልደ ተስፋማርያም ቀዳም ዕለት 2 የካቲት 2014 ኣብ ከተማ ሉዘርን ስውዘርላንድ ኣቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክዕንቀፍ ዝጸንሐ ንኣታት 2 ኣዋርሕ ብሃንቀውታ ደለይቲ ፍትሒ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሓድነታዊ ሰሚናር ኣስታት 400 ደላይ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብ ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም ወዲ ቫካሮ ብዘደንቕ ኣጋባብ ተኻይዱ። ሰዓት 01:00ድሕሪ ቀትሪ ኣደ ወንበር ግዝያዊት ሽማግለ ስዊዘርላንድ ናይ መኽፈቲ መደረ ተሰሚዑ ።
ከም ዝዝክር ድሕሪ’ቲ ኣሰቃቒ ህልቂት ዕሸላት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ላምፔዱሳ ህዝብና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝሓየለ ሕራነ ቁጥዐኡ ሰማይ ዓሪጉ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ኣበሳ ክኣ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምስትብሃልን ካብ ስሩ ንምምሓዉን ብዙሓት ተበግሶታት ክቀላቐሉ ተራእዮም ኣለዉ፣ እቲ ምንታይ ህልቂት ላምፔዱሳ ኣብ ታሪኽ ብዓይነቱ ዝፈለዮ ነገር
On a rainy London day and in the presence of good number of Eritrean-Londoners a public seminar was held in London - UK on 26 January 2014 to commemorate the first anniversary of the patriotic operation that took place in Forto-Asmara on 21 January 2013,
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Selemun_hol.pdf"]
ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!! ብመጀመርያ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሕን ደገፍተይን ይቕረታ ይሓትት፡ ፤ ኣቦታትና ክምስሉ "እትደልዮ ተዛሪብካ ዘይትደልዮ ከይትሰምዕ ተጥንቀቕ " ይብሉ፡ ፤ ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ብተለኣኣኽነት ህግደፍን ኣሳሰይቶምን ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓሶትን ጸለመን ከካይድ ጸኒሕ'ዩን ኣሎን፡ ፤ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ከም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/senayt-BoKreZion-5.pdf"]
Click on this Link to Listen - Interview with Amanuel Eyassu Part-2
ቀዳማይ ክፋል ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ ብዜካ እቶም ኣዒንቶም ዝዓወሩ ሕሉፋት ደገፍትን ምስ መላኺ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ኢድ ዝመለሱ፡ ምስኡ ሞትና ምስኡ ጥፍኣትና ዝበሉ ገበነኛታት ገዲፍካ፡ ኣብዝሓ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ ለውጢ ክመጽእን
መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ) መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ትንሳኤ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘስምዕ ቋንቋ ከም መርሃዊ ጸበባ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ናብ ህዝቢ ቀሪባ'ላ፡ ፤ ጽገናውያን ድሕሪ ናይ6 ኣዋርሕ ናይ ሓሶትን ጸለመን ወፍሮም ብሳላ ብድሆ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ኣደባባይ ወጽዮም ክቃልዑ ተገዲዶም ኣለዉ፡ ፤ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም "መሰጋገሪ ድልድል"ጥራሕ ክኾኑ'ኳ እንተ ገለጹ መን ምስ መን ዘራኽብ ድልድል ምዃኑ ግን ንጹር ኣይገበርዎን፡ ፤ እስከ ካብ ኣፎም ንስምዓዮ፡ ፡ “We are responding to Eritrean cries for change,” said Andebrhan. “We are a bridge between the diaspora, who are important, and our colleagues inside Eritrea. But the Forum is led from inside Eritrea.” ይብል ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ፕረሲደንት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፡ ፡ ተዋስኦ ድዩ ወይስ ቁምነገር ዘይነጸረ መግለጺ መድረኽ ህዝቢ መታን ከየደናግር ክንሓተሉ ህዝባዊ ሓላፍነት ኣለና፡ ፡ እዚ ተባሂሉ ዘሎ ድልድል ኣብ ሞንጎ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ሕብረተሰባት ኤርትራን ኣብ ውሽጢ ዝነጥፉ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ ይብሉና ኣለዉ፡ ፡ መን'ዮም እቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተቛወምቲ?ኣቶ ዓንደብርሃን "ብጾትና" ክብል ከሎ ኣብ ስልጣን ዘለዉ ናይ ገድሊ ብጾቱ ማለት ድዩ ወይስ ብመንእሰይ ወለዶ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ማለቱ'ዩ? እዚ ንሱ ባዕሉ ዝምልሶ'ኳ እንተኾነ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ኣብ ልዕለኻ ዘሎ ናይ ሓደጋ ደበና ክተስተብህለሉ ምስትውዓል የድልየካ'ሎ፡ ፡ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም ኣብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጥራሕ ዘተኮረ'ዩ ኔሩ ክብሃል ይክኣል፡ ፤ እቲ ን23 ዓመታት ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ዝሰተየ ጉጅለ ህግደፍ ከም ገበነኛ ዝገልጽ ወላ ሓንቲ ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ'ውን ደፊሮም ገበነኛ'ዩ ክብልዎ ኣይተሰምዑን፡ ፤ብገበን ዝሕተት ኣካል ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ኣቶ ዓንደብርሃን ብዛዕባ ጎይትኡ ኢሳያስ ከምዚ ይብል፡ ፤"So what role might President Isaias Afeworki have in
When Haben Girma ’13 was in college at Lewis & Clark, she had to sol ve a problem that few other students have faced. As a deaf-blind student with very limited sight and hearing, she had a hard time figuring out the food stations in
ሃብቶም ጸጋይን ማሕሙድ ሳልሕን “ሃለው ባሕሪ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ተ/ ሃብቶም ጸጋይ ኣብተን ምስ ስዉእ ኢሰያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ) ዝጸንሓለን ሕደት ኣዋርሕ ዘይሕከኽ ኣሰር ዝገደፈሉ ጦብላሕታታት ከዘንቱ ፈቲኑ። ዕላማና ውሱን ነይሩ። ዝኽሪ ጥራይ። ታሪኽ ሂወቱ ክንጽሕፍ ወይ ክንምርምርን ክንመራመርን ኣይኮናን ዝተበገስና። ምኽንያት ይኹን ሞይኡ የብልናን። ስለምንታይ
ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ትበርህ ኣብርሀን ኣቦኡ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ብዕለት 13/12/1947 ኣብ ደቂ ጽንዓ ተወልደ። ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ ኣብ ድባርዋ ተማሂሩ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ጥልያን(ቦተጎ) ተማሂሩ መሃንድስ(ጆመትራ) ኮይኑ ተመረቐ። ስውእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ብዝነበሮ ብርቱዕ ፍቕሪ
(AFP) Geneva — Enforced disappearances, arbitrary detention and torture were just a few of the violations Eritrea was accused of during a UN review of its human rights record Monday. Diplomats gathered at the U.N. Human Rights Council in Geneva condemned the isolated and autocratic country's
http://www.youtube.com/watch?v=ktG9VUev91I
Just as the Horn of Africa is witnessing the slow restoration of one collapsed state - after more than two decades of anarchic conditions in Somalia - it may be facing the collapse of another. The small country of Eritrea, only 20 years after gaining independence from Ethiopia, has emerged
From the forum: Meretse Asmelash: ‘Wedi Vacaro is simply hope of the oppressed. Many Eritreans have come to admire his courage, honesty, self-confidence and beyond all trust to go through all his voyage/our voyage. I pray for him to stay the course until we come out on
ኣቱም ደቂ ኣብርሃም! እተን ኣብታ ሎሚ በዚ ኣዕናዊ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብኹሉምሉ ተደዊና ዘላ ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ፡ ኣብ እምባ ፎርቶ ተደኲነን ዘለዋ ማዕከናት ዜና ደማሒ (መላኺ)፡ ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዓሰርተ ዘይበጽሑ ሰባት፡ “ደሞዝ ውሒዱና” ኢሎም ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝወጹ ግዜ፡ ዓቢ ብስራት ከም ዝረኸባ ተጓይየን፡ ናብቲ ብዘይካ