ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፣ “ናይ ስራሕ ምባጽሕ ንምፍጻም” ሎሚ ንጉሆ 2 መጋቢት ቀጠር፣ ደውሓ፣ ከምዝኣተወ ኣገልግግሎት ዜና ቀጠር QNA ሓቢሩ። መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ደውሓ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ከም ቀደም ኣሚር ቀጠር ዘይኮነስ ሚኒስተር ምምሕዳር ከተማን ከተማዊ ውጥንን ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ቀጠርን እዮም ኣብ
ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፣ “ናይ ስራሕ ምባጽሕ ንምፍጻም” ሎሚ ንጉሆ 2 መጋቢት ቀጠር፣ ደውሓ፣ ከምዝኣተወ ኣገልግግሎት ዜና ቀጠር QNA ሓቢሩ። መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ደውሓ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ከም ቀደም ኣሚር ቀጠር ዘይኮነስ ሚኒስተር ምምሕዳር ከተማን ከተማዊ ውጥንን ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ቀጠርን እዮም ኣብ
Mr. Abdu Osman Humadin, an Eritrean diplomat who worked in the headquarters of the Ministry of Foreign Affairs of Eritrea has defected to the United Kingdom. There are also rumours that at least two other stuff members of the Ministry are missing since last October. So
http://www.youtube.com/watch?v=NI09PBqHkxg&feature=youtu.be
ኣብ ቀንዲ ቤትጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ክፍሊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ዝዓዪ ዝነበረ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣቶ ዓብዱ ዑስማን ሑመዲን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ ንሱ ብሱዳን ኣቢሉ እዩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣምሊጡ። ናይ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን
http://www.youtube.com/watch?v=1gboY3GiPWk
ባይቶ ስምረት ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ ከሰላስሎም ዝጸንሐ ናይ ቃልሲ ጉዕዝኡ ንምግምጋም፡ ዝሓለፎ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ቃልሲ ኩሉ ብዕምቆት ንምርኣይ፡ ኣብ መስርሕ እቲ ዝተጓዕዞ ርሕቀት ዘጋጠሙ መኻልፋት ንምምዛን፡ ነቲ ኣብ ደብረ -ዘይት ካብ 07 ክሳብ 17 ሓምለ 2012 ዘካየዶ ቀዳምይ መድረኽ ዘተ ዝሓለፈ ወሳኔ መሰረት ብምግባር፡ ከከይዶ
Not Only Does He Despise Us, But Also Hates Us A Regionder to Mr. Semere Habtemariam Dear Semere, I came across your superbly written discourse about the Eritrean Termidor at Awate.com under the title, “He Doesn’t Hate you; He despises You.” What prompted me to pen down a
እቶም መተካእታ ኣቡነ እንጠንዮስ ክኾኑ ብስርዓት ህግደፍ ተሓርዮም ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፣ ብዘጋጠሞም ወቕዒ ብጽኑዕ ሓሚሞም ብ 10 ለካቲት ንሕክምና ናብ ሱዳን ከይዶም ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣ ንሶም ከፊላዊ መልመስቲ ኣጋጢሙዎም፣ ክንቀሳቐሱ ይኹን ክዛረቡ ተጻጊሞም
http://www.youtube.com/watch?v=7UGj3dfGZuE
ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ) ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥ “እዋእ! እንታይ ክገብሮ ደኣ ምስ ኣዕሩኽቱ፡ ኣብ ሓደ ባር ጸወታ ኩዕሶ እናረኣዩ ከለዉ መጺኡስ፡ ነታ ኩዕሶ ዝሪኡላ ዝነበሩ ተለቪዥን ‘ክወስዳ’የ’ ኢሉ ብሓይሉ ሓፍ ምስ ኣበላ፡ እዚ ወዲ ወደይ ከኣ ከምቱ ዝበልኩኻ ጠንቃም’ዩ። ካብ ኮፍ መበሊኡ ብድድ ኢሉ፡ ‘ኣታ
The Nobel laureate in physics and lead engineer of the Manhattan project in Los Alamos Richard Feynman said once “an expert is a person who has done all the mistakes supposed to be done in a very narrow field”. If this is true, the regime
ናይ ማክሮ ጸገም ግን እዚ ጥራይ ኣይነበረን። ብመሰረት’ቲ ሓድሽ ኣዋጅ ብዘይካ ጠቕሊሎም ንዝኣትዉ፡ ናጻ ቀረጽ ፈጺሙ ስለ ዝተኸልከለ ዘይመንግስታዊ ትካላት ይኹን መንግስታዊ ትካላት ቀረጽ ክኸፍሉ ኣለዎም ተባህለ። ከም ሳዕቤን ናይዚ ድማ ኣብ ሓጺር ግዜ ናይ ረዲአት እኽሊ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተዀመረ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/መቓብር-ህሉዋት-ኣሰና-5-2.pdf"]
ሱር በተኽ ለውጢ ንዝሓተተ ህዝቢ ድልየቱ ክንፍጽመሉ ግድነት ኣለናህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ23 ዓመታት ባርነት ብግበር ኣይትግበር መምርሒ ህግደፍ ክርገጽ ድሕሪምጽንሑ እንሆ ዓው ኢሉ ናይ ሱር በተኽ ለውጢ መቓልሕ የስምዕ ኣሎ፡ ጉጅለ ህግደፍ ብኹሉ መዳያቱ ፈሺሉ ሃገርን ህዝብን ከመሓድር ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ብምብጽሑሓድሽ ቅዲ ኣውጺኡ ነዚ ናይ ህዝቢ ሕቶ ክጉዕጽጽ ተፈቲኖም ዘይፈልጡ ሜላታት ኣተኣታትዩ ነዚ ናይ ለውጢ ማዕበል ነበረያ ነበረ ክገብር ዘይተኣደነ ገንዘብን ጉልበትን ከፍስስ ንርእዮ ኣለና፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Sur_betek.pdf"]
ብ ‘ብልሽውና’ ተኸሲሱ ካብ 2008 ክሳብ 2013 ን 5 ዓመት ኣብ ማይ ሑጻ ተኣሲሩ ዝነበረ፣ ሓላፊ ጸረ-ስለያ ስርሒት ዞባ 2 ነበር (ኣብ እዚ ውጩ ዝነበረ) ካፕቴን ኣሚነ ምስግና፣ ኣብ መካስተራት ናይ ነዳዲ ትካል ከፊቱ፣ ካብ ሱዳን ብራሻይዳ ብኮንትሮባንዳ ዝኣተወ ነዳዲ ገዚኡ፣ ናብቲ ብወዲ በኺት ዝመሓደር
ትግረ፣ ድሕሪ ትግርኛ ብሰፊሑ ዝዝረብ ቋንቋ ኤርትራ ምዃኑ ኣጸቢቕና ንግንዘቦ ኢና። ኣሽንባይ ዶ ሕጂ ነዊሕ ሰዓታት ፈነወ ሃልዩና፣ ቀደም፣ ብሓጺር ማዕበል ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ሰሙን ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ እንፍንወሉ ኣብ ዝነበርና እዋን ‘ውን፣ ኣብ ክንዲ ብትግርኛን ብዓረብን ጥራይ ናይ ትግረ መደብ ከነተኣታቱ ነግፈረግ ዝበልናሉ
ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን ንልብና ሰሚዑ፡ ንሃንቀውታና ተረዲኡ ብልሳንና ተዛሪቡ ዝቅልሰና ብቁዕ መርሒነት እንሆ
A call is being made to at least fire shabait.com editor Mahmud Saleh Today, February 27, 2014, you will find 11 news items on the opening page of shabait.com. Six of the news headlines start with “Call made to…” a matter that must have annoyed Saleh
https://www.youtube.com/watch?v=_zvj-8eiBVA&feature=youtu.be
ኣብዚ ካብ ባሕቲ መጋቢት ዝፍልም ን 7 መዓልቲ ኣብ ሰሙን ን24 ሰዓታት ኣብ ናይል ሳት ዝመሓላለፍ መደብ ራድዮ ድምጺ ኣሰና፣ ሓደ ሰዓት ብዓረብ ከምኡ ‘ውን ናይ ዓፋርን ኩናማን መደባት ከነተኣታቱ መዲብና ስለዘለና፣ ኣብዚ ሓዱሽ መደብ’ዚ ብወለንታ ክትሳተፉ እትደልዩ ግዱሳት ኤርትራውያን በዚ ኢመይል ኣድራሻ’ዚ aseye.asena@googlemail.com ክትረኽቡና
“ወዲ ክንደይ ዓመት ኢልካ ትግምተኒ ዝወደይ?” በሉኒ እቶም ነቲ ስድራይ ዝሃቡኒ መጠንቀቕታ ዘኪረ ክሓስብ ዝረኣዩኒ ኣቦ ፍሽኽ ኢሎም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። “እዋእ! እንድዒ! ሰብዓዶ ትገብሩ?’ ተመሊሰ ሓተትኩዎም። “ክልተ ኣርባዓ ንኽመልእ፡ ክልተ ዓመት ተሪፈናኒ ኣለዋ ዝወደይ። ኣብዛ ትሪኣ ዘለኻ መርዓዊኣ ከም ዝመታ መርዓት፡ ሕርድ ኩምትር ኢላ
Fetsum: From the FORUM rezen: “It is my peanut opinion that Eritrea has fundamental parochial problems for seemingly time immemorial: religion, provincialism, and racism. These are the most debilitating cancerous diseases to humanity. It was only under subjugation that the diverse societies in Eritrea seemed to have
ብወደብ ባጽዕ ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ንጥፈታት ‘ትራንዚት’ ናይቲ ብነስረዲን በኺት (ወዲ በኺት) ዝምራሕ ‘ሰቲት’ ሓዱሽ ሽም ኣጠሚቖሞ ዘለዉ ኩባንያ ንግድ ስርዓት ህግደፍ፣ ብፖርት ሱዳን ተቐይሩ፣ ወደብ ባጽዕ መሊሳ ተዳኺማ ከምዘላ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ቅድሚ ሕጂ፣ ብወደብ ባጽዕ ዝኣተወ ንግዳዊ ናውቲ ‘ትራንዚት’ ተባሂሉ ኣብ ዶብ ሱዳን ኣብ
ብሪጋደር ጀነራል ገብሪሂወት (ወዲ ሊቀ) – ስርሒት ዞባ 1 ( ተሰነይ) ከምኡ ‘ውን ‘ኣዛዚ ህዝባዊ ሰራዊት’ ሜጀር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ - ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 2 (ባረንቱ) ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና) ስርሒት ዞባ 3 (ደቀምሓረ) ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ - ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 4 (ዓሰብ) ከምዘይከደ ይንገር፣ ሜጀር ጀነራል
ዓይነይ ከስድድ! (ብሓቂ ዝተፈጸመ ዛንታ) ‘ሰላም ኣቦ ከመይ ውዒልኩም?’ በልኩዎም ነቶም ኣብ ጎድኒ’ታ ብጫ ዝሕብራ፡ ኦፐል ኣስትራ ዝዓይነታ ማኪናኦም ተጸጊዖም፡ ኣስናኖም ዝምውጹ ዝነበሩ እቤር (ኣረጊት ሰብኣይ) ቅርብ ኢለ። “መዓልካ ዝወደይ” በሉኒ ሓንሳብ ናባይ፡ ሓንሳብ ድማ ናብታ ሕቖኦም ሂቦማ ዝነበሩ ማኪናኦም እናጠመቱ። ‘ኣብዛ ሹቕዶ ከተብጽሑኒ ምኸኣልኩም ኣቦ?’
ኣብዚ ቅንያት'ዚ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ዝውልክዎ ማሕበር ብመድረኽ ዝብል መጸውዒ ሽም ዝፍለጥ ፖለቲካዊ ዕላምኡ ሒዙ ናብ ህዝቢ ተቐልቂሉ'ሎ፡ ፡ እዞም ሓለፍቲ መንግስቲ ነበር ንዓመታት ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ መንግስቲ ዝሰርሑ ዝነበሩን ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ከም ዝኾነ ተጋዳላይ እጃሞም ከበርክቱ ንበረኻ ከም ዝወጹ ዘይክሓድ ሓቂ'ዩ ንሱ ኣብ ቦትኡ ኮይኑ ግን እዚ ሎሚ ኣቕሪቦሞ ዘለዉ ፖለቲካዊ ዕላማ ካብን ናብን ክኸይድ ከም ዝኽእል ክንካትዓሉ ህዝባዊ ሓላፍነት ኣለና፡መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ዝብል ሞጎተ ሒዞም ናብ ህዝቢ ቀሪቦም ኣለዉ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Tesfay_Medrek.pdf"]
ቅድምን ድሕንርን ናጽነት ምእንቲ ሓርነትን ራህዋ ህዝቢ ኤርትራ ዝተቓለሱ፣ ገዲም ተጋዳላይ ዶር መሓመድ ዑስማን ኣቡበከር ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድሚኦም፣ ብ 23 ለካቲት ኣብ ለንደን ዓሪፎም። ስነስርዓት ቀብሮም ከኣ ኣብ ከባቢ ለንደን ‘ሳላም’ ኣብ ዝተባህለ መካነ መቓብር ሓመድ ኣዳምለብስ እዩ። ኣብ ሕርጊጎ ዝተወሊዶም መባእታ ትምህርቶም ኣብ ሕርጊጎ
http://www.youtube.com/watch?v=_qi82D-Arkw&feature=youtu.be
መአረምታ ኣብቲ ብዕለት 24.02.14 ኣብ ኣሰና ዝተዘርግሐ ዜና፡ “ኣብቲ 150 ዝጽግዑ ተሳተፍቲ ዝተረኽቡዎ ኣኼባ . . . ፡ ንስድራቤት ወዲዓሊ ንምሕጋዝ ኣብ ዝተገብረ ናይ ውጽኢት ገንዘብ ጐስጓስ ማዕረ ሓደ ሽሕ ዶላር ከም ዝተዋጽአ . . . ኣስማቶም ክገልጹ ካብ ዘይመረጹ ዜጋታት ድማ ንመቐበሊ ክቡር ሓው ዶክተር
ኣቱም ሰባት ኢሳያስ መባልዕትና ኣይኮነን (ብዶ/ር ምስግና ገብረመድህን) ኤርትራ ሃገርና ናጽነት ኣብ ዝረኸበትሉ ዓመት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬምን መሳርሕቱን ንቢትወደድ ኣስፍሃ ወልደ ሚካኤል ንኸረኽብዎም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ቢተወደድ ኣስፍሃ ይኸዱ፡፡ቢትወደድ ድማ ጃንሆይ ዘበርከትሎም ካባ ለቢሶም ምስ ክዳውንቲ ሓበሻ ዝለበሱ መሰሰይቶም ኮይኖም ተቐበልዎም፡፡በዓል
ከምዚ ከማይ ዲኹም ዝሓለፈ 6_7 ኣዋርሕ ንእዝነይ ዝኹርኩሕ የእዳው ህግደፍ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃቀንጠብጠብ ክብላ እይሰማዕኩን።ያኢ ጠባይ ተገሩለይ ተባሂሉ ኢዩ። ኣብ ዓለም ብዘይካኡ ሻጥር ዘሎዘይመስሎ ስጊንጢር ኢሰያስ ዓይኒ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጨው ሓጺቡ ንጹህ ከም ጲላጦስ ክበሃለለይእሞ ኣብ ዝባኑ ተላሒጉ ዘሎ መንደዓት እገዳ ክለዕለሉ ቆርበት በጊዕ ተኸዲኑ ደገፍቱ ከይተርፈ ክሳብዝገግይዎ ባዕሉ ዝዓጸዎ ማዕጾ ዓለም ክኩሕኩሕ መከርኡ ይበልዕ ኣሎ። እቲ ቅድሚ ሕጂ "ብውዲት ኢትዮጵያን ኣመሪካን ዝተኸሰስኩዎ ክሲ ሓሶት ሙዃኑ እናተጋህደ ይመጽእኣሎ" እናበለ ዝግዕሮ ዘሎ ብሓሶት እንተዝኸውን ሕጂ እውን እዞም ዝተጠቅሱ መንግስታት ሓሶት ንምምሃዝዋላሓደ ዝዓግቶም ኣይምተረኽበን። ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት " ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ እገዳ ሓሶትን ጠቀነን ስለዝነበረ ዘይፍትሓዊ አዩ ነይሩ" ኢሉ እገዳ እንተኣልዒልዎ ኸኣ ንርኢ።ብኣንጻሩ ግን ዘይከምዚኣ ኢየ ደልየ!!!!! ዘይከምዚኣ ዝብሉ ዘለዉ ኢዮም ዝመስሉ።ጀማሉ ዝሓለወ ዶ መን ይትንክፎ ኢዩ!!!! ኢዱን እግሩን ስለዝአከበ ግን ነቲ ተቀቢኡዎ ዘሎ ጸለሎ ብቀሊሉ ዝጸርየሉ ይመስሎእንተኢዩ ግን ሕጂ እውን ገና ኣይለበመን ኣሎ።ናይ ህግደፍ ሜላ ኪኢለዮ ኢሉ ኣብ ውሻጠ ኮይኑ ተንበርኪኹ በቲ ሕደ ወገን ከፈራርህ፡ በቲ ሓደ ወገን ድማ ክልምን እዩ። እቲ ሎሚ ሎሚ
Fetsum: My premature opinion on Assena et al Vs Medrek SolomonBerhane: “ምትእኽኻብ መድረክ ግሉጽነት ዝጎደሎን ገላልን ምኻኑ ይኣምን፦መድረኽ ኣገባቡ “ ግሉጽነት ዝጎደሎ’ዩ” ። ኣኼባ በልጅዩም እንታይ ነይሩ ኣጀንድኡ፣ በዓል መን ተሳቲፎም፣ ኣብቲ ኣኼባ እንታይ ወሲኖም፣ መን እንታይ ዓይነት ናይስራሕ ሓላፍነት ተሰኪሙ ኣሎ ዝግለጽ የለን። ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዘሎ ዝምድና ናይ ቓልሲ ኣይተነጸረን። ዝተኻየደ ርክባት ኣሎ’ዶ የለን ኣይተገልጸን። ኩሉ ሚስጥራዊ’ዩ። ሓንቲ ነገር ከኣ ኣላ ንሚስጥሮም ዘቓልዓቶም። መን’ዮም መድረኽ እንታይ’ዩ ዕላምኦምቕድሚ ምግላጾም ፈነወ ረድዮ ጀሚሮም። ንሶም ካብ ህዝቢ ተኸዊሎም ረድዮኦም ይፍኖ። ዘገርም’ዩ! ካብዚ ንላዕሊ ጉድለት ግሉጽነት የለን ስለምንታይ ንሓቒ ንቓወም።” Amanule Eyasu: “ሕሉፍ ምስጢራውነትን ዘይግሉጽነትን: ከም ምሁራት፣ ምኩራት ተጋደልትን ዲፕሎማሰኛታትን፣ ኣባላት መድረኽ፣ እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ከም ባህሊ ማዕቢሉ ክሳብ ሎሚ ምብላይ ኣብዩና ዘሎ ሕሉፍ ምስጢራውነትን …፣ ካብዚሕማም’ዚ ከምዘይተገላገሉ ተግባራቶም ይምስክር።“ንኣብነት ብዛዕባ’ቲ ኣብ ብራስለስ (በልጁም) ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ግደፍ ዶ ንህዝቢ፣ ነታ ከም ተሓጋጋዚት ማዕከን ዜና ዝቐርቡዋ ኣሰና ‘ኳ ኣይሓበሩዋን። ጸኒሑ ግን ብወረወረ ልሒኹ።ቅርጽን ዕላማን መድረኽንጹር ኣይኮነን። ኣባላቱ ‘ውን ብወግዒ ኣይፍሉጣትን እዮም። ናይ ርክብ ሰንሰለቶም ብሩህ ኣይኮነን። ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቀሪብካ ብኽፉት ህዝባዊ ሕቶታት ምምላስ ከም ቁሪ ይፈርሑዎ። ርክባቶም ብሕሹኽሹኽ እዩ ዝፍጸም።” Comment: This is very sad to hear. I cannot understand why a movement that claims to bring democracy would dispatch without a clear vision and strategy. I cannot understand experienced intellectuals and diplomats having no