https://www.youtube.com/watch?v=dbRFOVE1TpI&feature=youtu.be
ሓምሻይ ክፋል ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? ሓምሻይ ክፋል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ኣብ ድሮ እቲ ጸሊም ናይ ታሪኽ መዝገብ፡ ድሮ 18 መስከረም የዳልዎን ይዝርግሖን ብምህላወይ፡ ነቲ ዕለት ዝያዳ ከድህበሉ ክግደድ እየ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ሃዋርያ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝኾኑ ሓርበኛታት መራሕቲ ገድሊ ኤርትራን ልሳን እቲ
መስከረም! መስከረም፡ እዚ *ደማሒዶ በዲሉኪ *መላኺዶ ጻዕዳን ጸሊምን ታሪኽ ኣሕቊፉኪ ድምጺ ህዝቢ ክትዓብሲ ጌሩኪ እንታይ'ሞ ክትገብሪ ህግደፍ ፈሪዱኪ! ኣይተዓጽዋን ግና እተን ድምጺ ህዝቢ ኒን ይብሎኦ ኣለዋ ንህግደፍ ከም ንህቢ፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ከም ሽቶል በሊሐን ድምጺ ናይ ውጹዓት ብዓውታ ኣቃሊሐን! እዚ ዓዋን *ባልዋ ፍጹም ዘየስተውዕል *ኣርሓ መፍለስ ካብ ዓራግ ዘይወጸ ካብ በረኻ ሳሕል ድምጽና ዓቢሱ ህዝቢ ንኸታልል ተኽሊ
250 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሊብያ፣ 500 ድማ ኣብ ከባቢ ማልታ ጥሒሎም ዝብል ስግኣት ኣሎ። ሓንቲ ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብምጥሓላ ኣማኢት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብመሰረት ሓበሬታ ሰበ ስልጣን ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ካብታ 250 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ 26 ሰባት ጥራሕ ኢዮም
https://www.youtube.com/watch?v=llOvGhk60J4&feature=youtu.be
About 500 migrants are feared dead after their ship was rammed by another boat near Malta last week, a migration body said. Two Palestinian survivors told the International Organisation for Migration (IOM) that the boat had been intentionally sunk by traffickers. They said the boat had left
Libyan navy officials say only 26 people have been rescued so far on vessel carrying up to 250 migrants. Last updated: 15 Sep 2014 09:08 A boat filled with up to 250 migrants heading for Europe has sunk off the Libyan coast and many passengers have died, a spokesman
ብ ዳንኤል መሓሪ (መታዓቢቲ) [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Elsa-letter-1.pdf"]
መልቀስ ድሓን ኩን !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ኣብራሃም ገብረ ገርግስ (M.I.T) ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ኣነ!!!!!ወየ!!!ኣነ!!!!!! መርድእ በጺሑና ብጸላም ብለይቲ ካብ ንዩዮርኪ ያኢ!! ተላእከ! መልእኽቲ ማኣዉይቲ ተላኢኹ ገስጊሱ ብለይቲ ንኹሊ ፈታዊ ክንገር ብትዕግስቲ ዓቢ ሰብ ሞይቱ!! ልዑል ካብ ዓበይቲ!! ዘይመዉት ሞይቱ!!! ሃገርከ! ትዝመቲ ኣንታ! ነይሮምንዶ!! ዝበዝሑ ጠለምቲ ዕድሚኦም ክነውሕ! ንሃገርና! መጽነቲ። ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኣነ!!!!ወየ!!!ኣነ!!!!! ወድያ ገብረ ገርግስ ንኹሉ ዝሓልፎ!!!!! ወዲ ማይ ጻዕዳ!! ወዲ ገዛ ገብራይ! ወዲ
ሓጺር ታሪኽ ህይወት ሓው ኣብርሃም ገብረጊዮርጊስ (MIT)! *ስፊሕ ኣእምሮ፡ ሕያዋይ ወላዲ፡ እሙን ዓርኪ፡ ጽኑዕ መትከል!* ሓው ኣብርሃም ካብ ወላዲኡ ነፍስሄር ኣቶ ገብረጊዮርጊስ ገብረዮሃንስን ካብ ወላዲቱ ነፍሰሄር ወ/ሮ ሰበነ ካሕሳይን ብ 7 ሓምለ፡ 1949 ኣብ ዓዲ ዃላ ተወሊዱ። ምንም`ኳ ወለዲ ኣብ ኣስመራ/ኣብ ዕዳጋ ዓርቢ ይቕመጡ እንተ ነበሩ፡ በቲ ኣብቲ
https://www.youtube.com/watch?v=94oJr1WAy1A&feature=youtu.be
ደቀይ ተንስኡ'ባ!? እዚ ህዝብስ ደሓን፡ ፈሪሁ ርዒዱ ምልኪ ከየሕቕቖ ኣብ *ካፍሮት ቀፊዱ *ንእሽቶ ጉድጓድ ሕማቕ እናረኣየ ይደፍኦ ክሳዱ፡ ንኣይ ግን ኣስመራ እንታይ ኣፍሪሁኒ ዓገብ እንተ በልኩ ሰላም ክህበኒ ካብዚ ንላዕሊሲ እንታይ ከይመጸኒ!? ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ፡ ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ይደበስ ምልኪ ተነቒሉ ራህዋን ፍትሕን ይንገስ! ኢላ ጀሚራ ኣላ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Aba_marino.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=MKNrMuxqXy0&feature=youtu.be
ዕግርግር ኣብ ሳዋ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብቲ ዝተጸበዮ ንታሕቲ ብትሑት ቁጽሪ ዝወረዱ ኣባላት መበል 27 መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ድሕሪ ምእታውም ኣብ ሳዋ ዕግርግር ተኸሲቱ 'ሎ። ነቶም ኣብ መበል 26 ዙርያ ካብቲ ኣክዳምያዊ ፈተና ዝተረፉ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ብእግሮም ናብቲ ምልካዊ ስርዓት
18 ባሕረኛታት ኤርትራ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ብሓንቲ ጃልባ የመን ድሕሪ ምስጋር ኣብ’ታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ በኸምዚ ዝኣመሰለ ጥርኑፍ ኣገባብ ናብ የመን ኮነ ስዑዲ ዓረብ ኢዶም ክህቡ ሎሚ ናይ መጀመርያ ኣይኮነን። ብዘይካ ‘ቶም በብወርሑ መሳርዕ ሓይልታት ምክልኻል ራሕሪሖም ናብ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ቐረባ መዓልታት ጀሚሩ መውጽኢ ቪዛ ምሃብ ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት እቲ ስጉምቲ ስለምንታይ ከምዝተወስደ ቁርጺ ምኽንያት 'ኳ እንተዘይሃቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ሕብረተሰብና እናዓበየ ምስ ዝመጽእ ዘሎ መንጸግቲ መምርሒታት ናይቲ ስርዓት ዝተኣሳሰረ ክኸውን ከምዝእል ኣሚቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም፣ እቶም ኣብ
ራብዓይ ክፋል ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ሰለስቲኡ ክፋል ናይዚ ዘልዓልኩዎ እዋናዊ ዛዕባና ላዕሊ ላዕሉ እምበር፡ ነቲ ምትኳስ ዘድልዮ ጡጥ ኢሉ ዝሓበጠ ቁስልና ኣይተናኸፍክዎን፡፡ እዚ ጽሑፍ ኣብ ማእከል መሬት ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኮይነ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ፡፡ ገለ ገለ ወሃብቲ ርእይቶ ኣብ ኢትዮጵያ ስለ ዘለኻ ኢኻ እምበር
Israel is unlawfully coercing almost 7,000 Eritrean and Sudanese nationals into leaving the country at great personal risk, Human Rights Watch says. They have been denied access to fair and efficient asylum procedures and detained unlawfully, a new report says. Earlier this year, African asylum seekers in
ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር ጽምብል ባሕቲ መስከረም ብዓቢ ድምቀት ተባዒሉ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር ዝዳለዎ ድሙቕ ጽምብል መበል 53 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከተማ ማንቸሰተር ተባዒሉ። እዚ ብዙሓት መንእሰያትን ኣቦታትን ኣዴታትን ደለይቲ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብዓል ብዉዕውዕ መንፈስ በቀዳም 06-09-2014
https://www.youtube.com/watch?v=3IcTyfzIpA4&feature=youtu.be