Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ABC News: Nearly 6,000 people – packed below deck by the 100s like cattle in miserable conditions – were rescued from boats in the Mediterranean Sea in 48 hours this weekend

https://www.youtube.com/watch?v=5QBLktbJNtg&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Kombishtato June 10, 2015

    ኣብ ዉሽጢ ኣርባዓን ሸሞንተን ሰዓታት፣ ኣስታት ሹድሽተ ሽሕ ኤርትራውያን ከም ሳርዲን ኣብ ናኣሽቱ ጃላቡ ተጫፋሊቖም ንዓዲ ጣልያን ክኣትዉ እንተዝሰምዕ: ፍጹም ኣይመኣመንኩን፤ ግናኸ ብዓይነይ ርእየዮ። እዚ ጥራይ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ፣ ብቋንቋ ኣደይ ብጓይላ ኣዴታተይን እልልታ ዓደይን ክቃላሕ ሰሚዔዮ፤ ርእየዮ።

    ህግደፊስታናውያን ይኹኑ ኮራኹሮም መቸም ነዚ ርእዮም፤ ሰሚዖም፤ ነዞም ዕደለኛታት ብምድሓኖም፣ ግን ከኣ ኤርትራውነት መርገም ኮይንዎም ሃጽ ኢሎም ካብ ሃድን ህግደፍ፣ ካብ ማሕረድቲ እስላማዊ ጀሃድውያን፣ ካብ ሱሱዓት ነጋዶ ጊላውያን ዓረብ ዘምለጡ መሳኪን፣ “ኣፍሪቃውያን እዮም” ኢሎም፣ ዜግነት ዉርደት ክነሱ፣ ከምዘይክሕድዎም ርገጸኛ እየ።

    ናይዛ ሓጻር ጸብጻብ ዜና ተሌቢጅን ግን እዚ ጥራይ ኣይኮነን። ኤርትራ ዜጋታታ ፈንፊኖምና፤ ዓለም ድማ ብናታ ናይ ስቓይን እህ ህታ ዜናን ዝገብሮ ሓርቢትዎ ዘርኢ: መልኣከ ሞት ኣንጸላሊዋ ብጻዕሪ ትሳሓግ ከምዘላ የርኢ።

  • A H June 10, 2015

    እዞም መንእሰይ ብባሕሪ፡ ባኣሰካፊ ኩነታት ዝውሕዙ ዘለዉን፡ ኣብ ፈቐዶ ቦታታት ዝብጀዉ ዘለዉ፡ ንኢሳያስ ኣረመን ውሒጦም ክተፍእዎ’ዶ ኣይምኣኸሉን ኔሮም????????? ጉድና ምበር ተቐሊዑ፡ ጀጋኑና ነጺፎም፡ ንዑባ ሰብ ውድባት እንታይ ከም ዝሓይሽ ንመያየጥ!!!!!!

  • A H June 10, 2015

    ርእይቶ ንደምበ ተቓወምቲ በሃልቲ፡-

    ኩሉኹም መራሕትን ኣለይቲ ውድባትን፡ ተኣኪብኩም፡ ወይ ንሓድነትኩም ኣብ ሓደ ተጠርኒፍኩም፡ መራሕትኹም መሪጽኩም፡ ንኹልና፡ ማለት ንኣባላትኩምን ነቶም ካልኦት ተቓወምቲ( ምስ ኩሉ ዘየለና) ብሓባር ኣኪብኩም ንጉባኤ ጸውዕና፡ ወይከኣ፡ ንመንእሰያት ሓላፍነትኩም ኣውርዱ፡፡
    ንሕጂ’ታ ሕፍረት ከም ይቕረታ ወሲድኩም ወሓጥዋሞ፡ ህዝብኹም ከይጠፍኤ፡ ሃገርኩም ከይበረሰት ሃየ ኣርኩቡዋ፡ ብዝተረፈ ግን፡ ጽባሕ ኣፈራራዲ ግዜ ከይመጸ ሕጂ ንተዓጋገስ፡፡ ክሳብ ንጠፍእ ኣይትጸበዩ፡ ግዜ ከይሓለፈት ጨብጥዋ፡ በጃኹም!!!!!!!!!!!!!

  • Tezareb June 10, 2015

    Here are another 750 mostly Eritrean refugees detained in Libya this week:

    https://www.youtube.com/watch?v=UtH0P_5vSew

    ======================

  • Selamawi June 10, 2015

    This is a disaster for Eritrea!

    And yet we have a regime which is determined to destroy.

    And yet we have opposition groups who keep telling us that they have ‘different views and outlooks’…
    Very sad!

    All well intended Eritreans need to urgently UNITE before the nation goes to its grave.

    God forgive all Eritreans

  • nebelbal7@gmail.com June 11, 2015

    ከቢድ ሽግር ኣብ ዝትሰግረሉ ግዜ ንእታምኖ ኣምላክ መጎስ ምሕላፍ ዝጸንሐ እዩ። ይኩን’ምበር ሃገሩ ንድሕሪት ገዲፉ ዝወጸ፡ ዓዲ ጓና እንቛዕ ኣርገጽካኒ ኢሉ ዝዕልልን፣ ዘጣቅዕን፣ ህዝቢ እዚ ናይ ትማሊ ተርእዮ ፣ ኣብ ታሪክ ቀዳማይ ስፍር ከይሓዘ ኣይተርፍን እዩ። ካብዚ ዝዓቢ ውድቀት ሃገርን ህዝብን ከኣ የሎን።
    መዓንጣ ከብድካ እንዳ ሓደረ ዝቀርጽ ከኣ ንዕንወትን ብርሰትንስ ብዕልልታ ! !

    • Teclay June 11, 2015

      Nebelbal

      I agree, it must be the first in the world history..It is amazing,i couldn’t trust my ears when i heard Guayla …It is possible also to be the first in the world to disappear from the earth not by enemy or natural disaster like old times but by it self .In short a ppl an enemy of it self.

POST A COMMENT