https://www.youtube.com/watch?v=R912G7juAy8
https://www.youtube.com/watch?v=R912G7juAy8
https://www.youtube.com/watch?v=cT22T2LVkbs&feature=youtu.be
Click On :Support Radio Assenna
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/SUPPORT-FOR-GIEEGM.pdf"]
When the regime in Eritrea this month marks 25 years, many Norwegian-Eritreans will travel to Eritrea to celebrate. Those who leaves is taking the risk of punishment, warns immigration minister Sylvi Listhaug In May there is expected thousands of Eritreans from Europe who will travel to
https://www.youtube.com/watch?v=vHrLFei-71Y&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=zPHmvYVnkwE&feature=youtu.be
ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ናብ ስደት ካብ ዝወጽእ ኣትሒዙ ናይ ቃልሲ ማለት ንሓርነትን ምድሓን ህዝብን ሃገርን ዝጽዉዑ ደርፍታት ክሰርሕ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ትማሊ ሰንበት 1 ግንቦት ኣብ ሃገረ እስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ድማ ዓቢ ለይታዊ ትልሂት ብምድላው ዕዉት ናይ ሙዚቃ ምርኢት ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ኣስታት 6000 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ
ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ሱዳን፣ ካብ ኤርትራን ንሱዳን፣ ካብ ሱዳን ድማ ናብ ኤርትራ ብፖስፖርት ብሕጋዊ መንግዲ ብኣውቶቡሳት ንዝወጽኡን ዝኣትዉን ኤርትራውያን፣ ብፍላይ ኣብቲ ካብ ከሰላ ክሳብ ካርቱም ኣብ ዘሎ ኣብ ኬላታት እናውረዱ ሳንጥኦም ምፍታሽ ገንዘቦም ብዘይንሕስያ ይዘምቱዎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። እቲ ከምዚ ዝኣመሰለ ሽፍትነታዊ ዘመተ ነቶም
ብዓርቢ 29 ሚያዝያ 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዓበይቲ (ዲኮርሶ) ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ስደተኛ ዳኒኤል ተኽላይ (እማደርሆ) 1ይ ደረጃ ሒዙ ተዓዊቱ። እታ 4ተ ተቐዳደምቲ ሒዛ ዝተሳተፈት ጋንታ ኤርትራውያን ብናይ ዳኒኤል ዓወት ዘዐግብ ውጽኢት ረኺባ’ላ። ዳኒኤል ተኽላይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለያ ከም ኣስፔኮን
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብጸቕጥን ምፍርራሕን ካብ ስደተኛ ህዝቢ ዝኣከቦ ፌርማታት ተጠቒሙ ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝቐረበ ገበነኛ ምዃኑ ዘቃልዕ ጸብጻብን፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ንዝበዝሖ መደምደምታ ንምጥላል ዝቕጽሎ ዘሎ ምስርሕን ብምቍንጻብ ንጹህ ተመሲሉ ንማሕበረሰብ ዓለም ከታልል ካብ
I dedicate this work to our prisoner of concise Brother Bitweded Abraha! Reality: There may be a minute difference between the advocates of the global initiative and the localized initiative of democratizing the country through grassroots based political strategy, but there is no doubt that Eziwin
Posted on April 27, 2016 by Samuel N. An Eritrean whistleblower that goes by the name Samuel has recently started publishing leaked government documents through a Facebook page: SACTISM: Classified documents of the dwindling PFDJ. On April 20, SACTISM posted a seven-page document, in Tigrinya language, of
https://www.youtube.com/watch?v=4QzSszMW384&feature=youtu.be
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ቀትሪ ምድሪ ቶኽሲ ከፊቱ ኣብ ልዕሊ 11 ንጹሃት መንእሰያት ጃምላዊ ቅትለት ዝፈጸመ ህድግለነዘይብለኡ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ መላእ ስዑዲ ዓረብያ፣ ማለት ጀዳ፣ ርያድ፣ ደማም፣ ጣይስ፣ የንቡዕ፣ መካ፣ ጀዛን፣ ገዛ ገዛ እናኣተወ ነቶም ናብ ቤትጽሕፈቱ ምምልላስ ዝተሓሰሙ
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 30/04/2016 ኣብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2012 ዓ.ም “ብህይወት መኣዛ መን`ዩ ተሓታቲ?” ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ጽሒፈ ነይረ። መኣዛ ሓንቲ ካብቶም ኣብ ማሙቕ ገዝኦም ማይ ፍልጠት ክሰትዩ ዘይተዓደሉ፡ ብኣንጻሩ እታ ናይ ካልኣይ ደረጃ መወዳእታ ዓመተ- ትምህርቶም፡ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ወታደራዊ ሓለዋ ክመሃርዋ ዝትፈርዱ ጨላቕዕ መንእሰያት
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ስርዓት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ዝምድና፡ ካብ ዝኾነ ወቅቲ ንላዕሊ ዝሓርፈፈን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ዝነብር ዘሎን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ ግን ብህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን ከምዘሎ እናፈለጠ፡ “ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግዳማዊ ተጻብኦታት መኪቶምን መስመሮም ከይስሓቱን ሃገር ንምህናጽን ሰላምን ምርግጋእን ዞባን ንምርግጋጽን
ወድና ኢርሚያስ መስፍን ሃብተዝጊ ሕድሩ ብዝወረዶ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ደርቫሊ ሆስፒታ ኣብ ፍኒክስ ኣሪዞና ክእለ ድሕሪ ምጽናሑ ሚያዝያ 27, 2016 ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ዓረፈ። ንስድራቤት ኢርሚያስ ናይ ጽንዓት ይሃብኩም መልእኽቲ ክትሰዱ ምስትደልዩ ናብዚ ዝስዕብ ወብ ሳይቲ ልኣኹ። www.almoore-grimshaw.comthen then press Ermias Mesfin. ስድራቤት [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Ernias-announcement.pdf"]
By Tesfa-Alem Tekle April 29, 2016 (ADDIS ABABA) – Eritra and Ethiopia have respectively continue to become Africa’s leading jailers of journalists, according to a new survey released Thursday by an independent watchdog. The US-based Freedom House said governments of the two east African countries continue to
መስከረም ”ኻሕ” በለት ንግንባት ወለደት ሴኔ እውን ግደኣ ኣሸሓት ኣጉባዝ ወሰደት ናጽነት ረኺብና ተደቢስና ክንብል ከሪምና ግን ኸፊእና ካብ-ንብለሲ ዓመታት አቑጽርና እቲ ካልእ ሴኔ ምስ ሰወደት ምሰ ሰነነት ምሰ ስስዓ ጥልመት ሽርኽነት ገጠመት አሻሓት ወሲዱ ገና ከይካሓነት ክጻውንቲ ደለየት ምንም ከይናሓፈት ደም ገንሸል ግንባት ገና ከይዘፈፈ ገዛ ዝአተወ ገና ከየዕረፈ ንኩናት ደአ ሰደድኽዮ ሰኸሙ ከየራገፈ ይአኽሎ
ኣስተንትኖት ንኹልና ኣመንቲ ክርስትናን እስልምናን ፥ ከምኡውን ኩልና ደቂ ሃገር። እዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኣመንቲ ክርስትና ሃገርና ፡ ሕማማት ተባሂሉ ይጽዋዕ። ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንኹሉ ሕማማትን ድኻማትን ደቂሰባት ከምናቱ ገይሩ ዝጾረሉ ሳምንቲ
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት መምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝጽሓፋ፡ “መመዘክርና እንተ ንግንጽል” ትብል መጽሓፍ ረኺበ ኣንቢበያ። ንመምህር ዘርኡ ኣብ ናይ ቃልሲ ግዜ እፈልጦ ስለ ዝኾንኩ ነታ መጽሓፍ ዓዲገ ቀልጢፈ ኣንቢበያ። ኣብ ትሕዝቶኣ ገለ ርእይቶይ ክህበሉ ዘድሊ ነገራት ስለ ዝረኽብኩ ድማ ነዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ እልእኽ ኣለኹ። ዕላማይ ብዛዕባ
https://www.youtube.com/watch?v=VIrZJW7Vb3c&feature=youtu.be
ክንደይ ግዜ ተገሪምና ስቅ ክንብል እሞ ንፈልጦን ንከታተሎን ዝነበርና ጉዳይ ካብ ሚላኖ ፖርታ ቨነዝያ ትዕዝብትና ከነካፍለኩም፣፣ መጀመርታ ወድዑቅባልደት ሉና ፎን ዝሰንተር ክትከፍት ከለኻ ዝነበረ ኩነታት ከዘኻኽረካ ፣ እቲ ዝገረመኒ ነቶም ዝአኽለካ ገንዘብ ሂቦም ክትብገስ ዝገበሩኻ ፓድረ ማሪናዮ ሎሚ ብሂወት እኳ እንተዘይሃለዉ
ዝለዓለት ኢጣልያዊት ሞዴል ቢያንካ ባልቲ፣ ኣቐዲማ ንላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብገንዘብ ንምሕጋዝ ብዝኣተወቶ ምብጽዓ መሰረት ንዝሓለፈ 11 ዓመት በብግዚኡ ኣብ መድረኽ ጽባቐ ንዝተረእየትሉ ተኸዚኑ ዝነበረ ኩሉ ኣልባሳ ናብ መሸጣ ብምውራድ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ከምዘውዓለቶ Forbes ሓቢሩ። እታ ጓል 32 ዓመት ሞዴል ‘ንእሽቶ ክፋለይ ንስደተኛታት” ብዝብል
ግንቦት፡ ብዕልልታ ተቀቢልናኪ ኣእዳውና ዘርጊሕና ናይ ልብና ሂብናኪ ዋልታ ድርዒ ክትኮንና ይኹን እምበር ኣብ ክንዲ ክብረት ውርደት ተቀቢልና ኣብ ገዛእ ሃገርና ጓኖት ኮይንና ዘኽቲምና ናብራ መሪሩና። እንቲ ግንቦት፡ ኣበይ ኣለዉ ኣይትብልን ዲኺ ዝጥፍኡ ደቅኺ ስለ ንጹሃት ወገናትኪ ኣይትጣበቅን ዲኺ ካን ኣስቂጥኪ ኣውያቶም እናሰማዕኪ እዚ ድዩ ነይሩ ናይ ትማሊ መብጽዓኺ? ግንቦት ስም ሒዝኪ ተሪፍኪ
https://www.youtube.com/watch?v=wqP0qqZ4VlA&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/Letter-to-Amanuel-Eyasu-4-26-16-1-1.pdf"]
Abraham T Zere / Guardian Africa Network An anonymous whistleblower claims to have new proof of human rights abuses, galvanising opposition online In a bid to upend years of secrecy in the country dubbed “Africa’s North Korea”, a new Facebook page is publishing documents claiming to show how
04/17/2016 ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ረዚን ዋጋን ከፊሉ ኣብ 1991 ነጻነት (ልኡላውነት) ኤርትራ ከረጋግጽ ከሎ ዝነበሮ ባህግን ተስፋን: ሃገርና ፍትሕን ርትዕን፡ ንህዝብና ከኣ መስተርሆት ረኺቡ: ሰባት ብሰላም ክነብሩን ሰሪሖም መነባብሮኦም ከመሓይሹን ዝድርኽ ሓድሽ ባይታ ክፈጥር ኢዩ ዝብል እምነት’ዩ ነይሩ። እንተኾነ ግን፡ ነዊሕ ርሕቀት ከይተጎዓዝና፡ ሃገር
ትማሊ 25 ሚያዝያ 2016 ናይ ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓልን ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ናይ ስለያ ኣሃዱ በርቃዊ መጥቃዕቲ ብምፍናው ዕዉት ወታሃደራዊ ስርሒት ኣካይዶም። እዚ ኣብ ከባቢ መስሓል ኣኽራን ኣብ ሞንጎ ዓዲ ሽሁን እንጎበይቶን ፍሉይ ስሙ ማይ በለሳ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ናይ
ኣንደርስ በህሪንግ ብረቪክ ንመንግስቲ ኖርወይ ከሲሱ:: ንሱ ዘቕረቦ ክሲታት ምስ እሱራት ከይራኸብ ተኸልኪለ: ደብዳቤታተይ: ርክባት ተለፎን: በጻሕተይ ተሪር ምቁጽጻር ይግበረሎም: ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ተናፊሰ ናብ ክፍለይ ኣብ ዝምለሰሉ ክዳውንተይ ኣውጺኦም ይፍትሹኒ: ለይቲ ካብ ድቃሰይ የተንስኡኒ ዝብል ኢዩ::ብዘይካዚ ብረቪክ ዝወሃበኒ ቡን ዝሑል ኮይኑ መግቢ ኣብ