https://www.youtube.com/watch?v=7YW95Zn4wII
https://www.youtube.com/watch?v=7YW95Zn4wII
The National Intelligence and Security Service and Federal counter-terrorism taskforce claimed the armed Eritrea’s mercenaries were caught by Ethiopian security forces in the country’s southern regional state. The heavy armed mercenaries were captured in a jungle at the southern tip of the country and were conspiring
ትብጻሕ ናብ፡- ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣብ ዘዘሎኹሞ ድሮ ግንቦት 24 2016 ንኣምላኽና ነመስግኖ: ንመበል ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኢዮበልዩ፡ ካብ ተኸታታሊ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ጭቆናን ባርነትን፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪሕ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ሰራዊትን ናጻ ኣውጺኡ ናብዚ ዘብጽሓና። ኣብቲ መጠረሽታ ህዝባዊ ሰራዊት ነስመራ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/intervitation-May-222016.pdf"]
Svensk-eritreansk Samarbetsorganisation För demokratiutveckling መጠንቀቅታ ንኹሉ ብምኽንያ ት ፖለቲካዊ ሽግር ኤርትራ ፍቓድ ዝወሰደ ብፍላይ ከኣ ንሓተትቲ ዑቁባ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ሽወደን ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00 ክሳብ
ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን'ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ'ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡ መንእሰያትና ተስፋ ቆሪጾም፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ተበታቲኖም፡ ኣብ ድያስፖራ እንነብር፡
https://www.youtube.com/watch?v=pV8c0K6cNaI&feature=youtu.be
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/ንጉስ-ሓላው-ዜጋ፡.pdf"]
ክለብ ኩዕሶ እግሪ ለስስተር ሲቲ ናይዚ ዓመት እዚ ዋንጫ ፕረሜር እንግሊዝ ጨቢጣ:: እዛ ዓሚ ንድሕሪት ካብ ምምላስ ብቃልሳ ዝደሓነት ጋንታ ለብዘበን ዋንጫ ክትዓትር ዝሓለመ ኣፍቃሪ ኩዕሶ ኣይነበረን::ዋንጫ ናይ ምጭባጣ ምጣነ 5000 ብ 1 ከም ዝነበረ ጸብጻባት የመልክቱ:: ንምንጽጻር ክጥዕም ኣብ 60ታት ዝሞተ ኣሜሪካዊ ሙዚቀኛ ኢልቪስ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/PLEDGE-TO-JUSTICE-SEEKING-ERITREAN-PEOPLE-MAY-12-2016.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=djDjHDi3DuI&feature=youtu.be
ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ፡ ሳንዲያጎ ፡ሂስቶን፡ ቤይ ኤርያ ብምኽንያት 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ንብምልኦም ደለይቲ ፍትሕን ጽቡቕን ኤርትራውያን ምስቲ ተባዕ ስነ ጥበባዊ ወዲ ትኻቦ የውሃንስ ትካቦን ሙዚቐኛታት ጊዶውን፡ቴድሮስ፡ኣሮን ምስ ዝተፈላልዩ መደባት ተዳልዩ ከምዘሎ እንዳገለጽና ኣብዚ መሪርን ተኣፋፍን ህሞት ሓድነትና ብምትራርን ፍልልይና ብምጽባብን ብዝለዓለ ክንሳተፎ ንጽውዕ
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ። ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት: ቅትለት: ባርነት: ውርደት: ጥምየት: ጥፍኣት
https://www.youtube.com/watch?v=bIaDgEv8Zlg&feature=youtu.be
ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብግብሪ ንምዕዛብ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ወግዓዊ ልኡኽ ጸብጻቡ ድሕሪ ምቕራቡ፣ ሰበስልጣን ናይታ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት እትቕበል ስዊዘርላንድ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘየልቦ ወግዓዊ መግለጺ ከምዝሃቡ ስዊዝ ኢንፎ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። ሓላፊ ኤሚግሬሽን ስዊዘርላንድ ማርዮ ጋቲከር ንሓንቲ ፍልጥቲ ጋዜጣ
እቲ ነቲ ብመስዋእቲ ኣሽሓት ጀጋኑ ዝተረኽበ ናጽነት ብምልካዊ ምሕደራኡ ኣራኺሱ ናብ ባርነት ዝቐየሮ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓላዊ ናጽነትን ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ተመሲሉ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ናይ ዝዳለወሉ ዘሎ ብሩራዊ ኢዮቨልዮ ወጻኢታት ንምሽፋን፣ ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ወነንቲ ትካላት ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ገንዘብ ክኸፍሉ የስገድዶም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ
Following a fact-finding mission to Eritrea, Swiss authorities have determined that the human rights situation has not improved for the thousands of Eritreans who make up the largest group of asylum seekers in Switzerland. Mario Gattiker, the head of the State Secretariat for Migration (SEM), told
ብሰንኪ ከፋፋሊ ውዲት ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሚላኖ፣ ዓዲ ጥልያን ን 10 ዓመት ኣብ ክልተ ኣብያተ ክርስትያን ተኸፋፊሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተውህዶ፣ ሳላ ትዕግስቲ ኣቦታትን ድሌት ህዝቢ ንስምረት ዝገበሮ ጸቕጥን እቲ ናይ ምፍልላይ ፖሊሲ ተሳዒሩ ዕርቂ ወሪዱ። ድሕሪ ደጊም፣ ህዝቢ ሚላኖ ኣብ ሓደ
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 14 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል
https://www.youtube.com/watch?v=ydde4WHulvM&feature=youtu.be
ካብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝመጽኡ ዜጋታት ዝነበሩላ ብዙሓት ከም ግሎባዊት ከተማ ዝጠቕሱዋ ህዝብብቲ ከተማ ለንደን፣ ካብተን ዝዓበያ ከተማታት ምዕራባውያን ሃገራት ኣማኒ ምስልምና ከንቲባኣ ክኸውን ዝመረጸት ናይ ፈለማ ከተማ ኮይና። እቲ ካብ ስደተኛታት ስድራቤት፣ ካብ ዘዋሪ ኣውተቡስ ከተማ ዝኾነ ኣቦ ዝተወልደ ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ዕዮ ሰዲቕ ክሃን
እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዝፍጽሞ ዘሎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ ንሃገርና ኤርትራ ‘ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ‘ ብዝብል ስም ኣጸይፉዋ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ‘መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ኣቐዲሙ ክዝርግሖ መዲቡ ‘ሎ’ ክብል ናይ ምዕዝምዛም መግለጺ ብምውጻእ ተላፋሊፉ። እቲ ስርዓት፣ መርማሪ ኮምሽን፣ ቅድሚ ምኽፋት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/EUJ-Leaflet-for-to-Radio-Assenna-07052016.pdf"]
ዝኾነ ወልቀሰብ፡ ጉጅለ/ውድብ ወይ መንግስቲ፡ መጠፋፍኢ፡ ተንኮለኛ፡ ብብልሽውና ዝተቆማጥዐን ብጋሕማጥ ምምሕዳር ዝፍለጥን እንተድኣኮይኑ፡ ብዛዕባ ኣበራት፡ ጉቦን ዘይቅርዑይ ኣሰራርሓን ክምድር ኣየምሕረሉን’ዩ። ብመቁጸልጸልትን ኣምሰሉን ቃላት ንነብሱ ካብ ኣበሳ ሓራ ክገብራ እንተፈተነን ንኻልኦት ወገናት ክውንጅልን እንተጽዓረ’ውን ምስሉይነትን ምልክት ቅልውላው መንነትን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ፡ በዞም ክብ ኢሎም ዝተተንብሀ ኣምራትን ፍልሰፋን
ዋና ክተማ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ነቲ ፓርላማ ኣብ 2014 ዘመሓላለፎ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ናይ ምትካኽ እገዳ ከተተግብሮ ከምዝጀመረት Newsweek ንከንቲባ ‘ታ ከተማ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ፣ ምስ ሽጋራ ምትክኽ ተኣሳሲሮም ብዝስዓቡ ሓማማት ሰባት ይሞቱ ስለዘለዉ ነዚ ሳዕቤን ዚ ንምቅላስ እቲ ትግባረ ናይቲ ስጉምቲ ከምዘድለየ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Invitation_Holland.pdf"]
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
https://www.youtube.com/watch?v=vuerY62hILA&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Reckoning.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=bYbc2OU-mT8&feature=youtu.be
ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ እስራኤል፣ ነቶም ብምኽንያት ትንሳኤ ናብ የሩሳሌም ዝገሹ ኤርትራውያን ነጋድያን ኣቦታትን ኣዴታትን፣ ብጽዑቕ መደባት ከምዝጽመዱ ብምግባር፣ ምስቶም ብኽንደይ መስገደልን ስቓይን ዝተሰዱ ኣብ እስራኤል ዝርክቡ ደቆም ከሕልፉዎ ዝግብኦም ግዜ ብሜላ የጻብቡሎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ እስራኤል ሓቢሮም። ልኡኻት ናይቲ ስርዓት ከም መቐጸልታ ናይቲ እቶም
ሓበሬታ፣ ዓመታዊ ንግደት በዓል ማርያም ደዓሪ ኣብ ከተማ ቱቢንገን ሃገረ ጀርመን። „ዝክረ በዓለ ማርያም“ ህልውና እምነተ-ክርስትና፣ እቲ ዘለዓለማዊ ቃል-እግዚኣብሔር፣ ብስራሕ ሓይሊ መንፈስ-ቅዱስ፣ ኣብ ከርሲ ንጽህቲ ድንግል-ማርያም ተጸኒሱ፣ ትስብእትነት ክለብስ ብምርካብ‘ዩ መሰረቱ ከጠጥሕ ዝተረኽበ። በዚ ኸዓ‘ዩ፣ እቲ ንድንግል-ማርያም ኣደ ክርስቶስ ምዃና ዘይቅበል-ሰብ፣ ንጽሑፍ ሓዲሽ-ኪዳን ዘይኣምን ሰብ‘ዩ ዝበሃል። ነቲ ንድንግል-ማርያም
premier.org.uk By Aaron James A report by an anti-persecution charity has said 1 in 12 people in Eritrea, many of them Christian, have now fled the East African state. Release International's report describes Eritrea as 'one of the world's fastest emptying nations' and the 'North Korea of Africa',
Reuters * Eritrea wants mining to help to kick-start economy * Potash project is 50:50 venture with state firm * Talks ongoing for binding deals with potash buyers By Edmund Blair NAIROBI, May 3 Australia mining group Danakali Ltd has applied to Eritrea for a mining licence for its Colluli