ስርዓት ህግደፍ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዲፕሎማስያዊ ውድቀት ናብ ማሕበረሰብ ዓለም ብምጽጋዕ፡ ከም ተበዳሊ ከማርር፡ ንማሕበረሰብዓለም ከኣ ተገልቢጡ ክኸስስ ጸኒሑ ‘ሎ።
The Eritrean regime has continuously been blaming the world for its diplomatic failure. Unable to abide by the international protocol and sadistically enjoying its spoiler profile now that on the 11 hour it is crawling in polluted mud and thinking it is swimming in clean water.
I am writing this message from JK international Airport , Kenya Nairobi. I am one of the victims of deportation that was decided for us yesterday inside the Airport by the Kenyan government.
ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ሰብኣውን ማሕበራውን መሰላተን ንምርግጋጽ ብሓባር ተወዲበን ክቃለሳ ንክበቕዓ፡ ነቲ ዝከየድ ዘሎ ጻዕርታት ብምቕጻል፡ ካልኣይ ኣገዳሲ ኣኼባ ተዳሊዩ ተዳሊዩ ከም ዘሎ ክንሕብር ንፈቱ።
ንሕና ኣባላት ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር-ዓባይ ማንቸስተር እዋኑ እዋን ሓባራዊ ዘተን ተኣኻኸብን ተላዘብን ስለዝኾነ ብዛዕባ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ክንዘራረብን ከምኡን ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምዕዋት ዝሕግዘና ምስ ራኢና ዝቃዶ እስትራተጂ ንምትላም ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ንጸው ኣለና::
ኩቡራት ኣንበብቲ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋልና፡ ነቲ ኣብ መላእ ኣውሮጳ ዝርከብ ጸረ ህዝቢ ዝኾነ ናዚዝታዊ ማሕበር መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣቃሊዕና ኔርና፡፡ ሓደ ካብቶም ኣስማቶም ጠቒስናዮም ዝነበርና ሰናይ ሰለሙን ለማ ዝተባህለ ኣብ ዴንማርክ መራሒ ማሕበር መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ሓደ በዓል ነብሱ ምቁጽጻር ሲኢኑ ንሰባት ስለ ዘጥቅዐ ን40 ምዓልታት
ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ጸኒዑ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ እገዳ ክኸርር ምእንቲ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ኪዳን ኣቶ በሽር ይስሓቕ ገሊጹ።
13አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ምሕደራ ህግደፍ ሓሲምዎም ሃገሮም ለቒቖም ብዕለት 14 ሓምሌ 2011ዓ.ም ናብ የመን አትዮም፡
ብዕለት 07 ሓምለ 2011 ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ግዱድ ወተሃደራዊ ዕስክርና መንእስያት ዓፋር ካብቲ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ብምህዳም ካብ ከባቢ ዳህላክ ብምብጋስ ናብ ኣልሓያ ዝተባህለት ወደብ የመን ምእታዎም ተረጋጊጹ። ምንጭታትና ከም ዝሕብርዎ ምክንያትመህደሚ ናይዞም መንእሰያት እዚኣቶም ነቲ ኣብ ባሕሪ ዝተረኽበ ዕጭኡ ምርሻን ምዃኑ ዝተመሓላለፈ ኣረሜናዊ ውሳኔ ስርዓት ህግደፍ ብምንጻግ፡ ኣብ ከባቢ ዳህላክ ዓሳ ንምግፋፍ ምስ ወረዱ፡ ፋይቨር ዝዓይነታ ወተሃደራዊ ጀልባ ንምህዳኖም ምስ ተጓየየት፡ ነብሶምንምድሓን ኢዶም ንሰበ ስልጣን ክህቦ ምግዳዶም ይሕብሩ። ዕድመ ናይዞም መንእሰያት እዚኣቶም ካብ 15 – 28 ከም ዝበጽሕ ብድሕሪ ምሕባር ከኣ፡ ኣስማቶም ከምዚ ዝስዕብ ምዃኑ ብተወሳኺ ኣረጋጊጾም።
ሽወደናውያን ዶካትር ኣብ ዓለም ናይ መጀምርያ ዕዉት ኣርተፊሻል ህዋሳዊ ፈልሲ ብምክያድ ሕክምናዊ ታሪኽ ሰሪሖም ክብል kjrh.com ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ።
Reykjavik, Iceland – Swedish surgeons made history by performing the world’s first synthetic organ transplant. They removed the patient’s cancerous windpipe and replaced it with a plastic pipe.
ዓሰርተ ሰለስተ ኣባላት ጋንታ ኩዕሶ-እግሪ ክለብ ቀይሕ-ባሕሪ፡ ክሳብ 10 ሓምለ 2011 ኣብ ታንዛንያ ኣብ ዞባዊ ውድድር ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፎም ናብ ኤርትራ ምምላስ ኣብዮም ኣብ ታንዛንያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ብዜና ምስተዘርግሐ፡ ኣብ ሳልስቱ፡ ቴለቪዥን ቢቢሲ ኣብ ዘቕረበቶ መደብ፡ ሓደ ሰራሕተኛ ዕቃበ እንስሳታት፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ‘ጽምብላሊዕ ቁጽረን እናወሓደ ይኸይድ ኣሎ’ ዝብል መረዳእታ ከምዘለዎም ብምጥቃስ፡ ነቲ ኩነታት ብልክዕ ብምርግጋጽ፡ እቲ ምንካይ ቁጽሪ ጽምብላሊዕ ደው ዝብለሉ ኩነታት ንምፍጣር ስጉምቲ መታን ክወስዱ፡
This saying is heard in various circumstances and contexts, and it is worth taking it carefully to note in the context of Eritrea. On the occasion of the anniversary of Eritrean independence we have seen a stark and clear illustration of the polarized world of Eritrea.
Last weekend, Prime Minister Meles met with the Foreign Ministers of the United Kingdom and of France. Discussions covered bilateral humanitarian, regional and international issues.
ብመጀመሪያ ንኩሉ “ሳቦያ ንዳግማይ ምሕራር ህዝብና ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ መላኺ ኢሳይያስን ቁንጮ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን!!” ብምባል ብዓው ዝበለ ስሙር ድምጺ ብደሆ ንምቕያር! ዘቃልሕ ዘሎ መደባት ኤርትራዊ ዜጋ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕካ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኩሎም ካብ ነዊሕ ግዜ ብመንገዲ ኢመይለይ ሃናጽን ኣተባባዕን ርኢቶን መእረምታን ሓበሬታን ዝሰደድኩምለይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን፡፡
ሓላፊ ክፍሊ ሕክምናን ወኪል ሚኒስትሪ ጥዕናን ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ዶክተር ዮሴፍ ግርማይ ዝርከቦም 15 ሓካይም ፡ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ብጥርኑፍ ኣብዚ ሳልስቲ ሱዳን ብምእታው ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም።
A group of 15 Eritrean medical doctors and health professionals, who have been working in Gash Barka region defect the PFDJ regime and seek political asylum in Sudan, according to demo.archive.assenna.com sources in Khartoum.
ዋና ኣሰናዳእን ዌብማስተርን ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ Shabait.com ዝነበረ ብዓልፋን ተስፋይ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ኣብ ሱዳን ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
Chief editor of the Eritrean Government’s official website, Shabait.com, Bealfan Tesfay, abandons the regime to seek asylum in Sudan; according to demo.archive.assenna.com sources from Asmara.
ኣብ’ዚ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብሰንኪ ዓንዳሪ ባህርያቱ ንጥረዮ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምዕጋት ብጭንቀት ደምበርበር ዝብለሉ ዘሎ እዋን፡ ብመንገዲ ልኡኻቱን ሃሱሳቱን ፡ዝውክሉዎም ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ናይ ዘጽንዖም ኤርትራውያን ስደተኛታት መንነትን ኣድራሻን ብምስራቕ፡ ብዘይፍቓዶም፡ ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም፡ ደብዳበታት ይጽሕፍን ይልእኽን ከምዘሎ ሓበሬታ በጺሑና ‘ሎ።
Sir, While reading Sir John Holmes’ analysis of what is needed for South Sudan to succeed as an independent state (“South Sudan needs our support to succeed”, July 8), it occurred to me there was a striking parallel with Eritrea, the last African state to secure its independence in 1993.
Red Sea football players from Eritrea have surrendered to the Ministry of Home Affairs in Dar es Salaam seeking refugee status after three days of dodging their Asmara-bound return flight.
ግብጻዊ ኦፕሬተር ሳተላይት ፡ ‘ኣራብሳት’ ን14 መስመራት ቴለቭዥን ሊብያ ደው ከብለን ብናይ ካይሮ ቤትፍርዲ ከምዝተኣዘዘ ‘ራፒድ ቲቪ ኒውስ’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
‘ዘ ጋርድያን፡ ቢቢሲ፡ ሮይተርስ፡ ዝርከቡዎም ዓበይቲ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና፡ እቶም ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፎም ናብታ ብዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ትምራሕ ዘላ ኤርትራ ምእንቲ ከይምለሱ ኣብ ታንዛንያ ብምሽራብ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ዝሓተቱ 13 ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝወሰዱዎ ኣቓልቦ ሂቦሞ ቐንዮም።
(ሐ)ግዜያውነትን ኣገዳስነትን ባይቶ ዓድታት
ሓረስቶትን ገባሮን ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ መፋርቕ ሰብዓታት፡ (ኣብ ሓደ ሓደ ስፍራታት ከኣ ድሕሪኡ’ውን እንተበልኩ) ንዘጋጠሞም ሽግራት ንምፍታሕ፡ ተኻሰስቲ “ዝባን ዳኛ ካብ ድሕረይ ከይትተርፍ፡” ብማለት ሕድ-ሕዶም ተሰራሪዖምን ተኸባቢሮምን ኣብ ባይቶ ይቐርቡ ነይሮም’ዮም። እዚ ባህርያት’ዚ፡ ቀይዲ-በተኽ ዜጋታት ዘይኮኑስ፡ ኣኽበርቲ ሕግን ስነ-ስርዓትን ከምዝነበሩ የርእየና።
ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 17/07/ 2011 አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን
ዋና ሓላፊ ጸረ-ግብረሽበራ ‘ዋይት-ሃውስ’ ጆን ብሪናን፡ ምስ ምኽትል ፕረዚደንት የመን ብምርካብ ኣመሪካ ኣብ የመን ቅልጡፍ ምስግጋር ስልጣን ክግበር ድሌት ከምዘለዋ ከምዝገለጸሉ ኣሾሸይትድ ፕረስ ሓቢሩ።
ስርዓት ህግደፍ ትንፋሱ ኣብ ፕሮፖጋንዳ ተንጠልጢላ ንስክላ ኣብ ኣጋ ዕርበት እትነብር ሩሕ ዘላቶ ሰንኮፍ ስርዓት እዩ። ቁሩብ ሰሪሑ እንተዘጋንን ኣይምተጸልአን። ስርዓት ህግደፍ ግን፡ ካብ ፕሮፖጋንዳ ጸሚቑ እዩ ጣቋ ክፈጥር ዝደሊ ዘሎ። ፕሮፖጋንዳ ተጸሚቑ ምስ ተዘቖቐ ግን ክበታተኽ እምበር ካብ ዘየልቦ ከምጽኦ ዝኽእል ፍረ የልቦን።
ነቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንምንጭታት ኣሰና ብምጥቃስ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዘቃልሓቶ ዜና ሕቶ ዑቕባ 13 ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኤርትራ፡ Daily Nation ዝተባህለ ጋዜጣ ኬንያ ደጊሙ ኣረጋጊጹዎ።
All but 6 members of the 19 strong Eritrean football club Red Sea’s contingent defect in Tanzania after reaching quarter finals of the Cecafa tournament which has been taking place in Tanzania, till Sunday.
ኣብቲ ኣብ ኣብ ታንዛንዝያ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ Cecafa ክትሳተፍ ዝጸንሐት ጋንታ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ብዘይካ ሽዱሽተ ኣባላታ ብምሉኣ ማለት 13 ተጻወታ ኣብ ታንዛንያ ዑቕባ ከምዝሓቱ ምምንጭታት ካብቲ ቦታ ንኣሰና ሓቢሮም።
መንግስቲ ኣመሪካ ‘ፓኪስታን ኣብ መኸተ ግብረሽበራ ቁልፊ መሓዛ ‘ያ’ ብምባል ነታ ሃገር ክህቦ መዲቡዎ ዝነበረ $800 ሚልዮን ዶላር ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበሎ ካብ ‘ዋይት ሃውስ’ ዝተዋህበ መግለጺ ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ሓቢረን።
There has recently been a concerted campaign to rally Erirteans in diaspora in protest against the Security Council sanction imposed on Eritrea.
ናይቲ ውፉይ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ሃብተ ወ/ገርጊስ ድሕረ ባይታን ዝተራኸብናሉ ኣጋጣሚ ምንባሩን ኣብ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ ሒዘ ክቐርብ ቃል ኣትየ ምንባረይ ዝፍለጥ’ዩ። ሃብተ ወ/ገርጊስ ንሱ ዋላ’ኳ ክፈልጠኒ እንተዘይኸኣለ፡ ኣነ ግን ኣብ ካርቱም ሕሱር ተግባር ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ኣዓርየ ይፈልጦ ነበርኩ።
ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ኳደረ ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ፡ ካብ ሃብተማርያም ኣብርሃ፡ ለንደን
Congratulations! We are honored to announce that, with a view to empowering, you, demo.archive.assenna.com’s readers, in every aspect of exercising your rights to freely express yourself and obtain information, we have completed redesigning your information site with a set of new features.
እቲ ብሰንበት 3 ሓምለ ኣብ መሪት ካሌጅ ዝጀመረ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ ሰኑይ፣ ሰሉስን ሮብዑን ማዓልታት’ውን ኣብ ኢስት በይ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝርከብ ሜዳ ስፖርት ቀጺሉ ድሕሪ ሙውዓሉ እተን ቡሉጻት ሸሞንታ ጋንታታት ናብቲ ሓሙስ ዝግበር ርብዒ ፍጻመ ሓለፋ።