Let the brotherly love extended by the Ethiopian administration be a teacher of tolerance and reconciliation to all of us. Neither
Let the brotherly love extended by the Ethiopian administration be a teacher of tolerance and reconciliation to all of us. Neither
መኤረምታ፡ እዚ ጽሑፍ እዚ ኣቐዲሙ ብጉዳይ ናይ ካናዳ ፕሮፈሶር ንህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ እትብል ዝነበረት ጽሕፍቲ ኣብ መወዳእታ ሳልሳይ ፓራግራፍ ጌጋ ስለዝነበረት እቲ ይቕሬታ ዝሓተተ እቲ ካናዳዊ ፕሮፈሶር ዘይኮነስ በሽር ይሳቕ ምዃኑ ተኣሪማ ኣላ። ስለዚ ኣቐዲማና ንዝውጽእናዮ ጌጋ ንኣንበብቲ ይቕሬታ ንሓትት።
ብመጀመርያ ነዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዎ ሕቶታት ከቕርብ እነከለኹ፡ ከም ምእተዊ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላን፡ ኣብ ዋዕላ ዘሎኒ ተርድኦን ከስፍር እደሊ።
ድምጺ ኣሰና ኣብቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ (ነሓሰ 2010) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺባ ዘካየደቶ ሓባራዊ ዘተን ቃለመጠየቓትን …
ድምጺ ኣሰና ኣብቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ (ነሓሰ 2010) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺባ ዘካየደቶ ሓባራዊ ዘተን ቃለመጠየቓትን …
BY EAIM {AMARE GEBREMARIAM GEBRE}
I returned to Addis on August 23/ 2010 after 38 years. I would like to thank the Ethiopian government and the people of
By Fesseha Nair
The Eritrean national Conference for democratic change which has taken place in Addis from 31st july to 9th August 2010 has realised the need for a new paradigm shift or new model of working after assessing that our old methods have no longer solved our problems adequately.
Araya Debessay, professor of accounting and management information systems in the University of Delaware’s Alfred Lerner College of Business and Economics, has won a 2010 Ernst and Young Inclusive Excellence Award for Accounting and Business School Faculty.
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መደረ ኣብ መዛዘሚ ባዓል ናይቲ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሆተል ክራዉን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ ናይ ድራር እንግዶትን ባህላዊ ምሸትን፡ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለን ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ዝኾነ ኣቶ ሙኽታር ከድር ዘስምዖ መድረ ትርጉም እዩ፡፡
ማዕረ ማዕረ ሰናይ ተግባር እኩይ ክኸይድ ምርኣይ ንቡርዩ ። እቲ ዘይንቡር ግና ሕልና ፈረድቲ ምጽንቃቕዩ ።
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣
ኣቀዲመ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብዚ ተዳልዩ ዘሎ ዋዕላ ንኽሳተፍ ስለዝዓደሙኒ እንዳመስገንኩ ብናይውልቃዊ ጸገመይ ብኣካል ክሳተፍ ብዘይምኽኣለይ ይቕሬታ ይሓትት። ዋላ ብኣካል እንተዘይተሳተፍኩ ብመንፈስ ምሳኹም ስለዘለኹ እዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ፍቃድኩም እንተኾይኑ ኣብቲ ዋዕላ ክንበበለይ ብትሕትና ይሓትት።
ፖሊስ ግብጽን ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ስደተኛታትን ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤልን ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ እትርከቦም ሽድሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይት ከምዝቐተሉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንሃይልታት ጸጥታ ግብጺ ብምጥቃስ ሓቢሩ።
ሃገራዊ ዋዕላ ከምቲ ድሌት መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻን ድሌት ንጹሃት ተቓለስቲ ድማ ብፍላይ ብለባማት ተሳተፍቱ ብዓወት ተዛዚሙሎ ። መላእ ህዝቢ ኤርትራዉን ብፍርሒ ተዋሒጡ ስለ ዝጸንሐ ደኣምበር ኣብ ነንበይኑ ኣጋጣሚታት ብፈገግታ ሓጎሱ ይገልጽዩ ዘሎ ።
Six African migrants trying to cross into Israel from Egypt’s Sinai desert have been killed.
Egyptian security officials said four of the migrants were killed in a dispute with the people smugglers taking them to Israel.
ብመጀመርያ ኣቶ መኮነን ኣብርሃ (ነጠበ) ንኹሉ ከከም ኣመጻጽኣኡ ብሕጊ ክንተሓሓዞ ምዃና ከነረጋግጸልካ ንፈቱ፣ ቅድሚ ናብ ዝርዝር ርእሰ ነገር ምእታውና ግን ነቲ ብማዕዶ ነዚ ኩነታት ዝከታተል ዘሎ ህዝብና መብርሂ ንክኸውን ብማለት ነቲ ጉዳይ ከነነጽሮ ስለ ዝቕስበና ኣቶ መኮነን ኣብርሃ (ነጠበ) መን ኢዩ ንዝብል ሕቶ ክንድህስስ፣
ዝኸበርኩም ተሳተፍቲ ሲፖዝም
ብመጀመርታ ነዚ ሲመፖዝዮም ክዉን ንምግባር ግዚኦም ሰዊኦም ኣብዚ ዘብቁዑዎ ኣባላት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዲሲ፣ ህያው ኣብነት ናይቲ እዚ ማሕበር ከማዕብሎ ዝምነን ዝብህጎን ኢኹም ኢልና ስለንኣምን የውሃናና ክንገልጽ ከለና ብኣኹም ክሳብ ክንደይ ሕቡናት ምኻንና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ.
ቅድሚ እቲ ጉዳይ ዋዕላ፡ ወይ ኣብ ዋዕላ ዝተባህለን ዝተገብረን ፡ ሰባት ብዛዕባ ዋዕላ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍን ኣብ ፓልቶክን እንታይ ክብሉ ከም ዝጸንሑ ሓሳበይ ክገልጽ እፈቱ። ሕቶ ዋዕላ ሓምለ 2010 ሃንደበት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2010 ኣዝዩ እንዳተወዓውዔ መጺኡ።
ካብ ዕለት 29/7 — ስጋዕ 1/8 አብ ሽወደን መጺእካ አብ ዝነበርካሉ መዓልታት ምስ ንናይ ሽወደን ዜና መዲያ ዝሃብካዮ መልስታትን አብ ልዕሊ መንግስቲ ሽወደን ዘቕረብካዮ ናይ ሓሶት ኽሲ ማለት መንግስቲ ሽወደን ብፍላይ ድማ መድያ ናይ ሽወደን ንኤሪትራውያን ተቐማጦ ሽወደን ይብድልዎም አለው ዝበልካዮ ንኩሉ ኤሪትራዊ ዝምልከት ስለዝኾነ ነቲ ጸለመታትካ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ኤሪትራዊ ከቃልዕን ነቶም አብ ሽወደን ዘይቅመጡ ኤሪትራውያን እንተኾነ ኣውን ጌጋ ስእሊ ናይ ሽወደን ከይህልዎም ቁኑዕ ሓበሬታ ክህብ ድስ ይብለኒ::
እቲ ወትሩ ዓመት ኣብ መጨረሽታ ወርሒ ሓምለን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰን ዝሰላሰል ፈስቲቫል ካስል ሎሚ ዘመን ኣብ መበል 25 ዓምቱ ብዘደንቕ ታሪኻዊ ኣገባብ ተፈጺሙ። ናይ ሎሚ ዘመን ፈስቲቫል ካስል ዝያዳ ፍሉይነቱ ምስ እቲ ታሪኻዊ ሰነድ ማኒፈስቶ ፈስቲቫል ካስል ዝወለዶ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሓደ ሰሙን ምስልሳሉ ኢዩ።
Tedros Abraham Tsegay
The discussion was carried out in five major groups: my reporting reflects for the most part the debate of the first group, where I was part of.
Tedros Abraham Tsegay
The discussion was carried out in five major groups: my reporting reflects for the most part the debate of the first group, where I was part of.
ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።
ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።
ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።
ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።
ሓደ ካብ መባእታዊ ሰብኣዊ መሰል ናይ ወዲ ሰብ፡ ብነጻ ሓሳባትካ ምግላጽን ርእዩቶኻ ምሃብን ኮይኑ፡ ኣተገባብርኡ ብጹሑፍ ይኹን ብቃል ኣብ ኣኼባ ይኹን ብተናጽል ብዘየገድስ፡ ሓደ ካብቲ ዘይግፈፍ ብሕጊ ዝቆመ መሰል እዩ።
ዕዉት ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር “ፈስቲቫል” ህግደፍ ን4ይ ዓመቱ ኣብ ኤድሞንቶን ካናዳ ተኻይዱ።
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልቲ ብዛዕባ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታቱን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ገና ኣብ መስርሕ ምጽፋፍ እንከሎ፡ ብዝተፈላለዩ መርበባት ሓበሬታታት ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ኣዋጅን ዉሳነታትን ካብ ኣፍልጦን ሰክረታርያት ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ወጻኢ ኮይኑ፡ ዛጊ ስጋብ ሕጂ ተዘርጊሑ ንዘሎ ኣዋጅን ዉሳነታትን ዋ.ደ.ለ. ሰክረታርያ ዋዕላ ብሓላፍነት ዘይሕተተሉ ምኻኑ ይሕብር፡፡
ሓላፊ ኢሚግሬሽን ኢትዮጵያ ኣቶ ኢሳያስ ምስቶም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምስታፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኣኦም ዝቐነዩ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ብምርኻብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ንዘለዉ ልዕሊ 50 ሽሕ ኤርትራውያን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ‘ሞ ከም ቱሪስት ናብ ኤርትራ ክበጽሑን ኣብ ኢትዮጵያ ከውፍሩን ንዝደልዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ንምምችቻእ ዝተፈለየለ መደባት ኣውጺኡ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ነቲ መደባት እተተግብር ኮሚተ ኣውጺኡ ከምዘሎ ‘ውን ኣገንዚቡ።
ኣካ ረአና፡
ይበል ፈስቲቫል ኤርትራ 2010 ብኣንቶንዮ ተስፋይ
ዕለት 10 ነሓሰ 2010
ብዕለት 6 ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ዝጀመረ ዓመታዊ ፈቲቫል ኤርትራ ከተማ ፍራንክፎርት ድሕሪ ናይ 3 መዓልቲ ናይ ዝተኻየደ ዕዉት ሰልፋውን፡ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ባህላዊ ጉዳያት ብዕግበት መላእ ተሳተፍቲ ተደምዲሙ።
There is much religious intolerance in this new, twenty-first century. This is the tale of religious intolerance in an obscure country in East Africa called Eritrea. Aliens for their Faith.
ሓደ ኣብ ዋሽንግተን ዝመደበሩ፡ ንፍትሒ ዲሞክራሲን ምዕባለን ዝሰርሕ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር፡ ነቲ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ዝተፈጸመ ገበን ኣመልኪቱ፡ ናብ ናይ ህይስተን ከተማ፡ ከንቲባ ኣኒስ ዲ ፓርከር ደብዳቤ ከምዝጸሓፈ ዝዝከር እዩ። ኣብቲ ብሰነ 12 2010 ዓ.ም. ዝጸሓፎ ቅልዕቲ ደብዳቤ፡ ነቲ ገበን ብትሪ ብምኹናን፡
Tedros Abraham Tsegay, 9/8/2010 Addis Ababa
Part I
Eritreans from all walks of life, elderly, youths, intellectuals, refugees, mothers, young girls, priests and Sheiks, representing most of Eritrea’s Ethnic groups gathered in Addis Ababa, in what is deemed the biggest ever gathering after the infamous 1947 Waela Betgergish.
ንሕና ሓይልታት ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን ንምርግጋጽ ንቃለስ ዘሎና
ንሕና ሓይልታት ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ሰላምን ርግኣትን ንምርግጋጽ ንቃለስ ዘሎና
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ድሕሪ ዓመት ሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ከካይድ ወሲኑ።
ነጸብራቕ ኤርትራ፡ ካብ 1994-2005 ኣብ ሰሰለስተ ወርሒ ትዳለው፡ ንኹሉ እተሳትፍ መጽሄት ከምዝነበረት ይዝከር። ሕጂ ብጠለብ ብዙሓት፡ ብውሕዱ ካብ ተፈተውቲ ዓምድታት ማለት “ነጸብራቓዊ ሓተታ” እናዳለወት ናብ ነበብቲ ሰሙናዊ ወይ ክልተ ሰሙናዊ ገምጋማዊ ሓተታ ከተቕርብ ኢያ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ኩለን ናይ ኤርትራ ዌብ ሳይት ናብ ነብበቲ ንምብጻሕ ክተሓባበራአ ብትሕትና ንሓትት።
ናብ፡
ለባማት ደቂ ሃገር ዓወት ዝሓፍሱ
በሃማት ደቂ ሃገር ንምልኪ ዝውድሱ
ተበለጽቲ ደቂ ሃገር ሕድሕድ ዘባእሱ
1- ለባማት ደቂ ሃገር ዓወት ዝሓፍሱ፡ ክቡራትን ክቡራንን እንበብቲ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ