Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፣ “ገንዘብ ጥራይ ሓግዙና እምበር ዋሕዚ ስደት ኣብ ምዕጋት ምሉእ ምትሕብባር ክንገብረልኩም ኢና” ክብል፣ ንሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ክሽሕጦም ፈቲኑ።

ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፣ ፍስሃጼን ጴጥሮስ “ገንዘብ ጥራይ ሓግዙና እምበር ዋሕዚ ስደት ኣብ ምዕጋት ምሉእ ምትሕብባር ክንገብረልኩም ኢና” ክብል፣ ነቶም ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃገራቶም ኣዕለቕሊቐን ብምህላወን ተሻቒሎም ዘለዉ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ክሽሕጦም ፈቲኑ። askanews ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ካብ ዓዲ ጥልያን ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ […]

ስርዓት ህግደፍ ንጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣልዒሎም ከይዛረቡ ቀጢን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

ኣብ ጉባኤ ካብ ዝተኣከቡ ጳጳሳት ሓደ ስሞም ዝዓቀብናዮም፥ “ንሕና እዚ ኩሉ ጸገምን ፈተናን ዝበጽሓና ዘሎ፥ ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ ተመቐላ ዘላ ኣብ ሓደ ንምጥርናፋ፥ እታ እንኮ ፍታሕ ምስ ኣቡነ እንጦንዮስ ተዓሪቕና፥ እቲ ወጊዞምና ዘለዉ ውግዘት ኣልዒሎም ኣብ ንቡር ቦታኦም መሊስና፥ ኣገልግሎትና ምቕጻል እዩ። ሕጂ ምኽንያት […]

ጸጒረይ ክምሸጥ! “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?” ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።

ጸጒረይ ክምሸጥ!   “ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ’ባ!?”   ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።   ኣብ ከባቢ ገዛውትና፡ ኣብ ማይጭሆት እትርከብ፡ ኣብ ቤታ ቁጅና ሳሎን ዘሎዋ መሻጢት’የ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ኣትየ። ጸጒረይ ፈቲሓ ክሳዕ ብቢጎዲኒ ትጥቕልለለይ ከኣ ናብታ ካብ ሓደ ኣንጎሎ ጀሚራ ንጸጋም ወገን ናይቲ […]

መላኺ

መላኺ   ፍሥሓየ መብራህቱ   ይደርደር ነጋሪት ይነፋሕ መለኸት መልኣኽ ተላኢኹ ሠራዊት ኣምሪሑ ህውከት ተቓሊሑ እቡሽ ወዲ ኣዳም ከም ሕሱም ፈሪሑ ጎይታይ ጎይታይ ይብል ኣኣዳዉ ዘርጊሑ።   ቅዱም ዝኣወጆ ንጹር ቃል መላኺ ህጡር ኃይሉ ብዘይ ሓጹር ይዳሎ ብስቱር ይኣልዮ ብህጡር ይኹን ይኹን ኢሉ ምስ ኣስመዐ […]

ምርቓን መርገምን

ሚዛን ብወለዳ  ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን ከይበሃል ምናልባት ካብ ሰብኣያ ብምፍልላያ ዝሓሸ ዕድል ይገጥማ ይኸውን:: […]

ካብ ስዊዘርላንድ ዝለሓኹ ሰነዳት HSBC ባንክ ከምዘመልክቱዎ፣ ኤርትራ፣ ዝበዝሐ መጠን ዶላር ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ኣብ መበል 53 ተሰሪዓ።

ካብ ስዊዘርላንድ ዝለሓኹ ሰነዳት HSBC  ባንክ ከምዘመልክቱዎ፣ ኤርትራ፣ ዝበዝሐ መጠን ዶላር ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ኣብ መበል 53 ተሰሪዓ። ኣብቲ ሰነድ ብስም ኤርትራውያን ዓማዊል ተመዝጊቡ ዝጸንሐ ገንዘብ ድምር ኣስታት $699.6 ሚልዮን ዶላር እዩ። እቲ ሰነድ 39 ናይ ባንክ ሕሳብ ዘለዎም 32 ኤርትራውያን ዓማዊል ከምዘለዉ ክጠቅስ […]

ዝኸኣለ ሞት ፈሪሑ ተጸርጊፉ: ዓቕሚ ዝሰኣ ድሕሪት ተሪፉ!

ዝኸኣለ ሞት ፈሪሑ ተጸርጊፉ ዓቕሚ ዝሰኣ ድሕሪት ተሪፉ Tesfamariam Wel, 10/02/2015 Norway ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ ምስ ጸገሞ ናነብዐ ከይፈተወ ደም እናጠዓሞ እግሩ ዝመርሖ ዘይብሉ ዝዓደሞ ሃጽ ኢሉ ከደ መሬት ዓዱ ናሰ.ዓሞ   ዕድሉ ክርኢ ከም የሕዋቱ ስደት ኮይና ዕጫ ብጽሒቱ ብህግደፍ ካብ ዝሳቐ ብሂወቱ ዘብሎ […]

ሃለዋት

ሃለዋት   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ለይትን መዓልትን እህህታ ካብ ሓው ወድ’ኖ ስቅቕታ ምስ ጓልኖ ሕሜታ ምስ ዓርኪ ጠለም ሕንሕንታ እዚ “ኢለካሎኹ!” ስምዓታ ሕይወትና ተነፊጋ ሩፍታ ካብ ገጽና ሃዲሙ ፈገግታ ካብ ኣስናንና ርሒቑ ፍሽክታ ኣእዛን ግን ጸሚመን ብናይ ጠላዕ ወኻዕታ።   ዘለናዮ ሃለዋት […]

የሎናን ዲና ?

ኣብዚ አዋን’ዚ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ  ዕድመኡ ንመርዓ፡ ንካልኣይ ደረጃ ትምህርትን  ስድራቤት ንምሕጋዝ ን ዝበጽሐ ኤርትራዊ መንእሰይ  ድማ ብፍላይ፡ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተሰናኺሉ ዕጫኡ ንግዱድ ዕስክርና፡ ስደትን ሕሰም መነባብሮን ኮይኑ’ሎ ።  እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግን፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ መሬቶም ጓኖት እቶም  ብስም […]

Djibouti, Ethiopia accuse Eritrea of undermining stability

Djibouti and Ethiopia on Saturday accused neighboring Eritrea of undermining regional stability. In a joint statement, Djiboutian President Ismail Omar Guelleh and Ethiopian Prime Minister Hailemariam Desalegn called on the international community to “take serious steps against the Eritrean government to prevent it from undermining […]

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ)   ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ።  ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ ኣተሓሳስባ ምድሃኽን ‘ዩ። ኣባል […]

ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ

ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት […]

ትሸዓተ ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ከም ዝሓተቱ እሙናት ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ የረጋግጹ።

06 ለካቲት 2015 ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣   ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝመጹና እሙናት ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት […]

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓጺር ጸብጻብ ውዕሎ 3ይ መዓልቲ

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓጺር ጸብጻብ ውዕሎ 3ይ መዓልቲ                ውዕሎ ሳልሳይ መዓልቲ የካቲት 3, 2015 ኣብ ኤርትራ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት፣ ረቡዕ የካቲት 3, 2015 ሰሚናር ኤስደለ፣ ትማሊ ዘይደምደሞ ናይ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት ዝብል ኣርእስቲ ተመሊሱ ዘትይሎም 1ይ. ንኢሰያስ ኣልዩ ገለ ዘይመሰረታዊ ለውጥታት ቀይሩ እቲ […]

እዋናዊ ሓበሬታ፣ ዕጹው ኣኼባ ሓለፍቲ ህግደፍ ኣብ ባረንቱ ብዋና ጸሓፊ ህግደፍ ኣልአሚን መሓመድ ስዒድ

አብ መጀመርያ ሰሙን ወርሒ ጥሪ 2015 አብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከተማ ባረንቱ፣ ንሓለፍቲ ዞባን ንኡስ ዞባን ብኣልአሚን መሓመድ ስዒድን ብዘምህረት የውሃንስን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ ‘ዚ ናይ 14 ን/ዞባታትን ሓለፍቲ ዞባ ጋሽ ባርካን ተሳቲፎም። ሕመረት ናይቲ ብኣልኣሚን ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ብዛዕባ መደባት ከምኡ ‘ውን ጎስጓስ ኣብ ህዝቢ ንምክያድን ዘኽእል ናይ ስራሕ […]

ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት – (ቀዳማይን ካልኣይን ክፋል)

ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ   ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ […]