Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? (ካልኣይ ክፋል)

ብያንሲ ዑመር ኣብቲ “ሕጋውነት መንግስቲ ኤርትራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝቐረበ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ’ዚ፡ መንግስቲ ኤርትራ ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብምትንታን ዳህሲስናዮ። ብመሰረት’ቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ’ዚ ዝቐረበ ትንተና ኸኣ፡ መንግስቲ ኤርትራ ብኹሉ መለክዕታት ሕጋውነት፡ ሕጋዊ መንግስቲ ከም ዘይኰነ ኣረጋጊጽና። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል […]

ሸፈነ ዝሰኣነ ጉዳይ መንእሰያት ህግደፍ

ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ “ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ ኣብ ናቕፋ ንሓደ ሰሙን ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት’ ከምዘይሰለጦ ተፈሊጡ።”ብምባል ኣብ ዘቕረብናዮ ዜና፡ እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ ብሰፊሑ ዘብርህ ትሕዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ምዃና ሓቢርናኩም ኔርና። እንሆ ድማ፡ […]

መልእኽቲ ሓዘን ብሃንደበታዊ ሞት መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ

ብሃንደበታዊ ሞት ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ ዝተሰመዓና መርር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ጨንፈር ጀዳ ሮመዳን ደረንካ ኣሰና ‘ውን ተኻፋሊት ሓዘን ስድራቤት ነፍሲሄር መንእሰይ ናስር መሓመድ ምዃና እናገለጸት ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

ክልተ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ብምህረምቲ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ብቤትፍርዲ ቴክሳስ ገበነኛታት ኮይኖም ተረኺቦም።

ረድኢ ቦኽረጼን ከምኡ ‘ውን የውሃንስ ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ክልተ ደገፍቲ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ምስ ካልኦትደቂ-መዛምርቶም ተሓባቢሮም፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ሂዩስተን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ነጻ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ብዝወዓሉዎ ማህረምቲ ብቤትፍርዲ ቴክሳስ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝተረኽቡ ካብቲ ግዳይ ዓመጽ ልኡኻት ህግደፍ ዝኾነ ጋዜጠኛ ቴድሮስ […]

መጠንቀቕታ 3 ዓኮስኤ(ICER)

ኩነታት ስደተኛታት ኤርትራ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንገደደ ይኸይድ ምህላዉ ካብ ዉሑዳት ሰባት ጥራይ ዝተሰወረ ኢዩ እንተበልና ኣየጋነናን። መጀመርያ ንስደት ዘምርሕ ዘሎ መንእሰይ ካብ ዝብኢ ዓደይ ዝብኢ እንዳማተይ ይብልዓኒ ዝብል ዘሎ ይመስል። እዚ ተገላቢጦሽ ብሂል  ናይ ቅብጸት መንፈስ ዘመልክት ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዘርኢ ዝተወርሰ ነፍሲ […]

ጻውዒት ናብ ኩሉ ኤርትራዊ

ናብኩሉኤርትራዊ። “ካብወገንንሻራንአልግስ፡ንቅድሚትገስግስ”፡፡ (ብላታ ገብረእግዚኣብሐር ገብረሚካኤል 1950’s)   ኤርትራውያን ብህይወቶም ከለዉ፡ ከም እንስሳ፡ ብግብጻውያን አብ መሬት ግብጺ (ሲናይ) ተጠቢሖም፡ ክፍሊ ኣካላቶም፡ ዓይኖም፡ ልቦም፡ ኩሊቶም፡ እዝኖም ወ. ዘ. ተ. ንግብጻውያንን ንካልኦት ዜጋታትን ይሽየጥ ከም ዘሎ ህዝቢ ዓለም ዝርእዮን ዝዛረበሉን ዘሎ ሐቂ እዩ፡፡ ንሕና ኤርትራውያን ደቅናን፡ የሕዋትናን፡ አሓትናን፡ […]

Wanted Arab Spring 2.0 in Eritrea

By Mirjam van Reisen* IDN-InDepth NewsViewpoint Despite great attention paid to the Arab Spring, a ghastly silence prevails about the largest African ‘open air prison’: Eritrea is so isolated from the outside world that many inhabitants haven’t even heard about the revolutions in Libya or […]

Diplomatic Panic in Asmara

Seyoum Tesfaye The ink form resolution 2023 is not even dry before more accusation is labeled on the Eritrean regime. When you read the statement from the Eritrean Foreign Minister’s office to the UNSC written on January 4th 2012 you will immediately understand the regime […]

ኣብ ቴልኣቪቭ ብህግደፍ ንዝተላእኩ ደረፍቲ ዘእንገዳ ክልተ ኣብያተ መዘናግዒ ንብረተን ብፖሊስ እስራኤል ንብረተን ከምዝተታሕዘ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ቴልኣቪቭ ዝርከባ፡ ቅድሚ ቁሩብ እዋናት ስርዓት ህግደፍ ዝለኣኾም ደረፍቲ ዘአንገዳ፡ ቤትመግብን መስተን ቻምፕዮን፡ ከምኡ ‘ውን ቤትመግብን መስተን ጥሪሞ፡ ንብረተን ብኽልተ ናይ ጽዕነት መገዓዓዚ መካይን ፖሊስ እስራኤል ከምእተወስደ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ቤትመግብን መስተን ቻምፕዮን፡ ንድምጻዊ ዳዊት ሽለን ኣብ ዘአንገደትሉ ኣጋጣሚ፡ ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ እስራኤል፡ […]

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕን በደልን ዕሽሽ ብምባል መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ዘለዉ ስነጥበበኛታት ኣብ ወጻኢ ምርኢት ኣብ ዘካይዱሉ ግዜ ከቢድ ተቓውሞ መንእሰያት የጋጥሞም ኣሎ።

ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዓምጺጹ፡ ግዳይ ሕሰም፡ ማእሰርትን ሞትን ገይሩ ይቕረ ዘይብሃል በደል ኣብ ዝፍጽመሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቦም ደው ኣብ ክንዲ ምባል፡ ምስ’ቲ ዓማጺ ስርዓት ብምውጋን መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም፡ ስቅያት ህዝቢ ኤርትራ ዘናውሑ ዘለዉ ስነጥበበኛታት፡ ኣብ ወጻኢ  ገይሾም ምርኢት […]

Celebration in Trondheim, Norway

The very famous Eritrean musicians Geremay &Temesgen will visit us in Trondheim, Saturday 14/1-2012. Join us for a fantastic evening at: St. Olav Domkirke Schirmers gt. 1 Trondheim More information on tel: +4745058934. Youth For Change, Trondheim, Norway. እዞምብጣዕሚፉሉጣትኤረትራዉያንደረፍቲግርማይከምኡዉንተመስገንከጻዉቱናተዳሊዬምሰለዘለዉደበክንበልናብቲዱሙቅምሸትቀዳም 14/1-2012, St. Olavs Kirke Schirmers gt. […]

Protests called work of Eritrean regime

Demonstration at Free Press one of many, faction says By: Carol Sanders The demonstration in front of the Free Press building last month was one of many around the world organized by the Eritrean government, say members of the community who’ve remained quiet until now. […]

ጥፈልጦ ዶ? 5ይን ናይመወዳዕታን ክፋል – ቅዋም

ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ይህውኸኩም ይህሉ ኢየ። ዘረባ እንተበዚሑ መዓስ ጽቡቕ! ግን መታን ክትከታተሉ ምስቲ ስቕለት ናይ ፈነውቲ ስለዝጓየ ዘለኹ ኢዩ። ከምቲ መደብና እምበኣር ሎሚ መወዳእታ ክፋል ሳልሳይ ምዕራፍ ቅዋ ም ኢዩ። እዚ ማለት ንኩሉ ምዕራፋት ክንዛረበሉ ስለዘይመረጽኩ ብዛዕባ ሓንቲ ምዕራፍ ጥራይ ብምጽሓፈይ ኢዩ። ከምሓሳብ ግና ከምቲ […]

ንዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን። (13)

ደሃይ ዋዕላ ናይ ኣዋሳ መቸም፣ ናይ ውድባት ወረ ገዲፍካስ ይበል’ዩ። እንተ’ዚ ብዛዕባ ናይ ውድባት ብዝሒ ዝስማዕ ስሓቦ-ጉተቶ ግን ኣዝዩ ዘፍርሕ’ዩ። ነዛ ንእሽቶን ዉልዶን ኤርትራስ ክሳብ 20-30 ዝኾና ውድባት ‘ኣለና’ ክብላ ይፍትና’ለዋ እንተኾይኑ ክበሃል ዝድለ ዘሎ ምእማኑ’ውን ከጸግም’ዩ። ምናልባት እዚ ዝምባሌ’ዚ ክቕጽል ዝድለ እንተኾይኑ ድማ ንታሪኽ […]

ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ ኣብ ናቕፋ ንሓደ ሰሙን ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት’ ከምዘይሰለጦ ተፈሊጡ።

      እቲ ብዘቤታዊ ፖለቲካዊ ቅልውላውን ብኣህጉራዊ ጸቕጥን ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንመድሓኒ ገጽን ፖለቲካዊ ሃልክን ክጥቀመሉ፡ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ንሓደ ሰሙን ኣብ ናቕፋ ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት፡ በንጻር ድሌትን ትጽቢትን እቲ ስርዓት፡ እቶም […]

ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር — ቀዳማይ ክፋል

ነዚ በዳህን ዕዙዝን ሕቶ’ዚ፡ ብዕግበትን ብብቕዓትን ንምምላስ ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ብውሕዱ ንክልተ ዓበይቲ ነንሓድሕዶም ዝተወሳሰቡ ኣገደስቲ ረቛሒታት ኣድቂቕካ ምምርማር የድሊ። ንሳቶም ከኣ፥ ንኣቀዋውማ መንግስቲ ኤርትራን፣ ንባህሪ ናይቲ መንግስታዊ ስልጣን ንበይኑ ብሒቱ ዝሓዘ ሓይልን (ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህ.ግ.ሓ.ኤ)) ዝምልከቱ ኢዮም።  ንኣቀዋውማ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እትምርምረሉ፡ […]

ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ድሮ ሓዳስ ዓመት 2012 ስነጥበባውያን መንእሰያት ዝተሳተፉዎ ድሙቕ ጽምብል ኣካይዱ።

ኣብ ካሊፎርንያ ዝመደበሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ (eyc) ኣብ ድሮ ሓዳስ ዓመት 2012 ብተሳታፍነት ስነጥበባውያን መንእሰያት ድሙቕ ጽምብል ከምዘዳለወ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝነበረ ብዝሒ ተሳታፍነት መንእሰያት፡ እቲ ሕዛእቲ መንእሰያት ኮይኑ ዝጸንሐ ስርዓት ህግደፍ እናተባሕጎገ ይኸይድ ከምዘሎ ዘርኢ ምዃኑ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተሳተፉ ግዱሳት […]

“ዝሞቱን ዘይሞትናን” 4ይ ክፋል

ናይ ኤርትራውያን ሽግርና እንታዩ ኢልና እንተሐቲትና እቲ ቀንዲ መልሲ ኣብ ካልእ ከይረሓቕና ተመሊስና ንነብስና ምውካስ ከድሊ ኢዩ። ነቲ ሓቂ ጎሲና ኩሉ ንገብሮን ንሓስቦን ካልኦት እንታይ ክብሉና ኣብ ዝብል ሓሳባት ተመርኩስና ስለዝበዝሕ፣ ባዕልናን ወኒናን ካብ ድሌት ዘመንጨዎ ሓሳባት ወጻኢ ከይፈተና ኣንጻሩ ንሰርሖ ምኻኑ ዘሕዝን ኢዩ። እዚ […]

ጉባኤ ኣዋሳ ብዓይኒ ተጋባእቲ

ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ራእይናን ዓቕምታትናን ነስምር!!! እዚ መርሓ ጭረሖ ፈላሚ ጉባኤ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኢዩ፡፡ እቲ ካብ 21 ክሳብ 30 ሕዳር 2011 አብ ከተማ ኣዋሳ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈላሚ ታሪካዊ ጉባኤ ኤርትራውያን ኣብ ስሚዒት ተጋባእቲ ዘንተ እለት ዝሕደስ ዝኽርን ጦብላሕታን ገዲፉ’ዩ፡፡ ብዙሐት ብዓይኒ ከቢድ ስግኣት ንመንግስቲ […]