Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ዓበድበድ ጻዕረ – ሞት- ህ.ግ.ደ.ፍ. ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ተቃወምቲ ጸዊዓ

ታሪኽ ቆራጽ ፈራዲ ኢዩ፡ ፍርዲ አብ ምፍጻም እዉን ነግ ፈረግ ምባል ባህሪኡ አይኮነን። አብ ግዕዞ ታሪኽ ዝኾነ ፖለቲካዊ ስርዓት ልክዕ ከም ሐደ ህያዉ ፍጡር ይዉለድ፡ይጉብዝ ይአርግ፡ ይመዉት፡ ኢዩ። ካብ ጉቡእ ናይዚ ባህርያዊ ዑደትዚ ዘምልጥ ስርዓት ወይ ፍጡር ከአ የልቦን። እዚ ሐደ ፍጹም ሕጊ ናይ ባህርይ […]

Post Feature Image
ዓበድበድ ጻዕረ – ሞት- ህ.ግ.ደ.ፍ. ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ተቃወምቲ ጸዊዓ

   ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሎሚ ቆንቂኑ ተፈንፊኑ እዩ፡ ብዘይካ ዉድቀት ካልእ ዝጽበዮ ነገር የብሉን፡ ብሐሶትን ብጎነጽን ተወሊዱ፡ ራዕድን ሽበራን መቅተልትን መቅዘፍትን እናዘርኤ ዓብዩ፡ አብ ጉዕዝኡ ኸአ መግዛእታዊ ህላወኡ አብ ኤርትራ ነባሪ ንምግባር ደም ህዝቢ ኤርትራ ከም ዉሕጅ አፍሲሱ፡ ሎሚ አብ እዋን ዕርበቱን  ሞቱን ኸአ ዚከአሎ ለኪሙ […]

ራዕድን ሽበራን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት: ብመርበብ ሽበራ ህግደፍ

በዓልቲ መዚ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጀንዳይ ፍሬዘር ንኣብ ኣሰመራ ዘሎ ጃንዳ ኣብ መዝገብ ግብረ-ሽበራ ክሰፍር ኣመልኪታ ምንባራ ዝዝከር ሓቂ ኢዩ። ኢሰያስን ንነብር በሃልቲን ዓንቀሮም ክሳብ ዝቕደድ ኣውያት ከስምዑን ዘይኳሕኮሕዎ ማዕጾን ተርባጽን እውን ኣይነበረን። ንኣመሪካ ኮነ ንካልኦት ሃገራትን ይተሓደሶም እንበር ንብዙሓት ምሁራትን ለባማትን ዓበይትን ሃገራውያን ግን […]

Post Feature Image
ራዕድን ሽበራን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት – ብህግደፍ ዝዋፈር መርበብ ሽበራ።

ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ ንዝተባህለ ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ምሩቕ ኣብ ዶብ ሱዳን ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ (ወዲ መሓሪ) ንዝተባህለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ብፊዝክስ ዝተመረቐ መንእሰይ ኣብ ዶብ ሱዳን ብተመልከትለይ ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። ኣማኑኤል መሓሪ፡  ብ2001 ዓመተ ምህረት ካብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ምምራቑ፡ ኣብ Eritel ዝተባህለ ትካል ከም ናይ ኢንተርነት ቴክኖሎጂ ክኢላ ንሸውዓተ ዓመታት ኣገልጊሉ።

Post Feature Image
Which way the Horn: Part 2

At this moment in time the idea of partnership between Ethiopians and Eritreans is being debated in the open. It shows that the age of reason is dawn and emotions are being overcome. Recently there was an Ethiopian and Eritrean friendship seminar in San Jose […]

ሰምረትን ሓድነትን እምነ ኩርናዕ ቃልስና ኩኾኑ ይግባእ።

ዋሸንግቶን ዲሲ ካብቲ ብጓይላ ምድንጋር ዘጽመመ እዝኒ ፡ ሓቂ ዘድመቀ ናብ ለውጢ ዝምርሽ ንወጽዓ ህዝቢ ንምቅላሕ ዝኹሕኹሕ ድምጺ የኣንጊዳ።ኣብዚ ድሮ ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዋሸንግቶን ዲሲ ኪንዮ’ቲ ዘእንገደቶ ሓያል ድምጺ ውጹዓት ዘቃልሐ ነድሪ ዘተሓወሶ ሒኒን ዝብል ናይ ለውጢ ማዕበል፡ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኮነ ንዘለው

Post Feature Image
ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት – ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ

ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ  ህ.ግ.ደ.ፍ  ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብዚ ዕለትዝን ሰዓትን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍውን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ስለ ዝመደበ: ፖሊስ ፍራንክፈርት ክልተ ተጻረርቲ ወገናት ኣብ […]

Post Feature Image
ወረ ሃብናኩም፡ ዘስደምም ፍሹል ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ሎንዶን ዓባይ-ብሪጣንያ

ክሉ ከም ዝፈልጦ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወርሓት ሰነን ሓምለን ዝጅምሮ ብስም ፌስቲቫል ዝጽዋዕ ሆሆን ዳንኬራን ኣብ መላእ ዓለም እናዞረ ብሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ስሱዓት ስነ-ጥበባውያን ተሰንዩ ወሰን ኢሉ ዝምታን ዝርፊያን ካብ ዝተሓሓዞ ዓመታት ኣቑጺሩ ኢዩ። መቐጸልታ ናቱ ክኣ እንሆ ሎሚ ዘመን ኣብ ዞባ ኤውሮጳ ብከተማ ሎንዶንዝመረ […]

Post Feature Image
መራሕቲ ኣፍሪቃ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ከጽንዕ ጸዊዖም።

ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እስላማውያን ምንቅስቓሳት ትተሓባበር ከምዘላ ብምኽሳስ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ህቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ እገዳ ክገብር ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

Post Feature Image
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታት የመልክቱ።

 ስርዓት ህግደፍ ብዘዋሃዶ ሽርሒ ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታት የመልክቱ።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ፡ ሓሽሽ መንእሰያት ኤርትራ

ትማሊ ሰንበት ‘ዩ። ‘ቲቢ ኤረ’ ፡ ካብኡ ናብኡ፡ ካብቲ ፖለቲካዊ ፕሮፖጋንዳ ዝወረሶ ኣሰልቻውን ተደጋጋምን ብምዃኑ ውሑድ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ሽዱሽተ መዓልቲ መደባታ፡ ብተዛማዲ እቲ ናብ ምዝንጋዕ ዝዘምበለ ፕሮግራም ሰንበት ዝሓሸ ተኸታታሊ ከምዘለዎ ተገንዚባ ሓደ ‘ኩሉ ሰብ ክሰምዖ’ ኣለዎ ተባሂሉ ብህግደፍ ዝተዋህባ መታለሊ መደብ ከተአንግድ ተራእያ።

Post Feature Image
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታት የመልክቱ።

  ስርዓት ህግደፍ ብዘዋሃዶ ሽርሒ ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታት የመልክቱ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፡ ንሶም ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣመንትን ህዝብን ዝካየድ ዘሎ ግፍዕታት ብዝምልከት “ስለምንታይ እዩ እዚ ኹሉ ግፍዕታት ዝግበር ዘሎ” ኢሎም ተቃውሞ ምስ […]

Post Feature Image
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታት የመልክቱ።

  ስርዓት ህግደፍ ብዘዋሃዶ ሽርሒ ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታት የመልክቱ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፡ ንሶም ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣመንትን ህዝብን ዝካየድ ዘሎ ግፍዕታት ብዝምልከት “ስለምንታይ እዩ እዚ ኹሉ ግፍዕታት ዝግበር ዘሎ” ኢሎም ተቃውሞ ምስ […]

Post Feature Image
መራሕቲ ኣፍሪቃ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ከጽንዕ ጸዊዖም።

 ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እስላማውያን ምንቅስቓሳት ትተሓባበር ከምዘላ ብምኽሳስ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ህቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ እገዳ ክገብር ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። […]

ኣብ 41 ኮምፒተራት ተኸዚኑ ዝነበረ ምስጢራዊ ኤለትሮኒካዊ ሰነዳት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኤርትራ ተጓሕጕሑ ከምዝተወስደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ 41 ብጽኑዕ ዝሕለዋ ዝነበራ ኮምፒተራት ተኸዚኑ ዝነበረ ኤለትሮኒካዊ ሰነዳት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኤርትራ ብ25 ሰነ 2009 ብምሉኡ ተጓሕጕሑ ከምዝተወስደ ምንጭታት ሓቢሮም:: 

Post Feature Image
መዘኻኸሪ ካብ ኣሰና

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዋሺንግተንን ከባቢኣን ንድምጺ ኣሰና ብፋይናንሳዊ ሓገዝ ንምስሳን ካብ ፈለማ ክሳብ ሕጂ ብተወፋይነት ዝነጥፍ ዘሎ ወኪልና ተስፊት ክፍሉ፡ ብፍላይ ነቶም ኣብ ዋዕላን ሰልፍን ዝተሳተፍኩም ናይ ገንዘባዊ መብጽዓ ካርድ (ፕሌጅ ካርድ) ዝዓደለኩም ግዱሳት፡ መብጽዓኹም ብቑጽሪ ቴለፎን 7036290952 ከተፍልጡዎ ብትሕትና ነዘኻኽረኩም።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ 1300 ስድራቤታት ዞባ ደቡብ ብምፍንቓል ኣብ ጋሽ ባርካ ናብ ዘዋደዶ ሰፈራ ኣግዒዙ።

ስርዓት ህግደፍ ነዚ ዓድታት ዘብርስ ብታሕቲ ታሕቲ ክሰርሓሉ ዝጸንሐ ውጥን ህዝቢ ብጠለቡ ይትግብሮ ከምዘሎ ንምምሳል ይፍትን ኳ እንተሎ፡ ሰስብሑ መሬት ህዝቢ እናመንዘዐ፡ ህዝቢ ንዘፍረዮ ኣእካል ካብ ቆፎታቱን ብሎኮታት ከተማትትን እናመንዘዐ ብዓቢኡ ድማ ነቶም ከልምዑን ከፍርዩን ጉልበት ዘለዎም መንእሰያት ደቁ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ጸሚዱ ስድራቤታት ብምልማስ […]