Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ትሩብሊ

ትሩብሊ ኣንቲ ትሩብሊመዕቆቢ ዘይብልኪ መጽለሊመዕቀሊ ዘይብልኪ ማይ ክዛሪ ዳዕሮ’ኳ ዘይብልኪ መውዓሊሱሩ ነዊሕ ዝኸይድ ምድረ ምድሪጎታን ብዓል ጽላል ንእምኒ ፈንቃሊካብ ዓዲ ሓበሻ’ዶ ክልእከልኪ ዋሪብዛዕባኺ እንታይ ከምነውሪ

Post Feature Image
ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ።

ኣብ ናይጀርያ ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2008 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ።

Post Feature Image
ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ኣኼባ ህግደፍ ኣብ በርሚንግሃም

ስርዓት  ህግደፍ ን መንእሰይ  ኤርትራ ግዱድ  ዕስክርና  ነጻ ጉልበት ብምጥቓም መጻኢ ሂወቱ  ኣጸልሚቱ  ባርያ  ናይ  ሰበስልጣናት  ገርዎ  ይርከብ ።  ነዚ  ግዱድ  ዕስክርና ዝመረሮም  በሽሓት  ዝቑጸሩ  መንእሰያት  ድማ  ብሰንኪ  እዚ  ስርዓት  ዝፈትውዋ  ሀገሮም ገዲፎም  ካብ  ቅድሚ  ሕጂ  ተራእይዎ  ዘይፈልጥ  ቑጽሪ  ናብ  ጎረባብቲ  ሃገራት ይውሕዙ ኣለዉ ።

Post Feature Image
ሰላማዊ ሰልፊ አነጻር ግዴታዊ ጥረዝያ አብ ሽወዴን

ሐደ ኤርትራዊ ስደተኛ ናብ ኤርትራ ክጥረዝ አብ ነፋሪት ምስተሰቕለ ብናይ ሐይሊ ጎነጽ ተቓውሞኡ ብምርአይ ናይ ነፋሪት ፓይሎት እዚ ሰብዚ አስጋኢ ስለዝኾነ አይብገስን ኢሉ ስለ ዝአበየ ካብ ነፋሪት ክወርድ ድሕሪ ምኽአሉ አብ ትሕቲ ፖሊስ ይርከብ አሎ፡

Post Feature Image
Libya’s Duplicity

On January 30, 2008, the UN Security Council passed a resolution extending UNMEE’s mandate for another six month occupation of Eritrea.  The resolution also carried a one-sided condemnation of Eritrea for hampering UNMEE’s activities in Eritrea.

‘No More Hagerey! ‘

በቲ ጓለይ ከይትቕየመኒበቲ ‘ሃገረይ’ ከይትጎድለኒሰዓታት ቀይረ ዝተኽለሉ ብርዐይለይተይ ገይረዮ መዓልተይዓራተይ ገይረዮ መንበረይሓበነይ ምስ ደቀሰት እብለኩም ‘ሃገረይ’

Post Feature Image
‘No More Hagerey! ‘

በቲ ጓለይ ከይትቕየመኒበቲ ‘ሃገረይ’ ከይትጎድለኒሰዓታት ቀይረ ዝተኽለሉ ብርዐይለይተይ ገይረዮ መዓልተይዓራተይ ገይረዮ መንበረይሓበነይ ምስ ደቀሰት እብለኩም ‘ሃገረይ’

Post Feature Image
ፋል ሃገርና

ሰብ’ዶ የለን’ዩ ንበይነይ ዝቝንዞእንታይ ኣምጽኦ ሎሚ’ኸ ክንድዚ ቐንፈዞ ዒራዒሮ ዊዓ ሓድሽ ምህዞኣደራዕ ዓመጽቲ ምልኪ ዝኣዘዞንወዲ ሰብ ርሱን ሓጺን ዘትሕዞብሂወቱ ከሎ ምስ ምዉታት ዘጐዝጕዞወሰን በል እንዳለ ንለባም ዘፍዝዞ እዚ ምንታይ ንስልጣን በይኑ ክሕዞ