Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
መበል ካልኣይ ጉባአ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ

መበል ካልኣይ ጉባአ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ   ካልኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ከተማ ኣትላንታ-  ጆርጂያ ኣብ ሰነ/June 28 2014 ክጋባእ እዩ። ዕላማ ምጥዋር ውጉኣት ሓርነት፡ ካብ መበገሲ ዕላማ ዳግመ-ርኽክብ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ፡  ዘይፍለ ብምዃኑ፡ ምስ መደባት […]

Eritrea withdraw from Nations Cup qualification

(Reuters) – Eritrea, who have a history of players defecting when on international duty, have withdrawn from the African Nations Cup qualifiers, the Confederation of African Football said on Sunday. They were due to play newcomers South Sudan in one of two preliminary round fixtures […]

ደንበ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ህይስተን ይስስን ኣሎ

መስራቲን ሓላፊን ኣሰና ፋውንዴሽን ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ ትማሊ ኣብ ህይስተን ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ብሓይሊ ዕማም ህይስተን ዝተዳለወ ኣኼባ፡ ኣማኑኤል ናይ’ቲ ኣኼባ ቀንዲ ዕላማ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰረት ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምምስራት ከምኡ’ውን መራኸቢ ብዙሓን ንምሕያል ምዃኑ ገሊጹ።” ህዝባዊ ሓይሊን፡ ሓይሊ ሜድያን ተደሚሩ፡ ለውጢ የረጋግጽ። ውሕስነት […]

ዘሕጉስ ዜና ብዛዕባ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጅቡቲ

[መጋቢት 29, 2014] ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ብዛዕባ እቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክሰጋገሩ ዝደልዩ ኤርትራውያን ሕቶኦም ግብራዊ መልሲ ክረክብን ናይቶም ናብ ካልኦት ሃገራት ክሰጋገሩ ዝደልዩ ጉዳይ ብዕቱብ ክርአን ምስ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምኡ’ውን UNHCR ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ብመሰረት እቲ ብኣባላት ስምረት […]

ዝተፈላለየ ናይ ሓዘን መግለጺታት

ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ  ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን […]

‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’

‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’ ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ኣዘራርባ ብተደጋጋሚ ሰሚዕክሞ ከምትኾኑ ርግጸኛ እየ። ንሓያሎ ዓመታት ትርጉም ናይዚ ኣዘራርባ ንምፍላጥ’ውን ፈቲንኩም ትኾኑ። ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ዘረባ ብዝኾነ መገዲ ካብ ዝኾነ ሰብ ክትሰምዑ ከለኹም ፍሉይ ባህታ ከም ዝስመዓኩም ድማ ዘካትዕ ጉዳይ ኣይኮነን።እቲ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ […]

Post Feature Image
ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ

ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ መለሲ ንኣቶ ዓበዱ ሓቢብ (march 27/2014   ነዚ ዝስዕብ ጽሐፍ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ፤ ኵነታት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም.ነት፤ ብዓበዱ ሓቢብ ናይ ኢመይል ምልልስ ዝብል፤ ብዛዕባ ጎይትኦም ጸጋይ (ጌቱ)፤ ጽሑፍ ምስ አንበብኩ ብጣዕሚ ተገሪመ፤ ንጎይትኦም (ጌቱ) ክም ሓደ ፍትሐዊን አብ ኤርትራ ድማ […]

መልቀስ

ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!! ኣንታ ጥዑም ወረዶ ተሳእነ ኣንታ እንታይ ክንብል ሎሚቕነ ህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ስኣነ ኣብ ዘዘለዎ ርእሱ እናድነነ ኣብ ሃገሩ ንኸይነብር ተኾነነ ዝነበር ሓመድ ሃገሩ እምበር ሰኣነ።   ተጋዳልይ መሓመድ ናስር ብሃገሩ ክሓስብ ከይደቀሰ ዝሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር እናበለ ዝምድር ዓዱ ከይተመልሰዶ! ኣብ ስደት ይሓድር ኣብዚነኻ ጉድ […]

ዝተፈላላዩ መልእኽታት ሓዘን ብመስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር

መስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር   ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብዕለት 26 መጋቢት 2014 ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።   ስዉእ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ […]

እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ : ምንጭታት ካብ ኣስመራ

አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። እንተኾነ ከምቲ ህግድፍን ካድረታቱን […]

ናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ተሓቢሩ –

ናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ተሓቢሩ – እዚ፡ ንኤርትራ  እንታይ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል? By Yohannes Tseggay, London, 27 March 2014   ብመሰረት 27 መጋቢት 2014 ብ’ማርኬት ዎች (Market Watch) […]

Post Feature Image
ኤልሳ ጭሩም!

ኤልሳ ጭሩም! ኣቲ ጓል’ዞም ጭሩም ፍቕርን ክብርን ባህሎም እዞም ንኣሽቱ ኣሕዋትክስ ክንደይ ተዓዲሎም ንመሰልን ፍትሕን ክትጣበቕሎም ናብ ምልእቲ ዓለም እናጎየኽሎም ሎሚ’ዉን በጃኦም ጾምኪ ቀኒኽሎም! እታ ሓብቲ ትብሃል ከማኺ’ያ ኤልሳ ናጽነት ዘምጸአት ትማል ተቓሊሳ ሎሚ’ዉን ንፍትሒ ዳግም ተበጊሳ ኣራዊት ከይበልዖም ናይ መሮር እንስሳ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ […]

ኣይግድን እንዳ ዜና

ኣይግድን እንዳ ዜና ማሕሙድ ሳልሕ ሓበንን ሓዘንን ተፋሪቑኒ ከሎ እየ እጽሕፍ ዘለኹ።  መበል ሳላሳ ዓመት ምድምሳስ ውቃው እዝ ኣብ እነብዕለሉ ዘለና ወርሒ መጋቢት፡ ድሮ ኣርባዕተ መስረትትን መራሕትን ህዝባዊ ሰራዊት ኣፋኒና ኣለና። ወርሒ መጋቢት ብሓመድ ድቤ ውቃውን ናደውን እዝታት ክንዝክሮ ምደለና። ምሉእ ሓጎስ ምመረጽና። ነቶም ኣብቲ […]

መልእኽቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ብዛዕባ መስዋእቲ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር

Date : 26/03/2014   ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን ድሕሪ ሰላምታ፡ ሎሚ መዕላቲ ዕለት 26/03/2014 ልክዕ ሰዓት 05.15 ወጋሕታ፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ድሕሪ ሓጺር ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓኒ ክሕብረኩም እፈቱ። ንብጻይናን መራሒናን ኣሕመድ ናስር ረቢ ብጽቡቕ ይቀበሎ፣ ንምሉኣት […]

Breaking News: ን15 ዓመታት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ዝጸንሐ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ካብ ካርሸሊ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ብወግዒ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ን15 ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ምኩር ፓይሎት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ፣ ካርሸሊ፣ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ፣ እቶም ክረኽቡዎ ንክልተ ሰሙን መመላእታ ሸበድበድ ክብሉ ንኣስመራን ኤርትራ ብሓፈሻን […]

ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ምኽንያት ሎሚ ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ዓሪፉ።

ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ወቕዒ ተጎዲኡ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ረቡዕ 26 መጋቢት 2014 ኣብ ስቶክሆልም፣ ሽወደን ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝተመርጸ ሓደ ካብ ፍሉጣት መራሕቲ […]

ኤዲኪ ዕዉት ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሰሚናር ኣብ ሓራ መሬት ኤርትራ ኣካይዱ።

ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ ትልሚ ዕዮ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ብምብጋስ፡ (ኩሉ ዓቕምታትና ንምቀልጣፍ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ይቅናዕ!) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ንምዑታት ተጋደልቲ ኣባል ውድባት ኤዲኪ ዘሳተፈ ዕዉት ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሰሚናር ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መጋቢት 2014 ኣብ […]

ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ቤትማእሰርቲ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ከምዘላ ተፈሊጡ።

ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ቤትማእሰርቲ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤምባሲ ጅቡቲ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ከምዘላ ካብ ራድዮ አረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ […]

ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ።

“ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን“ መስፍን ሓጎስ ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014  ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት ናይ መወዳእታ ዓላማ ገድሊ ኤርትራ ከመዘይነበረ እንታይ […]

ኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 3ይ ክፋል

ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡ […]

ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣብ ቺካጎን ቶሮንቶን ኤርትራውያን በብኸተማኦም ኣብ ሓደ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ተወዲቦም፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ብስምረት ክሰርሑ ዝጽውዕ ዕዉት ኣኼባታት ኣካይዱ።

ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኗኤል ኢያሱ፣ ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም 22 መጋቢት ኣብ ቺካጎ፣ ትማሊ ሰንበት 23 መጋቢት ከኣ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ተኸታታሊ ህዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ውድበይ ወድብካ፣ ማሕበረይ ማሕበርካ ከይተበሃሃሉ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ምርግጋጽ ዕማም ብምትኳር በብኸተማኦም ኣብ ሓደ ህዝባዊ ምንቅስቓስ […]

ደሃይ ካብ ኣስመራ

አብ መላእ ኤርትራ አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ደሱ ተስፋጺን ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። ህግደፍ ብመንገዲ ቴቪ ኤረ ዘሰምብድን ብዘስደምም አገባብን ነቲ ጉዳይ አቕሪብዎ። አብ ሞንጎ ቀዳምነታት ዘይውሃቦ ጉዳይ ነታ ዜና አስማት መወቲ […]

ታሪኹ ኣቕኒኡኒ!

ብገስረጥ ምሕደራ ህዝብና ክደኪ ንባኒ ክስራዕ ኣብ ናይ ኩፖን *ሃልኪ         *ድኻም፡ ላዕልን ታሕትን ምባል ኣብ ስኽራን ትሓድሩ ክትጭንጉዑ ዊስኪ ኣብ ጓይላ እትዘሉ ወላዲት ክትበኪ ጽባሕ ምስ ተኣልየ መንቢዒና ትኪ ወይልኹም ግኡዛን ኣሳሰይቲ ምልኪ! ኣቱም ዓስቢ ኣልቦ ልኡኻት *ዘላሚ    *ረጋጺ፡ ጨቋኒ ኣብ ዝባንኩም ከሎ ናይ ሓደራ ሰኽሚ ህዝቢ […]

ዲክታቶራውያን ካብ ዝሓለፉ መሰልቶም አይማሃሩን ኢዮም!

አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ ጭንቀቱ […]

Post Feature Image
ብናይ ውሽጥን ዯገን ታይራንትስ ዜተጨውየ ምንቕስቓስ ስመር ፓልቶክ

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ […]

Post Feature Image
ኪንቲት ንረዘንቲ

ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ   20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ።     ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ።     ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ ክድፈኑ፡ […]

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር   ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ካልኣይ ዳግመ ስርርዕ ክሳብ ዝውዳእ ምጽባይ ቀሊል ኣይነበረን። ምኽንያቱ፡ ከም ኤርትራ ኣብ ዝኣመሰለት ድሕርቲ ሃገር ተሓታትነትን ናይ ኣሰራርሓ ግሉጽነትን […]