Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና፡ ምቕንጣጥ ኢዩ!!! – 4ይ ክፋል

ካቡኡ ናቡኡ ኸኣ፡ ንኤርትራውያን ኣሻቒሉ ኣብ ዘሎ ኣርእስቲ ኣትየ ክጽሕፍ እንከለኹ፡ ነቲ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገብሮ ጉዕዞን፡ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ቺፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፋን ቤንጃንኩዝ፡ ብዕለት 12/10/2008 ዝሃቦ መደረ ምርኩስ ብምግባር፡ ንዘለኒ ሓቤሬታ ንምክፋልን፡ ኣብ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ኩነታት […]

Post Feature Image
ነቲ “ጸሊም ደበና” ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ክቕንጥጦ ኣለዎ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሃገራዊ ባይቶ፡ ነጻ መራኸቢ ብዙሓን፡ ስርዓተ ሕግን ቅዋማዊ ስርዓትን ዝጽይኑሉ እንኮ ምኽንያት እንተልዩ፡ ሽፍትነትን ውዲትን ኣብ ቅድሚ ‘ቶም ናይ ተሓታትነትን ግልጽናን መድረኻት ዝኾኑ ዲሞክራስያዊ ትካላት ኣሳልጦ ክረክብ ዕድል ስለዘይብሉ እዩ።

Post Feature Image
ልቢ የዕቢና ካብ ምዝራብ ተቖጢብና ኔርና’ሞ: ምርጫኻ ካብ ኮነ ግን ሎምስ ክንዛረብ

ዝኸበርካ ሰመረ ኣነን ንስኻን ድሕሪ’ቲ ከምስጋ ጎዛዚኹም ኣጥፍኡለይ ኢልካ ነቶ ጸላእተይ ትብሎም ዘለኻ ሕጂ ናይሽዑ ግን ጎይተትካን መሻርክትኻን ሃገራዊ ድሕነት ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዘይፈልጦ ቤት ማሕቡስ ደርጊምካኒ ካብትኸይድ ንመጀመርታ ግዜ ብመርበብ ሓበሬታ ሎሚ ንራኸብ ኣለና::

Post Feature Image
ጋዜጣዊ መግለጺ : ኤርትራውያን ማሕበራት ሰብኣዊ መሰላት ተጠቃምነት ጎነጽ ደው ክብል ይጽውዓ!

ዲሞክራውያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ’ (RSADO) ኣካል ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እዩ። ስለዚ ድማ ንሕና፡ ንኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ነተን ሓቝፉወን ዘሎ ኣባላት ውድባትን ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ኣብቲ ድሮ ተሃዊኹ ዘሎ ዞባ ብቐሊሉ ካብ ምቍጽጻር ወጻኢ ክኸውን ዝኽእል ጎነጽ ክቝጠቡ ንጽውዕ።

Post Feature Image
ጉዳመኛ ገበን

ሕማም ልቢ ሎሚ ዘበንሓኪም ዘይፈልጣ ግናይ መርዘንመመሪጻ ትወስድ ዘይብላ ሚዛንመሸፈኒት እባ ኮነት ነፈጸምቲ ገበን::

Post Feature Image
“ብሰንኪ”

ብሰንኪ”ብሰንኪ እገለ ፡ብሰንኪ እገሊት፡ ሰራም ቃል ሓጢኣት፡መሰታ ፍጥረት፡መዘና ኣዳም፡ ምንኣስ ሂዋን፡

Post Feature Image
መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና፡ ምቕንጣጥ ኢዩ!!! – 3ይ ክፋል

እቲ ናይ ሽዑ ምኽትል ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ኣብ ምብራቕ ጀርመን ብመንገዲ መራሕቲ ምብራቕ ጀርመን ኤሪክ ሆኒከር . . . ዘካየዶ ዝርርብ ናይቲ ምሉእ ትሕዝቶ ጽሟቕ መግለጺ ኸኣ እዚ ዝስዕብ ነበረ፦

Post Feature Image
መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና፡ ምቕንጣጥ ኢዩ!!! – 2ይ ክፋል

ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ፡ ቺፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፋን ቤንጃንኩዝ፡ ብዕለት 12/10/2008 ዝሃቦ መደረ ምርኩስ ብምግባር፡ ንዘለኒ ሓቤሬታ ንምክፋልን፡ ኣብ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ኩነታት ናይ’ቲ ከባቢ ኣመልኪተ ጹሑፈይ ከቕርብ እንከለኹ፡ ከም ቀንዲ ሕመረት ናይ’ዚ ጹሑፍ ከኣ፡ ነቲ ቃል ብቓሉ፡ “መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ […]

Post Feature Image
ጉዳመኛ ምኒስተር – ካልኣይ ክፋል

ብምቕጻል በል እሞ ዕላል ካብ ኣንዋሓናስ ካብዛ ኣብዚ ፊትና ክዮስክ ሽጋራ ከምጽእ ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለናዮስ ሽጋራ 1.50 ናቕፋ እዩ በልኮዎ ንሱ ‘ውን ሕራይ በል ግና ኣብ ካልእ ኣይትኺድ ናብታ ኣብታ ፊትና ዘላ ደኣ ይሕሸካ ኣብኡ ከለኻ ኸኣ እቲ ኣብኡ ዝጸንሓካ ሰብ ክትሪኦ መኣታን ይብለኒ።

Post Feature Image
ንሰባት ብምጽላም ንነብስኻ ዘይነበረካ ቁንጅና ክተልብሳ ኣይከኣልን እዩ፡

ብዕለት 08 ሕዳር 2008 ኣብ መርበብ ሓበረታ ኣሰናይ ዶት ኮም ናባይ ኣነጻጺሩ ዝወጸ ናይጸለመ ጽሑፍ ብፈተውቲ ተቓለስቲ ሓበረታ ምስረኸብኩ ኣንቢበዮ። ነቶም ዝሓበሩኒ ብልቢ የመስግን፡፡ ከምዚ ዓይነት ጸለመን ውጹእ ሓሶትን ዕላምኡ ብዘየገድስ ኣብልዕለይን ኣብ ልዕሊ ሓደ ሓደ ናይቃልሲ ብጾተይን ብቐጻሊ ክንዛሕ ከምዝጸንሐ ተገንዚበ፡ ሕጂ ድማ ብጽሑፍ […]

Post Feature Image
ቢትወደድ ኣብርሃ – 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ!

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ማእሰርቲ የሕቅቖም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ጀጋኑ ሓደ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ እዩ። ቢተወደድ ኣብርሃ ንውልቀመላኽነት ኢሳይያስ ብኣግኡ ስለዝተቓወመ ንልዕሊ 17 ዓመት ዓመታት ኣብ ቤትማእሰርቲ ይሓቅቕ ኣሎ። ነዚ ጸሓይ ናጽነት ኣምጺኡ ጸሃይ ንጽነት ዘይረኣየ መትከላዊ ተጋዳላይ ስርዓት ህግደፍ ክርሳዕ እዩ ዝደልዮ፡ ንሕና ግን ወትሩ […]

Post Feature Image
ሕጂ

ሕጂ ብሕጂኺ ከይተጠቀምናልኪኣሻብ ደኣ ኪድኪ ተዓዚርኪዓንተወይ አንዳበልና ትማሊ ኮንኪሎሚ ከይጸገብናክስ ናብ ዓሚ ተቐይርኪ::

Post Feature Image
ዘተ ብዛዕባ ምሕታት ዑቕባ ኣብ ኤውሮፓ

መንእሰይ ኻልድ ዓብዱ : ኣብ ሽወደን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ከም ኣማኻሪ ስደተኛታት ኮይኑ ዝሰርሕን: ንኣስታት 2 ዓመታት ከም ኣባል ናይ ብደረጃ ሃገር ስዊድን ዝቖመ NTG ASYL ዝተባህለ : ብናይ ሽወደን ሚኒስተር ኢሚግረሽን ዝነበረት ኣኒታ ግራዲን ናይ ዝምራሕ reference group ኣባል ብምኻን ዘገልገለን: ከምኡውን መስራቲ ኣብ ሽወደን […]

Post Feature Image
ርእይቶ ንሳልሳይ ክፍሊ “መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“፡፡

“መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“  ዝብል ቃል ናይ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ“ ችፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፉን ቤጃንኩዝ ምርኩስ ብምግባር “ውሕሉል ፈዳይ ንጉሰ“ ሓያል ሚስጢር ዝሓዘ ጽሑፍ ኣብ ኣስና መርበብ ሓበሬታን ኣብ መርበብ ደቀባትን ኣንቢብና፡፡

Post Feature Image
ደሃይ ካብ ኤርትራ

ስርዓት ህግደፍ ህዝቢ ፈነወ ራድዮ ተቓወምቲ ከይሰምዕ ኣጠንቂቑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ ባርካ ካሕሳይ ገብሪሂወት ንህዝቢ ናይቲ ዞባ ኣኪቡ ብተቓወምቲ ሓይልታት ዝፍኖ ፈነወ ራድዮ ይኹን ናይ ኣምሓርኛ ደርፍታት ከይሰማዕ ኣጠንቂቑ። ኣብ ዒላበርዒድ ዝርከቡ ሰበስልጣን ህግደፍ ‘ውን ተመሳሳሊ መተሓሳሰቢ ኣቕሪቦም።

Post Feature Image
ሓለፍቲ ህግደፍ ደቆም ንወጻኢ የህድሙ፡ – ኮለኔል ደበሳይ ጊለን ብርሃነ ወዲ ቕጫን ብኣብነት ይጥቀሱ።

እቶም ደቅኹም ኣህዲምኩም ኢሎም፡ ንስድራቤታት ኤርትራ ዘበሳብሱ፡ ዝኣስሩን ዝመቝሑን ሓለፍቲ ህግደፍ ንገዛእ ርእሶም ደቆም ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን የህድሙ ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

Post Feature Image
ኩሉ ሓይልና ኣንጻር ህግደፍን ንቕዋማዊ መንግስትን ይኩን!- መልሲ ን”ኣፍን ግብርን መራሕቲ ኪዳን ክቕላዕ መንእሰይ ኤርትራ ተሰራዕ”

ብፈለማ ደቒ ሃገር ኩሉኩም ከመይ ኣለኩም። መበገሲ ጽሑፈይ ኣብ መስከረም ዶት ነት ዝበሃል መርበብ ሓበሬታ ብ”ኣፍን ግብርን መራሕቲ ኪዳን ክቕላዕ መን እሰይ ኤርትራ ተሰራዕ” ዝብል ኣርእስቲ እዩ።  መብዛሕትኡ እኳ ዝሰማምዓሉ ነጥቢ እንተሃለወ ኣብ’ቲ ዘይተሰማማዕኩሉ ነጥቢ  ወስ ከብል እሞ ናብ ሓናጺ ዝኮነ ልዝብ ምእንቲ ክንኣቱ።