Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
“ነጻነት ንመን?”

ነጻነት ንመን? ንህዝቢ’ዶ ንገፋዒ ንቁሩባት’ዶ ንህዝቢ መንቢዒ ንሰላም’ዶ ንጨካናይ ረጋጽ ፍትሒ ንዲሞክራሲ’ዶ ንሕጊ ኣልቦ መራሒ ብቐጻሊ ህዝቢ ዘጽንት ህድገፋዊ ነጻነት ንመን? ንህዝቢ’ዶ ንገፋዒ።   መንእሰይ ነፊጹ ካብ ዝፈትዋ ዓዱ ሽግር በዚሒዎም ከይፈተዉ ዝተገዱ ብኹሉ ማእዝናት ክወጽኡ ክስደዱ ነጻነት ኤርትራ ባርነት ወሊዱ ንእሽቶ ዓብዩ ብስቓይ ተቐርዲዱ […]

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን መበል 26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ክጽምብሉዎ ቀንዮም።

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንመበል 26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ልክዕ ከምቲ ንዝሓለፉ ሓያለ ዓመታት ክገብሩዎ ዝጸንሑ ኣብ ክልተ ደምበታት ማለት ደለይቲ ፍትሕን፣ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓትን ተኸፋፊሎም ብዝተፈላለየ መልክዕን ኣገባብን ክጽምብሉዎ ቀንዮም። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝቕጽል ዘሎ ጽምብል ደለይቲ […]

ሚኒስተር ጥዕናን ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረኢየሱስ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኮይኑ ተመሪጹ።

ሚኒስተር ጥዕናን ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረኢየሱስ፣ ሎሚ 23 ኣብ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ውድብ ሕብራት ሃገራት፣ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኮይኑ ብልዑል ድምጺ ተመሪጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ኒው-ዮርክ ታይምስ፣ ዶር ቴድሮስ፣ ኣብ መወዳእታ ዙርያ ናይቲ ምርጫ ካብ 186 ሃገራት ናይ […]

ኣብ’ቲ ትማሊ ምሸት ኣብ ‘ማንቸስተር ኣሬና’ ዝተኻየደ ነብሰ ቅትለታዊ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ቆልዑ ዝርከቡዎም 22 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 59 ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣረጋጊጾም።

ኣብ’ቲ ትማሊ ምሸት 22 ግንቦት፣ ብኣመሪካዊት ውርይቲ ደርፊት ኣርያና ግራንደ ኣብ ማንቸስተር ኣሬና ዝቐረበ ምርኢት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ኣብ ሓደ ካብቶም መዋጽኦታት ናይቲ ኣዳራሽ ኣብ ዝተኻየደ ነብሰ ቅትለታዊ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ቦምባ፣ ቆልዑ ዝርከቡዎም 22 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 59 ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣረጋጊጾም። ፖሊስ፣ እቲ ዝተሰነዐ […]

ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፡ መርዚ ቀሪብካ መዓር ብላዕ ማለት’ዩ

ከም ግቡእ፡ እቲ ልዑል መስዋእቲ ከፊሉን ሓሳረ መከራ ተጻዊሩን ንባዕዳዊ መግዛእቲ ስዒሩ ልኡላውነት ኤርትራ ዘረጋገጸ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽምብል ናጽነት ሃገሩ’ውን ብሓደ ልቢ፡ ብፍቅሪ፡ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ከብዕሎ ነይሩዎ። እንተኾነ ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ከም ዝብሃል፡ ብሰንኪ ጨፍላቂ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ፡ እዚ ዕድል’ዚ ክገብር ኣይተዓደለን፡፡ […]

“ነጻነት ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!”

ሓደ ዘደንጹ ብህሎ ብተደጋጋሚ ክበሃል ካብ እንሰምዖ ነጻነት ተጨውያ ዝብል እዩ። ወረግ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ክዝረብ ዝሰማዕኩዎስ: ፍጹም ዘደንጹ እዩ። “ነጽነት ኤርትራ ተጨውዩ እዩ ይብሉኻ። መን ብኸመይ ጨውይዎ ኢልካ ምስ እትሓቶም መልሲ ስኢኖም ጥርቅም ይብሉ። ነጻነት ዘይነበሮ ሽፍታ ገድሊ ከመይ ቢሉ ነጻነት ክምጥው ? ህዝቢ […]

ዕድመ ናብ መበል 26 ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን  ደቂ ሃገርና፥ ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ፡ ዘለናዮ ዘመን ንሕዝብና እቲ ዝሓሰመን ዝመረረን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓደገኛ`ውን ስለዝኾነ፥ ዘመን ኣፈርክቡ ኢዩ። ኤርትራ ሃገርና ናጽነታ ተጎናጺፋ ልዑላዊት ሃገር ንኽትከውን ሕዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መስዋእትነት፡ ካብ መጠን ዝሓለፈ ከምዝኾነ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እዚ ዝተኸፍለ ሕይወትን ዝባደመ ንብረትን ባጃ […]

ሕድሕድ ምንቛትን ምክፍፋልን ንህዝብና ዘረብሕ ኣይኮነን

ሕድሕድ ምንቛትን ምክፍፋልን ንህዝብና ዘረብሕ ኣይኮነን ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ደንበ ተቓዉሞ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ድሕረ ገጽ ፈይስቡክ ዝቐርብ ዘሎ ኣብ ሃይማኖት፡ ኣውራጃን፡ ብሄርን ዘተኮረ ናይ ዘተ ዛዕባታት፡ ነቲ ንህዝብና ኩሉ መዳያዊ ሰብኣዊ መሰላቱ ጊሂሱ: ኣደዳ ጭቈና፡ ህልቂት፡ ስደትን ኣጻጢሕዎ ዘሎ ውልቀ መላኺ […]

ሂወት ስዒራ

ኣለኹ በል ኣብ ህጉም ዘለኻ ኣብ ምድረበዳ ኣጻምእ፡ በረኻ ጸጋም እንተበልካ ነቕጺ የማን እንተበልካ ነውጺ ጽሓይ ህሮርማ ነራእስ ፈላጺ ቍሪ ለይቲ ንጸጕሪ ዝላጺ ማሕቡስ ዒራዒሮ የብሉን መግለጺ ማእሰርቲ ናዅራ የብሉን መግለጺ ዓዲ ኣበይቶ’ኸ እንታይ’ኺ ትገልጺ፧ ዛንታኺ ንገሪ ብዙሕ ኣይትምጸጺ መንዩ ዓጽሚ ዝሰብር ዘሎ ኣእጋር ሰብ […]

Challenging HIGDEF Style of Eritrean Independence Day Celebration, 2017, and the August 11-13, Festival in Seattle, Washington.

The  deceptive  HIGDEF style  Eritrean  Independence  Day celebration, of May 24th,  2017, and  the  scheduled  Festival of  August 11-13, 2017, in Seattle,  Washington, involving North America and Canada, will face strong public outrage, and stiff  Mass challenges, locally, nationally and internationally. The Eritrean People, inside […]

ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኣቡነ እንጦንዮስ ብጽኑዕ ሕማም ወዲቖም ኣለዉ።

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ 7 ግንቦት 2017 ብሕክምናን ኣድላዪ ጉዳይን ተባሂሎም፥ ብዘይድላዮም ካብ ቤት ማእሰርቶም ተወሲዶም። በቲ ዕለት ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ዝርከብ ሕክምና ሰብ ኣብ ዘይብሉ ጻንያ ቦታ ወሲዶም፥ መርፍእ ድሕሪ ምውግኦም፥ ኣብ ህይወቶም ኣጋጢምዎም ዘይፈልጥ ፍሉይ ናይ ሕቖ ሕማንን […]

ኤርትራ ሓደ ሃገር እምበር ሓደ ህዝቢ የብላን

ኣብ ሕብረተሰብና፡ መርዚ ወይ ስሚ ጎዳእን ቀታልን ስለዝኾነ፡ ኣሽምባይዶ ክትቀምሶ፡ ስሙ ክጽዋዕ’ውን ኣይድለን’ዩ። ሓደ ሓደ እዋን ግን፡ ነቲ ንኽትጎስሞ ወይ ክትርዕሞ ከም ስሚ ወይ ከም መርዚ ዝቀትል ሓቂ፡ ንኽትቅበሎ ዘገድድ ኩነታት ይመጽእ እሞ ከይፈተኻ ትውሕጦ። እቲ እናፈለጥካ ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኢልካ ሸለል ትብሎ ዝነበርካ […]

ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017

05/14/2017 ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017 ክቡራት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን ፡ ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን። 24 ግንቦት, 2017፡ ዝክር ዕለት ናይ’ታ ብብሁሕ እሽሓት ዝቑጸር መስዋአትን ናይ ኣካላት ስንክልናን፡ ናይ ሚልዮናት ንዋትን ተኸፊሉዋ፡ ዝተርኽበት በዓል ነጻነት፡ ብሓባር እንዝክረላ ኣግዳሲት ዕለት እያ። ይኹን እምበር […]

ELECTIONS FOR ERITREA

By Michael Abraha If multi-party elections were held in Eritrea with the next 18 months, Pres Isaias Afewerki would win by an overwhelming majority and voters would probably also grant him protection and immunity from prosecution for any political wrongdoings or crimes. Eritrea is the […]

ዕድመ ናብ መበል 26 ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን  ደቂ ሃገርና፥ ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ፡ ዘለናዮ ዘመን ንሕዝብና እቲ ዝሓሰመን ዝመረረን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓደገኛ`ውን ስለዝኾነ፥ ዘመን ኣፈርክቡ ኢዩ። ኤርትራ ሃገርና ናጽነታ ተጎናጺፋ ልዑላዊት ሃገር ንኽትከውን ሕዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መስዋእትነት፡ ካብ መጠን ዝሓለፈ ከምዝኾነ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እዚ ዝተኸፍለ ሕይወትን ዝባደመ ንብረትን ባጃ […]

“ተመርዒኻ ተዓሰብ”

“ተመርዒኻ ተዓሰብ”                                                                                                                                                 1ይ ክፋል፡  12.05.17፡ ኣብ ሕ/ሰብና መውስቦ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘተኣሳስረና ኣፋትል ሂወት ብምዃኑ ማሕበራዊ ጠባይ ዝሰረቱ ግድነታዊ መስ ርሕ ምስረታ ስድራቤት ኢዩ። ስለኡ ጾታ ብዘይፈሊ ዝኾነ ክንዲ-ሰብ ዝኣኸለ ውሉድና ነታ ጽባሕ ዝምስርታ ስድራ ክን ዲ ዝከኣሎ ምድላዋት ምስ ገበረ’ዩ ዝዋሰብ። መርዓ እምባኣር ከም […]

መግለጺ ሓዘን

ስምረት ምንይቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብሞት ናይ ሓውናን ብጻይናን፡ ካብ ቀዳሞት መስረት’ቲ ምቅስቃስና ዝኾነ ብጻይና ዓሊበኺት ዓንዶም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንምግላጽ ዝስዕብ መግለጺን ሓጺር ታሪኽ ህይወቱን ኣብ ነቕርበሉ በቲ ሓደ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ካባና ብሞት ምፍላዩ ዓሙቅ ሓዘን ክስማዓና ከሎ፡ ከም ብጻይናን መቃልስትናን ዝነበሮ ተወፋይነት […]