Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ኣይናትካን’ያ!

ግንቦት 24/2018 ብ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣይናትካን’ያ ህግደፍ ጒንበት መን ሂቡካ? ንብረት ናይ ህዝቢ’ያ ኣጥብዩ  ዘዕበየካ። ጠላማት ሓቝፍካ ጀጋኑ ትዂንን ከመይ ጌራ ጒንበት ንዓኻ ትኸውን? ኣሉ ዝኣመሉ እስከ ንገረና ከተምስል መታን ተብዕላ ምሳና ቀይሕ ደም ከፊልና ዘውጻእናያ ሓራ ብሰንኪ ጥልመትካ ጒንበት ተደፊራ ሃመማ ሻዲኑ ንህቢ […]

ኣደ ክራር፡ ወናም ኤርትራዊት ስነጥበበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመታ ሎሚ 24 ግንቦት ኣብ ስደት ሃገረ ሆላንድ ዓሪፋ።

ብምቁር ዜማታታ ኣብ ልቢ ሚልዮናት ኤርትራውያን ፍቕርን ሃገራዊ ስምዒትን ዝኾስኮሰት፡ ንያታዊ ዜማታት ትግርኛ ኣብ ምምዕባል ዓቢ ግደ ዘበርከተት፡ ኣደ ክራር፡ ወናም ኤርትራዊት ስነጥበበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመታ ሎሚ 24 ግንቦት ኣብ ስደት፡ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዓሪፋ። እታ ኣብ ሕብረተሰብና ደርፊ ከም ሞያ […]

24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነትን ብድሆን ኤርትራ – ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

 ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ 24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነትን ብድሆን ኤርትራ “ሞሳ ስውኣትና ብምኽፋል ድሕነት ሃገርን ሓርነት ህዝብናን መጻኢ ወለዶታትናን ክነውሕስ መብጸዓና ነሐድስ” ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ!  ብርግጽ ደም ካብ ረሃጽ ይሓፍስን ይረዝንን እዩ። ሃገራዊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓርነትን ንምርግጋጽ፣ ኣብ ነዊሕን መሪርን ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተኸፍለ […]

ሰላምን ናጽነትን፡ እተን ዘኽታማት ማናቱ ኤርትራ!

ሰላምን ናጽነትን ኣብ ኤርትራ ልቢ ወለዳዊ ኣስማት ኣይኮናን። ኣብ ሕብረተሰብና፡ ከም መግለጺ ባህግኻ ንእትፈትዎም ደቅኻ ብትምኒትካ ምጽዋዕ ልሙድ ከም ምዃኑ መጠን፡ እቲ ብቐጻሊ ህወከትንን ዕግርግርን፡ ስደትን ሞትን ዝረብረበ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብራህዋን ቅሳነትን ክብረ፡ ንቡር ህይወት ክፍትን፡ ባህጉ ክሰምረሉ መታን፡ ካብ ቀጽሪ ኣብያተ ጸሎቱ ምስ ወጽአ […]

ርሑስ መበል 27 በዓል ልደት ፍቕርቲ ሃገረይ

ማሕሙድ ሳልሕ (Mahmud Saleh)   ኣብዚ መበል 27 ዓመት ልደትኪ ነብዕለሉ ዕለት፥ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ከጽብቦ። “ርሑስ በዓል ልደት ብምባል ከ ዘይጅምሮ። እቶም ድቅኺ ናብ ንቡር ጥንሲ ከይበጽሕ  ዝተማወቱ፡ ምስ ምውላድኪ መይቶም። ታተ ኢልኪ ኣብ ዝተበገስክሉ ብርክኺ ቐርሲሞም ከረማስሱኺ ዝሃቀኑ፡ ሎሚ ብርኮም ይጠልሞም ኣሎ። […]

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ […]

ናብ ዲሞክራሲ ምብጻሕ ትምህርቲታት ካብ ዑዉት ምስግጋራት

ናብ ዲሞክራሲ ምብጻሕ ትምህርቲታት ካብ ዑዉት ምስግጋራት ብ ኣብረሃም ኤፍ. ሎዌንዛልን ሰርጅዮ ቢታርን ቶርኋሚ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም     ኣብረሃም ኤፍ. ሎዌንዛልን: ዘይተቐማጢ ዝለዓለ ኣባል ማሕበር ምሁራን ትካል ብሩኪንግስን፡ መስራቲ ኣመሓዳሪ ናይ ዝርርብ ኣብ ነንሕድሕድ ኣሜርካውያንን ‘ዩ። ሰርጅዮ ቢታርን: ኣቦ-መንበር ናይ ቺለ መስረተ ዴሞክራሲን፡ ዘይተቐማጢ […]

ኤርትራ፡ ሓንቲ ሃገር ክልተ መዓልቲ ናጽነት

መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ህያብ ስውኣት ስለዝኾነት፡ ሓንቲ ካብተን ፍሉያትን ክቡራትን በዓላት ሃገርና ክትከውን ግቡእ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ እታ ን30 ዓመታት ዝበሃጋ ሓቀኛ ናጽነት ኣንተዝጭብጣ፡ “ቅሰኑ ስዉኣትና፡ ሳላኹምም ጽሩይ ኣየር ናጽነት ከነተንፍስ፡ ኮሪዕና ክንነብርን ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክንሕዝን በቂዕና” ኢሉ ልዑል ምስጋናኡን ኣኽብሮቱን […]

The Time After Isaias Afeworki Left

By Petros Tesfagiorgis A rumour has spread that Isaias Afewerki has suffered heart attack and he is in Dubai/Abu Dhabi for treatment. Some people were hopeful that it may be his last and the pains and suffering of the population will end.   I searched on […]

ሕብረትን ታሪኻዊ ጕዕዞን (Forces of Unity)

 ብ ኣማኑኤል ሳህለ  ወድሰብ ፈትዩ ጸሊኡ፡ ኣብ ውሽጢቲ ነንሓድሕዱ ዝተሓጋገዝ ሕብረተሰብ እዩ ኪነብርን ኪዓብን ህላወኡ ከውሕስን ዚኽእል። ሓድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ምክብባርን ዘይብሉ ሕብረተሰብ ንኺፈርስ ዘለዎ ተኽእሎ ዓቢ እዩ። ሰብ ከም ደሴት ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን። ካብ ቀቢላ ጀሚሩ ክሳዕ ሃገርን ልዕለ-ሃገርን ደረጃ ኪበጽሕ ዝኸኣለ፡ ብናይ ሓድሕድ ምትሕግጋዝን […]

ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 500 ዝኾኑ ስደተኛታት ተታሒዞምሉ ኣብ ዝነበሩ ቤትማእሰርቲ ሊብያ 180 ዝኾኑ ስደተኛታት መንነቶም ብዘየፈልጡ ሸፋቱ ከምዝተጨውዩ ተፈሊጡ።

ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 500 ዝኾኑ ስደተኛታት ተታሒዞምሉ ኣብ ዝነበሩ ቤትማእሰርቲ ሊብያ 180 ዝኾኑ ስደተኛታት መንነቶም ብዘየፈልጡ ዕጡቓት ሸፋቱ ከምዝተጨውዩ ተፈሊጡ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ብ 14 ግንቦት ኣብ ሰብራታ ዝተባህለት ከተማ ጅምላዊ ጭውያ ዝተኻየደሉ ኣጋጣሚ፡ ሓለውቲ ናይቲ ቤትማእሰርቲ ዝኾኑ ወተሃደራት ነቶም ጨወይቲ […]

ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፡ ዕፋፈቱ ዘርግፍ ዝኣረገ ገበል

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ መበል 27 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ምስሉይነት፡ ጃህራን ሓሶትን ዝሕመረቱ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓንን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ወፈራ የካይድ ኣሎ። እቲ ጸሓፊ ህግደፍ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ኣብ “ኤምባሲ ሜድያ” ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘካየዶ ዘስደምም ግን ዝኣረገ ቃለመጠይቅ […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባተን ኣንጻሩ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ብምወላ ቐጠር በብወገኖም ክድግፉዎም ከምእተሰማምዑ ዳግም ከሲሱ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብ 14 ግንቦት 2018 ብማዕከናት ዜንኡ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባተን ኣንጻሩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት፡ ነጻ ንምቅስቓስ ሃልዩዎም ኣድማዒ ስርሒታት መታን ከሳላስሉ ብምወላ ቐጠር በብወገኖም ክድግፉዎም ከምእተሰማምዑ ዳግም ከሲሱ። እቲ ሓጺር መግለጺ፡ `ምውህሃድ ናይ’ቲ ስርሒታት ዘድምዕ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብወገን ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ካርቱም ኤምባሲ ከም ቈንስልን ቐጠር ትምውሎም ጅሃዳዊ ውድባት ዝሰርሕን ቡርሃን ዝተባህለ፡ ብወገን መንግስቲ ሱዳን ከኣ ልዋእ (ጀነራል) ሓምዲ ኣል’ሙስጣፋ ከም ኣወሃሃድቲ ስርሒታት ተመዚዞም።” ተባሂሉ። እቲ ዛንታ ሓድሽን ዘገርምን’ኳ ተዘይኰነ፡ ዓጀብ ዘብል’ዩ።` ክብል ድማ መግለጺኡ ይድምድም። ምልካዊ […]