Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ገሊጾም።

ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ንምግላጽ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓበሬታ ኣመሓላሊፎም ።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነበር ህዝብን ካልእ ንጥፈታትን ዝኣከቦ ገንዘብ ብእሙናት ተሓባበርቱ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ከምዘእተወ ምንጭታት ካብ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሮም።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነበር ህዝብን ካልእ ንጥፈታትን ዝኣከቦ ገንዘብ ብእሙናት ተሓባበርቱ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ከምዘእተወ ምንጭታት ካብ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሮም።

Post Feature Image
ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ገሊጾም።

ንእገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቃወም ደብዳበ፡ ብሽሞምን ኣድራሽኦምን ተጻሒፉ፡ ብዘይኣፍልጦኦም፡ ናብ ኣባላት ፓርላማ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ ኤርትራውያን ቁጥዐኦም ንምግላጽ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓበሬታ ኣመሓላሊፎም ።

Post Feature Image
ቕንጅትን ኣምባሰደራት ኤርትራን፡ ክልተ ገጽ ናይ ሓደ ቅርሺ!

ኣምባሳደር ማለት ብሓጺር ኣዘራርባ፡ ዝለዓለ ወኪል ሃገርን ህዝብን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ማለት`ዩ። ቀንዲ ዕማሙ ድማ፡- ኣብ ሞንጎ ክልተ ሃገራት ዘሎ ዝምድና፡ ኣብ ኣጉራዊ-ሕጊ ዝተሞርከሰ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ምምስራት ኢዩ። እቲ ዝምድና ኣብ ናጻ ማ8ዕረ መሰል ል0ኡላውነት ዝምርኮስ ብናጻ ድልየት ክልቴን ሃገራት ናብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ንግዳዊ፡ […]

Post Feature Image
ሃብታም ዝኽፈሎስ ድኻ መዓኮሩ ይሓብጦ!

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዕለት 23 ታሕሳስ 2009 ዘሕለፎ ብይን 1907/2009 መሰረት ብምግባር፡ ቅድምን ድሕሪን ውሳነ ብኹሎም ወገናት ደገፍትን ተቛወምትን ኩሉ በበቲ ዝመስሎን ዝፈልጦን ሰፋሕቲ ክትዓትን ዘመተታትን ይካየድ ምህላዉ ኩላትና ንከታተሎ ዘለና’ዩ። እዚ ብይን ናብ መን ዝቐነዐ’ዩ? እንታይ መሰረት ዘንበረ’ዩ? መን’ዩ ኸ በዚ ብይን […]

Post Feature Image
ኣብ ብሱል እዋን ዘይብሱል ኣዘራርባ፡

ብሰንኪ ማዕቐብ ዘውረዶ ቅልውላው ስርዓት ህግደፍ ብዙሕ ነገራት ይፍንቅል ከምዘሎ ቅሉዕ ነገር ኢዩ።ካብቲ ሓደ ዝጥቀመሉ ዘሎ ፍሹል ፈተነ፡ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ፡ኤርትራዊ ዜግነቶም ደርብዮም ዜግነት ናይ ዝቕመ ጡለን ሃገራት ሚሒሎም ዝተቐበሉ ገይሩ ኣንጻር ማዕቐብ ንዕለት 22 ለካቲት ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር’ዩ።

Post Feature Image
ኣባላት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክርስያዊ ኪዳንን በርጌሳዊ ማሕበራትን ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባኣባላት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክርስያዊ ኪዳንን በርጌሳዊ ማሕበራትን ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ደጊፎም።

ኣባለት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን በርገሳውያን ማሕበራትን ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ዝተበየነ ማዕቀብ ምኽንያት ብምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ሰሚናር ኣካይዱ። እቲ ሰሚናር ንማዕቀብ ብይን ቁጽሪ 1907 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ፡ ዓሙቕ ዘተ ብምክያድ፡ ሕጋውነቱን ኣድማዕነቱን፡ ኣብ ልዕሊ መሓውር ስርዓት ህግደፍን ገባቲ […]

Post Feature Image
ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ፖሊቲካዊ ውዲት ዲዩ ምሕዝነት…….ካልኣይ-ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ መንጎ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያን ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራን ዘሎ፡ ሓደገኛ ናይ ፖለቲካ ውዲት ዘይቅዱስ- ቃልኪዳን ብሓደ ወገን፡ ኣንጻር ሳንክሽን ውሳኔ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ 4-5 ነጥብታት ዝሓዘ ኣዋጅ ምውጻኩም ከይኣክል፡ ሕጂ`ውን ምስ ደገፍቲ መንግስቲ ብሓባር […]

Post Feature Image
ቅሉዕ መልእኽቲ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ሳንድየጎ

ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሃገሩ ከም ዘፍቅርን ከም ዘኽብርን ምንም ጥርጥር የብሉን።   አብ ስልጣን ዘሎ ህግደፋዊ መላኺ ስርዓት’ውን ነዚ  ስሚዒት’ዚ ስለዝፈልጥ፣ ናይ ህዝብና ስሚዒት መዝሚዙ ብምብላጽ፣ ንጹሃት ዜጋታት ብምግጋይ  ክንደይ ጊዜ  ኢዩ ብሽም ኤርትራን ህዝባን  እከይ ተግባርን፣ ሐደገኛ  ሽርሕን ዘይፈጸመ።

Post Feature Image
ሕዝባዊ ዕድመ: ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ: ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ብምኽንያት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ፣  ኤርትራውያን ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንውሕደት ኣብ ሽወደን፡  ምስ ስዊድናዊ-ኤርትራዊ ሕብረት ንዲሞክራስያዊ ምዕባለ፣ ንቀዳም ዕለት 6 መጋቢት 2010፡ ኣገዳሲ ሰሚናርን፡ ባህላዊ ምሸትን ኣዳልዩልኩም  ሰለዘሎ፡ ኣብዚ ታሪኻዊ ምሸት ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድመኩም ኣሎ።

Post Feature Image
ዑዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሮማ

ብተበግሶ መንእሰያት ኤርትራ ንለዉጢ ዝተወደበ ሰለማዊ ሰልፊ ብ 19/02/2010 ኣብ ዓዲ ጥልያን ከተማ ሮማ ተኻይዱ፡፡ ዕላማ ናቲ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ብዕለት 23/12/2009 ብባይቶ ጸጥታ ዝጸደቐ እገዳ ኣብሊዕሊ መራሕቲ ህግደፍ ዉጺኢት ናይቲ ዝገብሮ ዘሎ ጣልቃ ምእታዉ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ምትሕብባር ምስ ግብረሽበራውዉያን ብኻልእ ሸነኹ ድማ ዘይ […]

Post Feature Image
Women at war: How roles are changing

Ian Brimacombe reports on a woman who fought in the Eritrean struggle for independence from Ethiopia. She was just 13 when she became a soldier. She spent the next 16 years fighting in a brutal guerrilla war. Meriem Omer began her life as a girl […]

Post Feature Image
Women at war: How roles are changing

Ian Brimacombe reports on a woman who fought in the Eritrean struggle for independence from Ethiopia. She was just 13 when she became a soldier. She spent the next 16 years fighting in a brutal guerrilla war. Meriem Omer began her life as a girl […]

Post Feature Image
ዘለፋ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ደራሲ ኣቶ ተኪአ በየነ (ቀዳማይ ክፋል)

ኣካያዲ ባንክ አርትራ ነበርን፡ ገዲም ተጋዳላይን፡ ናይ ስነ ቁጠባ ምሁርን፡ ኣቶ ተኪኤ በየነ ሓደ ካብቶም ኣብ ሃገርና ዝፈረዩ ቀለም-ጸገብ ባእታታት ሕብረተሰብና ኮይኑ፡ ካብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ፡ ብትእዛዝ መራሒ ህግደፍ ኣቶ ኢሳያስ ካብ ስራሕ ደስኪሉ ይርከብ። ኣቶ ተኪአ፡ ቅድሚ ኣርባዕተ ወርሒ ኣቢሉ ካብ […]