Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
“ ቅዋም ኣይመውትን እዩ ፣ ሰብ እዩ መዋቲ ’’ ዶር. በረኸት ሃብተስላሴ

እዚ ቃል እዚ እቲ ኣብ ዝኽሪ መስከረም 18, 2001 ኣብ ሲያትል ዝተዋህበ ቃል ዶር. በረኸት ሃብተስላሴ እዩ ። መስከረም ኣብ ህልው ታሪኽ ኤርትራ ብኽልተ ዓበይቲ ፍጻመታት እያ ትፍለጥ ። እቲ ሓደን ቀንድን መሰረት ናጽነትና ዝኾነ ምፍላም ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ክኸውን ከሎ ፣ እቲ ካልኣይ ድማ […]

ህዝቢ ኤርትራ፡ ቤቱ ዝሃንጸሉ’ምበር ቤቱ ዘፍርሰሉ ኣይደልን’ዩ

ህዝቢ ኤርትራ፡ ቤቱ ዝሃንጸሉ’ምበር ቤቱ ዘፍርሰሉ ኣይደልን’ዩ ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፡ ዘመናዊ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ናጻ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን መሰል ስለዘሎ፡ ሰባት ብስሉጥ መዓልታዊ ህይወቶም ክመርሑ፡ ሓድሕድ ርክባት ክምስርቱ፡ ማሕበራዊ፡ ፖለቲካውን ቁጠባውን ንጥፈታቶም ከሰላስሉን ክኢሎም ኣለዉ። ብዙሓት ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን ነዚ ዕድላት’ዚ ተጠቂሞም፡ […]

እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ `ቲ ማሕበር ደብረቢዘን ን ኣባ ሉቃስን መሳርሕቶም ኣባ ባስልዮስን ብምውጋዝ ብትብዓት ዝጸሓፎ ኩነኔን፡ ብሃገራዊ ድሕነት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትን ብስም ሲኖዶስን ዝተዋህበ ግብረ መልስን

ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ትማሊ ሓሙስ ንስምረት ገዳማትን ነቶም ዝርካቦም ጳጳሳትን አኪቡ ነዚ ብማሕበር ደብረ ቢዘን ተገይሩ ዘሎ ውገዛ ብቕልጡፍ  መልሲ ሃብሉ ኢሉዎም። ይኹን `ምበር  እቶም ኣብቲ ርከብ ዝተሳተፉ ምስ ማሕበር ቢዘን ኪንረዳዳእ ዝብል ሪኢቶ ኳ እንተሃቡ፡ ጳጳሳት ናይ ግድን ክትምልሱ ኣለኩም፡ […]

መልእኽቲ ሓዘን: ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ፡ ብዝሓደራ ሕማም፡ ንነዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም 2017 አብ ሃገረ ጀርመን፡ ካስል ዓሪፋ።

መልእኽቲ ሓዘን  ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ፡ ብዝሓደራ  ሕማም፡ ንነዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም 2017 አብ ሃገረ ጀርመን፡ ካስል ዓሪፋ። ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንናጽነት ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብ እዛ ዕለት ብሞት […]

OPEN LETTER: Urgent Call for immediate humanitarian assistance for Eritrean refugees in Al Hudaydah Prison

                                                                                                            20 September 2017 OPEN LETTER   Mr. Ismail Ould Cheikh Ahmed Special Envoy of the Secretary-General for Yemen Office of the Special Envoy of the Secretary-General for Yemen Palais des Nations Avenue de las Paix 8-14 1211 Geneva 10 Switzerland   Your Excellency,   […]

The oppression of the Eritrean people must be stopped

The oppression of the Eritrean people must be stopped Totalitarian system, generalized oppression of the population, national service for life, total absence of freedom, lack of means of communication, no future other than the pursuit of enslavement: this is the hell in which Eritrean people […]

ትዕግስቲ ድዩ ፍርሒ ከቢዱና

ትዕግስቲ ድዩ ፍርሒ ከቢዱና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ዕለታዊ ዜና ሕሰምን መከራን ግፍዕን ጭቆናን መግለጺ ዘይርከቦ ዓቀኑ ዝሓለፈ ምዝመዛ ደቂ ሰባት ተከሲቱ እነሆ፣ከም ሳዕቤኑ ከኣ ስደት መናእሰይ ኤርትራ ብሓፈሻ እግሪ ዝተኸለ ኩሉ ዜጋ ሃገሩ ራሕሪሑ ክስደት ዓለም ብዓለማ በጺሑዋ።እቶም መበገሲ ስደት ኤርትራውያን ቡዙሓት እኳ […]

ካብ ሶዶም ንጎሞራ

ካብ ሶዶም ንጎሞራ ካብ ሶዶም ንጎሞራ፡ ክንደይ’ዩ ርሕቀትኪ ኤርትራ ኣበይ‘ዩ ሸላኺ ኣብቲ ናይ ግሃነም ስፍራ ዓሻክርኪ ወርወርቲ ጭማራ ተሓንገጥቲ ሴፍ፡ ተዀልኰልቲ ኻራ ትማሊ’ዶ ኣይነበሩን እቶም ጨቆንቲ „ኣምሓራ“ ካሮኦም ዝጎደመት ክሳድኪ ሓርሒራ በየን‘ድኣ ኣተዉ ሕጂ‘ኸ እዞም ህንጡያት ጭፍራ ካብ ውሻጠኺ ፈልኽ ኢሎም እንቋቝሖ ኮብራ ኣትማን ዝናኸሱ፡ […]

ሰብ እንተዘንግዐ ታሪኽ ክርስዖም ዘይክእል ሃገራውያን ጀጋኑ – (ብ ኣጋጣሚ ዝኽሪ 18 መስከረም 2001)

ሎሚ 18 መስከረም፡ እቲ ብቐጻሊ እናዓበየ ዝኸይድ ዝነበረ ግበታ ስልጣን ኢሳይያስ ኣብቂዑ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናብ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ናይ ምስግጋር ዕማም ክፍጸም ግሁድ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ዝገበሩ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራን፡ ድምጾም ንህዝቢ ኣብ ምዝርጋሕ ዝተሓባበሩ ነጻ ጋዜጠኛታትን፡ ብውልቀመላኺ ኢስይያስ ኣፈወርቂ ተመቚሖም ሃለዋቶም ናይ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ 18 መስከረም፡ ‘መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ`

Eritrean Movement for Democracy and Human Rights http://www.emdhr.net/ Registration number 034-999 NPO 85 Jeppe Street, Room 302B, Pretoria, Sunnyside, Republic of South Africa. P.O. Box 30583, Sunnyside 0132 Email: info@emdhr.net   ጋዜጣዊ መግለጺ 18 መስከረም፡ ‘መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ` ህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ከም ሃገርን ህዝብን […]

ምጉት ስርዓት ህግደፍ፡ “ዋላ ትንፈር ጤል’ያ”

ስርዓት ህግደፍ፡ ንልዕሊ 17 ዓመታት መመላእታ፡ “ወራራት ጭፍራ ወያነ ብምምካት ልኡላውነትና ኣረጋጊጽና” ክይበለ ዝወዓለላ መዓልቲ የላን እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። እቲ ብሰበብ ባድመ ተባሂሉ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተወልዐን ንሰለሰተ ዓመታት ዝቀጸለን ደማዊ ኩናት፡ ካብ ክልቲኡ ወገን ህይወት ኣሽሓት ቀዚፉ፡ ንብረት ኣዕንዩ፡ ምምዝባል ኣኸቲሉ፡ ቢልዮናት ገንዘብን […]

ብጋዜጣ ዝተላእከ ናይ ተስፋ ደብዳቤ

እዚ ኣብዚ እዋን ካብ ብቕዓቱ ይኹን ካብ ሰዓብቱ ተስፋ ቖሪጹ: ሃገርን ህዝብን ረሚሱ: ካብ ዓለምን ህዝቡን ተሓቢኡ ዝነብር ዘሎ ውልቀመላኺ: እቲ ከም ምስጢር ሒዙ ኣብ 1999 ባድመ ንምምላስ ዝህቦ ዝነበረ ንመራሕቲ ግንባራት ከይተረፈ ዘስደምም ዝነበረ ትእዛዛት ክትኣምኖ ዘሸግር እዩ ኔሩ:: ሰራዊት ኢትዮጵያ ስትራተጂኣዊ ጎቦትት ተቖጻጺሩ […]

ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየድዎ ናይ ሰላም ተበግሶ ተኾኒኑ: ዓገብ – ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ

ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየድዎ  ናይ ሰላም ተበግሶ  ተኾኒኑ: ዓገብ ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ኣብ  መስከረም. ኮም   ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ! ወያነ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ምዕባሌን ኣገዲሱዎም ኣይፈልጥን’ዩ! ዘርእስቱ ክቡር  ቀለታ ኪዳነ- ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኤሪትራውያን ስደተኛታት ኣብቲ  ጽላል/ጸግዒ  ረኺቦምሉ ዘለዉ ሃገረ ኢትዮጵያ  ምስ   ኢትዮጵያውያን ሰላም […]