Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ኣገናዕ ጀነቭ ዝወዓልካ ሕልናኻ ኣቕሲንካ

ኣገናዕ ጀነቭ ዝወዓልካ ሕልናኻ ኣቕሲንካ Tesfamariame Wel. 30/06/2015 Norway   ህዝቢ ተላዒሉ ከካብ ዝነብረለን ሃገራት ብዘይ ተጽዕኖ ብሕልና ምእንተ ዉጹዓት ተወዲኡዎ ኣስተንቲኑ ብናይ ህዝቡ ምረት ቃሉ ከስምዕ ኣብ ቅድሚ ሕቡራት ሃገራት   ሰናይ ዘመን ኮነ ጠጥዕሙ ዘበስር ንደላይ ፍትሒ ቃል ኪዳን ዘተኣሳስር ኣብ ሓደ መኣዲ […]

ጸሓፊ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ ብኣተሓሕዛ ጉዳይ ሓተትቲ ዑቕባ ንኢጣልያ ወቒሱ::

ጸሓፊ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ ብኣተሓሕዛ ጉዳይ ሓተትቲ ዑቕባ ንኢጣልያ ወቒሱ:: ጸሓፊ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ የራን ካልሚር ኢጣልያ ንእትኽተሎ ኣተሓሕዛ ሓተትቲ ዑቕባ ወቒሱ:: ንሱ ንኩነታት እቶም ማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ኣብ ኢጣልያ ዝኣትው ዘሎው ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ንምግምጋም ኣብ ሲችልያ  ወደባዊት ከተማ ካታንያ በጺሑ ምስ […]

ጳጳስ ኣመሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

ጳጳስ ኣመሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣባ ሲኖዳ ካብ ናይ ኣመሪካን ካናዳን ካብ ናይ ጵጵስና ሓላፍነት ስራሕ ተገሊፎም። ኣባ ሉቃስ ዝመርሕዎ ጉጅለ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዑደት ይገብር ምህላዉ ዝፍለጥ እዩ። ሰነ 26, 2015 ኣብ ከተማ ፊላደልፍያ ዝተኣካቡ ኣባላት ቤተ ክርስቲያናት ኣብ ዘለውዎ፥ […]

ውዕሎ ጀነቫ 26 ሰነ 2015 እቲ ፍሕሹው ገጽ ተጋዳላይ፡ ዳግማይ ኣብ ጀነቫ ርእየዮ

ውዕሎ ጀነቫ 26 ሰነ 2015 እቲ ፍሕሹው ገጽ ተጋዳላይ፡ ዳግማይ ኣብ ጀነቫ ርእየዮ ታደሰ ኪዳነ      በርሚንግሃም         29/06/2015 ድሕረ ባይታ፡ –  ዝኽትምና ዝብል ቃል ኣብ ሕ/ሰብ ኤርትራ ዝውቱር ኢዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ወይ ሓዲኦም ዝሞቱዎ ቆልዓ፡ ግቡእ ሓልዮት ናይ ወለዲ ስለ ዝጎድሎ ዘኽታም ይበሃል። ዝዘኽተመ ቆልዓ፡ ክሳብ […]

ንወ/ሮ መድህን..!

ንወ/ሮ መድህን..! ህግደፍ ተጨኒቑ ፍጹም ኣዕወንዊኑ ልዕሊ እምባሶይራ በሪኹ ገበኑ ካብ ሰብ ከይክዉሎ ገለ ሸፋፊኑ ክፉኡ ዝኸድን ዓለባ ስኢኑ ኣደድ ክፉእ ትርኢት ወጺኡ ዕርቃኑ! እታ ምኽኒት ሓሶት መሰንቖ ባድመ ዓለም ብቕኒታ ወትሩ እናጸመመ እዚ ዓማጺ ጉጅለ ሕድሪ ዝጠለመ መብጽዓ ሰማእታት ስለ ዘይፈጸመ ህዝብን ሰራዊትን ኢዱ […]

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ […]

ኣለኹ ምሳኻ ብመንፈስ

ኣለኹ ምሳኻ ብመንፈስ : ደላይ ፍትሒ ንስለይ ትቃለስ ኣውያተይ ከተስምዕ:ብለይቲ ብቐትሪ ትግስግስ ዝተረገጠ ማዕጾ  ክትኹሕኩሖ ይርኣየኒ’ሎ መሬት ከተውግሖ:: ይሰምዖ’ለኹ መቓልሕካ ድቁስ ዘበራብር ሓያል ቀላጽምካ ኣርዑት ምልኪ ዝሰብር:: ኣብ ዒላዒሮ ተመቁሐ ኣፈይ እንተ ተዓብሰ ትሕተ መሬት ኣደልሰር ስጋይ እንተበስበሰ ኣሎኹ ብመንፈስ ምሳኻ ይዕልል ተመቁሐ ኣእጋረይ ብተስፋ […]

ኣብ ጀኔቫ ዝወዓሉ ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ንኣባላት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከምዘፈራርሑዎም ተፈሊጡ።

ኣብ ጀኔቫ ዝወዓሉ ልኡኻት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ንኣባላት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብዝተወደበ መልክዕ ከምዘፈራርሑዎም፣ ሎሚ 23 ሰነ ኣብ ጀነቫ ክካየድ ንዝወዓለ መበል 29 ስሩዕ ዋዕላ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ብዝወግዒ ዝኸፈተ ፕረዚደንት ኣረጋጊጹ። ፕረዚደንት ናይቲ ዋዕላ ኣስዒቡ፣ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣባላት […]