Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን ‘ዩ።

ሓበሬታ ሓይሊ እዩ። ነዚ ሓይሊ ‘ዚ ከየዋህለልካ፡ ክትወፍር፡ ወፊርካ ከተፍሪ ወይ ወፊርካ ክትኣቱ ኣይከኣልን። ኣሰና ነዚ ጽንሰ-ሓሳብ’ዚ ሒዛ እያ ነቒላ ። ነጻ ምትሕልላፍ ሓበሬታ ብምስላጥ፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ዓይኒ ዘይብሉ፡ ኣዒንቲ ዘዐምት: ኣእምሮ ዘደንቍር መርዛም ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ተላቒቑ፡ ንቑሕ ውሳኔ (informed decision) ንኽወስድ ባይታ […]

Post Feature Image
መልሲ ንኣቶ በረኸት እስቲፋኖስ ዋ.ዲ. ( ብመኮነን ዓንደሚካኤል)

ዝኸበርኩም ኤሪትራውያን ኣነ ነዚ ጽሑፍ እዚ ካብ ዘዳልዎ መዋእል ኮይኑኒ እዩ። ክሳብ ሎሚ ክጽሕፎ ዘይከኣልኩሉ ምኽንያት ከኣ ኣብ ሓደ ምስ ደቂሰባት ክራኸበሉ ዘይክእል ብስሩዓት ሻዕቢያ ጥራይ ዝነብርዎ ካልእስ ይትረፍ ነታ ዝተጋደልኩላ ሃገረይ ረፈረንድም ከይገብር ተኸልኪለ ከም ጎቦታት ሳሕል ጽውጽው ዝብልዝነበረ ኮይኑኒ እየ ዝነብር ኔረ።

Post Feature Image
‘ኣለና’ ስ ዓቢዩዎ! ‘ኣለኹ’ ኸ ምሒር ኣይነኣሶንዶ?

ኣንታ ዳንኤል! ‘…ክላ ወደይ ስም ቀይር ኣለናስ ምሒር ዓብዩካ !!!! ኢልካ ክትጅምር! ክንድዚ ዝኣክል ዘንቀጥቅጥ ገዚፍ ምስጢር ህግደፍ ንህዝቡ ስለ ዘቕረበ! ህዝቢ ክፈልጦን፡ ክመሃረሉን ስለዝግበረ! ካብኡ ተላዒሉ ካብ ስቓዩ ዝናገፈሉ መገዲ ከናዲ ስለዝጽዓረ! ‘ኣለና’ ስ ዓቢዩዎ ክትብል! ‘ኣለኹ’ ኸ ምሒር ኣይነኣሶንዶ!  ክተቆናጽቦን ክተንኣእሶን ክትፍትን! ስለምንታይ?

Post Feature Image
ሕልሚ ወዲ ኢታይን፡ ”ወዲ ኢታያትን”

ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ፈለማ ሌላና ብቴለፎን(ስልኪ)’ዩ ዝነበረ።ኣብታ ዝሰርሓላ ዝነብርኩ ጋዜጣ ቀስተደበና እንከለኹዩ ጸሓፊት ጋዜጣ ቀስተደበና፡ሰብ ይደለየካሎ ዝበለተኒ፥ ኣብ ሓደ ሕጂ ብልክዕ መዓልቱ ኣብ ዘይዝዝክሮ ኣብ መወዳእታ ከባቢ 2000 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣስመራ። ‘

Post Feature Image
ሃየ ዝተወልዔት ሽምዓ ከይትጠፍእ !!

ብርሃነ ገ/ንጉስ ናይዛ ጽሕፍተይ ቀንዲ መንቀሊ ብዛዕባ ናይቲ ኣዲስ ኣባባ ዋዕላ ዘምጽኦ ተስፋ ዝህብ ኩነታት ደጋፊ ሓሳባት ንኣንባቢ ከካፍል ኢለ እየ። ኣቐድም ኣቢለውን ኣብ asmarino.com “My take on the Waala Addis” እትብል ብእንግልዚኛ ብዛዕባቲ ዋዕላ ስሚዒተይ ገሊጸ ኔረ።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል።

ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል።

ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

Post Feature Image
ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ናይ ኮምፒተርን ኔትዎርክን ክኢላ ዝዓዪ ዝነበረ በረኸት ገብረብርሃን ነቲ ስርዓት ከም ዝራሕርሖ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ናይ ኮምፒተርን ኔትዎርክን ብዓል ሞያ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ በረኸት ገብረብርሃን ዝተባህለ ክኢላ ንተወሳኺ ስልጠና ናብ እስራኤል ድሕሪ ምኻዱ ነቲ ስርዓት ከም ዝራሕርሖ ደንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።

Post Feature Image
ይገርመና ‘ሎ

እቲ አብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ዝግበር ዝነበረ ዓመጻትን ምእሳረን ምቕታልን ሕጂ ኩሉ በዞም ናይ ሕጂ አቦታት ናይቲ ሹዑ ግዜ ጀጋኑ ተቓለስቲ ይጸሓፍ አሎ ካብዚ ብምብጋስ ንሕና እዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ከነንብቦ አንቢብና ካኣ ንዝሓሸ ለውጢ እጂጋና ክንስብስብ ይግባኣና

Post Feature Image
ዓለባ-ልቢ!

ዓለባ-ልቢ! ዝተወልደ ክዓቢ ክኽደን ጋቢ ክማሙቕ’ሞ ክገብር ቀልቢ እዋኑ ክፈልጥ ዕድሉ ክናቢ፣ ዝቐሓረ ከብዲ እንተረኽበ ዓለባልቢ፣

Post Feature Image
ኣልፋን ኦሜጋን ዓዋሉ!

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ግርማይ ገብረማርያም /ሳንቲም/ ንህዝቢ ሰሚናር /ኣኼባ/ ኣካይዱ ነይሩ።

Post Feature Image
ኣልፋን ኦሜጋን ዓዋሉ!

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ግርማይ ገብረማርያም /ሳንቲም/ ንህዝቢ ሰሚናር /ኣኼባ/ ኣካይዱ ነይሩ።

Post Feature Image
ስርዓት ህግደፍ ሓሙሽተ ላዕለዎት ሓለፍትን ምሁራትን ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣሲሩ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣገዳሲ ሞያ ዝነበሮም፡ ገሊኦም ከኣ ኣብ ልዕለዋይ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሩ ፡ ሓሙሽተ ሓለፍትን ምሁራትን ናይቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዝተፈላለየ ግዜ ኣሲሩ ደሃዮም ኣጥፊኡዎ ከምዘሎ ድንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

Post Feature Image
YPFDJ Denmark Chairman accused of violence

Heated discussion among critics and supporters of PFDJ ensued at a private party, in the beginning of September 2010, in which the YPFDJ Denmark chairman, Senai Solommon Lemma, physically beat another Eritrean man, who openly spoke about the predicament and circumstances in today’s Eritrea.