Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ኣብ ፓናማ ሲቲ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 25 ኤርትራውያን፡ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት በስገዳድ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ስለዝተነግሮም ኣብ ከቢድ ጭንቀት ይርከቡ።

ናብ ሰሜን ኣመሪካ ንምእታው ኣብ ጉዕዞ እንከለዉ ኣብ ፓናማ ሲቲ ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝርከቡ 25 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት በስገዳድ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ምዃኖም ስለዝተነግሮም ኣብ ከቢድ ጭንቀት ከምዝርከቡ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

Post Feature Image
ዝትሓቑነ ጸባ ጠስሚ የዉጽእ፣

ኣብ መስርሕ ሓርነታዊ ቃልስና በብጊዚኡ ዘይምርድዳእን ምፍሕፋሕን ካብ ዝርኤ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣሎ፡ እቲ ብዝያዳ ጎሊሑ ዝርኤ ካአ ኣብ ሞንጎ መሰረታዉያንን መሪሕነታትን ሰልፍታትን ይኹና ዉድባት፣ ከምኡ’ዉን በርገሳዊያን ማሕበራትን ብጠቅላሉኡ ኣብ ደምበ ተቛዉሞ እንርከብ ዝርኤ ጉዳይ ኮይኑ፣ እዚ ምትፍናንን፣ ምንቅቃፍን አብ መስርሕ ሓርነታዊ ቃልስና ባህርያዊ ኢዩ.።

Post Feature Image
Giant Crack in Africa Will Become New Ocean

A 35-mile rift in the desert of Ethiopia will eventually become a new ocean or sea, researchers now confirm. The crack, 20 feet wide in spots, opened in 2005. Some geologists believed then that it would spawn a new ocean. But that view was controversial, […]

To Some, Winner Is Not American Enough

By GINA KOLATA – Published: November 2, 2009 –  The New York Times As soon as Mebrahtom Keflezighi, better known as Meb, won the New York City Marathon on Sunday, an uncommon sports dispute erupted online, fraught with racial and nationalistic components: Should Keflezighi’s triumph […]

ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ።

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009)  ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ።

Post Feature Image
Yishai: Foreigners will bring AIDS, drugs

Interior minister makes unusually harsh comments to explain his desire to expel illegal aliens Ynet Published:  10.31.09, 21:40 / Israel News         The government should force illegal aliens out of the country, as an influx of foreigners will bring drugs and disease […]

ተዓዛባይ ብስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ይሓምም፡ ንስሌኡ’ውን ይማጎት፤ እቲ በዓል ውራይከ፧ እናጉረምረመ፡ይመውት፡ ይጸንት፤

ኤርትራ ነቲ ንሰላሳ ዓመት ዝወሰደ፡ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ መሪር ቃልሲ ሰጊራ፣ ልእላውነታ ድሕሪ ምርግጋጻ፣ ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ህግደፍ ”ኣብነት ሰላምን መሰረት ምዕብልናን ኣብ ኣፍሪቓ” ክትከውን እያ ዝብል ኣጉል ተስፋታትን ትጽቢታትን ዝነበሮ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኣህዛብ ዓለም ውሑዳት ኣይንበሩን። ከም ውጽኢቱ ድማ፣ እቲ በዚ ዝተታለለ ህዝቢ […]

Post Feature Image
ዕዉት ፍጻሜታት ኣብ ኣትላንታ

ኣብ ዝሓለፈ ናይ 30 ዓመታት ታሪኽ ዕጥቃዊ ተጋድሎና, ዘይተነግሩ ‘ምበር ዝተፈጸሙ ፍጻሜታት ብዙሓት’ዩም። እቶም ኣዝዮም ኣደነቕቲ ስሪሒታት ካብ ሂወት ወድ ሰብ ምኽፋል ዝዓቢ ነገር ስለ ዘየሎ ኣብ ውሽጢ ሃገር’ዮም ተፈጺሞም። ማዕረ ማዕሪኡ ግን ኣብ ስደት ዝነብር ህዝብና’ውን እንተኾነ, ሰብኣዩ ሰበይቱ ዓቢኡ ንእሽቱኡ ኣብ ዓለም ተራእዩ […]

Post Feature Image
“ስለ ኤርትራ” ዝካየድ ዋዕላታት ንብዙሕነት ሕብረተሰብ ኤርትራ ከንጸባርቕ ከምዝግባእ ሓደ ናይ ፖለቲካ ተዓዛቢ ኣዘኻኺሩ።

“ንዲሞክራስያዊ ለውጥን መጻእን ኤርትራ ይኹን ዝኾነ ሃገራዊ ጉዳያት ዝምልከት ዋዕላታት፡ ንኤትኒካውን ፖለቲካውን ብዙሕነት ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ውጽኢታዊ ክኸውን ዝኽእል” ክብል ሓደ ናይ ፖለቲካ ተዓዛቢ ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሩ።

Post Feature Image
መንግስቲ ሊብያ ዝገፈፎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

ኣቐድም ኣቢሎም፡ ንኤውሮጳ ኣብ ጉዕዞ እንከለለዉ ጃልብኦም ብምብልሻዋ ብምትሕግጋዝ መንግስቲ ጥልያንን ሊብያን ካብ መዓት ወጺኦም ናብ ሊብያ ዝተመልሱ ዝርከቡዎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብሰበስልጣን ሊብያ ተገፊፎም ምስ ተወስዱ ደሃዮም ጠፊኡ ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

Post Feature Image
ካብ ሽጣራ ኣስመራ ሽጣራ ሰውራ ዶስ ካብ ሽጣራ ሰውራ ሽጣራ ኣስመራ

እቲ ታሪኽ ናይ ሎሚ ዓሰርተ ዓመት ካብ ወርሒ መስከረም ስጋብ ወርሒ ጥቅምቲ 1999 ዓ.መ.ፈ ኣብ ርእሲ ከተማ ኣስመራ እዩ ተፈጺሙ። ኣሰናዳእትን ወከልትን መብዛሕትኤን ብሕታዉያን ጋዜጣታት ኤርትራ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ቤት ጽሕፈት ሳንሱር ኣቶ ኢሳቕ ያሬድ ተኣከብና።