Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ሓበሬታ ካብ ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ Stockholm

ሓበሬታ ብምኽንያት ናይ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም [ ወዲ ቫካሮ] ዕረፍቲ መበል ሓደ ዓመት ንምዝካር ኩላትና ኤርትራውያን  ብሓባር  ተኣኪብና ክንውዕል ብዓቢ ክብሪ ንዕድም። ዕለት፡  ቀዳም 24 ጥቅምቲ 2015 ቦታ፡   Kista träff , Finlandslokalen ግዜ፡  ካብ ሰዓት 14:00 – 17:00 ብደሓን ምጹ። ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ […]

ሓወይ ቀዚፎሞ!!!

ሓወይ ቀዚፎሞ!!! ሰብ ግዚ ኮይኖም ሓወይ ቀዚፎሞ! ዘኽታም ኮይኑ! ንበይኑ ሪኦሞ! ኣበይ ሓቲቶሞ? ከንቱ ኣጥፊኦሞ? ዓረብ ከም ዘይኮነ! ከመይ ረሲዖሞ!።   ኣበይ ከርክብሉ ትዕቢት በርቲዕዎም ናይ ዓለም ሓገግቲ ኩሉ ባዕሎም ንሰብ! ኒዒቖሞ! ሓታቲ ዘይብሎም ዕቑባ ዝሓተተ!!! ረሺኖም! ረጊጾም ቀዳሞት ስዱዳት ታሪኾም ረሲዕም።   ቀዳማይ ምንስተር […]

ኣይትንብዒ ሃገረይ

ሃገረይ፡ ዘለኽዮ ቦታ ርሒቁኒ ወንጭፍ ዘየርክቦ ዳርባ እምኒ ስግር ባሕሪ ሰፊርኪ ምርኣይኪ ኣጊሙኒ ኣእዳውኪ ስደድለይ መደያይቦ ክኾነኒ፡   ክምለስ’የ ሃገረይ ምሳኺ ክነብር ኣብ ባይቶ ዓደቦ ቃልኪዳን ክኣስር ስድራቤት ክምስርት ክወልድ ክዝምድ  ንብዓትኪ ክደርዞ ጓሂኺ ክእብድ፡   ሃገረይ ኣይትንብዒ ክምለስ’የ ዕላልኪ ኣይመነኹን ካባኺ ክፍለ ኣይመረጽኩን ኣይፈተኹን […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ ንዘለዉ ሰብ ስታላ ካብታ ከተማ ክወጽኡ የስገድዶም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ ንዘለዉ ሰብ ስታላ ካብታ ከተማ ክወጽኡ ብምስግዳድ፣ ነቲ ድሮ ጸንኪሩ ዘሎ ቀረብ ስጋን ጸባን የጋድዶ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ቤትመኻእ ዝርከቡ ሰብ ስታላ፣ “ዓድና እዚ እዩ ናበይ ክንከይድ ደሊኹምና ኢሎም” ምስቲ ስርዓት ይከራኸሩ ከምዘለዉ እቲ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ናይ ወሃብቲ […]

ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ ዝጨወዩዎም ሓያለ ኤርትራውያን ከም ጅሆ ሒዞም የሳቕዩዎም ከምዘለዉ፣ ኣሽሓት ዶላራት ከፊሎም ዝወጽኡ ክልተ ኤርትራውያን ግዳያት ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም።

እቶም ኣሽሓት ኤትራውያን ብምጭዋይ ናብ በደዊን ሲናይ እናሸጡ ህይወት ዜጋታትና ዘባኸኑ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ዶባት ሱዳንን ዝርከቡ ራሻይዳ፣ ገና ሕጂ ‘ውን ነቲ ዘይሕጋውን ኣረሜናውን ንግድ ደቂ-ሰብ ብምቕጻል፣ ሓያለ ኤርትራውያን ጨውዮም ምእንቲ ገንዘብ የጋፍዑ ከምዘለዉ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣሽሓት ዶላራት ብምኽፋል ካብ ኢዶም […]

ኣብ እስራኤል ሓደ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ከም “ኣሸባሪ ተጠርጢሩ”፣ ብሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ተቐቲሉ።

ኣብ ከተማታት እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣  Be’er Sheva  ኣብ ዝተባህለ ኸተማ፣ ኣብ መዓርፎ ኣውቶቡስ ሓደ ዓረብ ዝመበቆሉ ኣጥቃዒ ኣብ ልዕሊ ሓደ እስራኤላዊ ወተሃደር ቅትለት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ንሓደ ከም “ኣሸባሪ ጠርጢርናዮ” ዝበሉዎ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ ብጥይት ወቒዖም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ካብ እስራኤል […]

ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ረኺቦም።

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11 ኣብ ቤትፍርዲ ክስማዕ ተወሲኑ ከምዘሎን ኣብ ቦትስዋና ዝነብር ጉዳዮም ኣብ […]

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ […]

10 ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተፈሊጡ።

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት […]

ERITREAN FOOTBALLERS SEEK ASYLUM IN BOTSWANA

News coming in from Francistown is that only 14 Eritrean players will be taking their flight home from Gaborone this evening while the other ten have refused and opted to remain in the custody of Kutlwano Police in Francistown. The visiting national team which was […]

ሰብ ኒሕን ሓቦን!

ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ  ትምለሶ፡                ጸበባና ነርሁ  ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡                ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡                ኣባጊዕና  ይብላዓ  ኣኽላባት ይነብሑ፡   […]

The short prose is an introduction to the 10 years old poem which I got in my archive: ተባዕ ቢተወደድ፡ ከማኻስ ኣይሓድ!

ተባዕ ቢተወደድ፡ ከማኻስ ኣይሓድ! (ግጥሚ – ቅድሚ 10 ዓመት) ኣንታ ሕቡእ ጅግና መን ቀበረካ ብህይወትካ ገና፡ ንስኻ ኣብ ማዕቡጥ ምስ ምሉእ ልቦና ሃገርናስ ቓዚና ዓሪቑ ዝባና ንዓኻን ከማኻን ስኢና። ብሽመት ዘይጥበር ብፍርሒ ዘይሽደድ ብግዜ ዘይቅደም ብገንዘብ ዘይእበድ፡ ተባዕ ቢተወደድ ከማኻስ ኣይሓድ ሽሕ ኮይኑ ይወለድ! ምስ […]