Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
“ካብ ጽቡቕ ሽቶስ፣ ጽቡቕ ሽም”

እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ” […]

Fetsum: Life slipping away for our opposition leaders: Time is against you to resurrect your legacy

Fetsum: Life slipping away for our opposition leaders: Time is against you to resurrect your legacy ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ “ኣብ ኤርትራ ብዙሓዊ ፖለቲካ ዶ ዲሞክራሲ ከነተኣታቱ ኢሉ ዝሓልም ሰብ ኣብ ወርሒ ወይ ካልእ ዓለምዝነበር ክኸውን ኣለዎ ብምባል፣ ንፖለቲካዊ ብዙሕነት ከም ቀደሙ ተጻዋርነት ከምዘይብሉ ዳግም ኣገንዚቡ። “ብዘይ ስልጣን ህይወት ኣይረኣየንን እዩ”” Response: That poor guy is still tripping on something thinking that he decides the fate of the Eritrean people forever standing in line at about 70 for his turn […]

መድረኽ: ተኽብተኽ ዶ ብሕሹኽሹኽ!?

እቲ ድሕሪ ኣዝዩ ከቢድ መስዋእቲ ነጻ ሃገር ዝጨበጠ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንቡር መንግስቲ ሓሪሙዎ ብምልካዊ መግዛእቲ ኢሳይያስ ተሓኒቑ ኣብ ዓዘቕቲ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፣ ንኽብደትን ሓደገኛነትን ናይቲ ሃገራዊ ቅልውላው ተገንዚቡ፣ ኣብ ምፍታሑ መሪሕ ተራ ክጻወት ዝኽእል ሓይሊ ክረክብ ዘይምኽኣሉ ተወሳኺ መርገም ኮይኑዎ፣ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዓቕሊ […]

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን: ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን።

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን       ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው እቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 1994 ኣብ ዝለዓለ ደረጃኡ […]

ሓዳሽ ፊልም ብደልየቲ ፍትሒ

ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ በደልን መከራን ብዓይኒ እቶም ምእንቲ ራህዋ ። […]

ህድእ ንበል!! – ብ ወልዱ ተኽለ

ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም’ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ከለና ንሕና ኣብ ወጻኢ እንነብር ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ እጃምና  እንታይ’ዩ?

ምሕደራ ወዳኑ

ምሕደራ ወዳኑ ባንዴራ ኣንበልቢለ ኣፈይ ዘይከፍተሉ ነጻ ሃገር ኮይነ ከም ሰብ ዘይኮርዓሉ ወደባት ወኒነ ንግዲ ዘይነግደሉ ኣብ ገዛእ መሬተይ ባርያ ዝኮነሉ ዝነኣሰት መሰል ከብደይ ዘይጸግበሉ ነዚ ድዩ ኣሻሓት ሂወት ተኸፊሉ ።   ምስ ምሉእ ኣእሙሮይ ምህሮ ተሓሪመ ናይ ጃምላ ትምህርቲ ብሓይሊ ተዓሊመ ብነጻ ከይዋሳእ ኣፈይ […]

ዓገብስ ንመስከረም ደኣ፡

ዓገብስ ንመስከረም ደኣ፡ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ነገራት ተሓቒኑ ዝጽዕየሉ፣ሕቡእ ታሪኽ ብኩሉ‘ኳ እንተዘይኮነ ንቃልዕ ዝወጻሉ፣ስርዓት ህግደፍ ጉዱ ተቐሊዑ ብውሽጥን ግዳምን ዝተፈንፈነሉ መደርኽ ኢና በጺሕና። ነዚ ተበጺሑ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፡ህግደፍ የወጻጸኣኒ፥ተቃውሞ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከውዕሎ ይኽእል ብዝብ ል መምርሒ ዝተኸሎ ፖሊሲ እንተኾነ፤ ሳላ ገለ ግዱሳት ዜጋታት ብጻዕሮም […]

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ኣርባዕተ፥

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ክምልስ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that language is not just a communication tool. It is more than that. Language is an identity. Language is the hard drive or the store […]

Post Feature Image
ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር”

ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር” ኣብ ዕለት 11/02/2014 “መን ኢዩ ወዲ ዓሊ? ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ስማይ ዝወረደ ንቢይ ድዩ?” ብዝብል ኣርእስቲ ብኣቶ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ (ወዲ ብዓታይ)፡ ዝረ ዝመበገሲኡ ፖለቲካዊ ኣልቦ ትሕዝቶ ጽሑፍ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ሪእየ። ትሕዝትኡ ነቲ ኣነ ብዕለት […]

ኣቶ ወልዱ ተኽሉ፡ ከም መምህርን ተቓላሳይን? ወይ ዘላፍይ?

ኣቶ ወልዱ ተኽሉ፡ ከም መምህርን ተቓላሳይን? ወይ ዘላፍይ? ኣሰና ከም ኣዳራሽ ዘተ ክንወስዶሞ! ኣቶ ወልዱ “መሽረፈት ነት ኣብ ዝብል ኣርእስቱ መሰረት ብምግባር ዝገለጾ፡ ከም መምሃርን ከም ተቓላሳይ ወሲድ ክሪኦ ፈቲነ። ዝተዓዘብክዎ ምስ ህዝበይ ኮይነ ክንርእዮሞ! እቲ ናይ መምህር ዘብሎ ክንወስድ፡ እቲ ተቓላሳይ ዘብሎ ክንድግፍ! ነቲ […]

Petition: The Sinai Slave Trade

Nine months pregnant and in chains, Haben’s* torturers beat her ruthlessly demanding a $35,000 ransom from her husband. She gave birth in shackles, beside other terrified captives, with only rusty metal to cut the umbilical cord. It’s unbelievable that this is happening in 2014! Click to Sign […]

ካብ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ዋዕላታትን ጉባኤታትን እንታይ ተማሂርና?

What have we learned from the past conferences and congresses of the Eritrean opppsition? ካብ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ዋዕላታትን ጉባኤታትን እንታይ ተማሂርና? ብፍስሓ ናይር ሎም ቅነ ተቃውምቲ መሪሕነት ፖሊቲካዊ ውድባት ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ገጋታቶም ተኣሪሞም ናብ ሓደ ዘሰርሕ ጽላል ክምስርቱ ኣብ ኣፈናዊ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ኣንቢብናን ፈሊጥናን […]

ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን

ህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገር ዋሽንግተንዲሲንከባቢኡን መእተዊ: ድሕሪ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ቃልሲ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ነጻነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ናብ ናይ መላእ ህዝቢ ሓርነትን ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ኣብ ክንዲ ዝትርጎም። ብሰንኪ ዓምጣሪ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ መላእ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ፣  መወዳእታ ዘይብሉ ባርነታዊ ኣገልግሎትን ሕሱም ጭኮናን። መንእሰያት ኤርትራ […]

ሓቅን ዕርቅንዶ ወይስ ሓቅን ፍትሕን ዕርቅን ኣብ ኤርትራ/ግዜኡ ድዩ ሕጂ?

ሓቅን ዕርቅንዶ ወይስ ሓቅን ፍትሕን ዕርቅን ኣብ ኤርትራ/ግዜኡ ድዩ ሕጂ?   ብፍስሓ ናይር ብዙሓት ጸሓፍቲ ኤርትራውያን ብዛዕባ ምስግጋር ካብ ምልካዊ ስርዓት ናብ ደሞክራስያ ክትንትኑ ከለዉ ብዘይካ ምውዳቅ ምልክነት እምበር ሰፊሕ ኣፍልጦ መስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራስያዊ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣካደምያዊ መጽናዕቲ ዘቅርቡ ኣይረኤናን፣ ተመክሮታት ኣብ […]

መን’ዩ ወዲ ዓሊ?(መልሲ ንመድረኻዉያንን ተደናገጽቶምን)

” መን እዩ ወዲ ዓሊ?ወዲ  ዓሊ ንኤሪትራውያን ካብ ጭቖና   ህግደፍ ከድሕን ብሰማይ ዝወረደ ነብይ  ኣይኮነን።  ሐደ ካብቶም መኮንናት  ሰራዊት  ኤሪትራ ኢዩ ነይሩ።    ኣገልጋሊ ናይዚ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ከም ዝነበረ ማንም ሰብ ዝኽሕዶ የለን”(ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ…. ወዲ በዓታይ)፡ ፡

ቲፋኖስዶ ደባስ?

ቲፋኖስዶ ደባስ? “ቲፋኖስ” መጽውዒ እቲ ኣብታ ስነ ጥበበኛ ነፍሴር ኢሳያስ ጸጋይ ዝደረሳ፡ “ንእሽቶ ሓወይ፡ ክንዲ ሓሙተይ” ዘርእስታ ፊልም፡ ከም ሽፍታ ኮይኑ ዝተዋሰአ ስነ ጥበበኛ በያን (ወዲ ብጫ) እዩ። ደባስ ድማ ሓደ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ማለት፡ ኣብ ከባቢ ኣባሻውል ኣብ ኣፍደገ ማቸሎ፡ ሳሕቲ፡ ለይቲ ጻዕዳ […]

Eritrean Domestic Abuse Study

Please take time to fill in this important questionnaire. Everything you say will be kept confidential and anonymised. We do not ask your name. This will help to address domestic abuse in the Eritrean community and create a healthier society. Click on this Link to […]

ንፈትሽ ንመራመር ዘዋጽኣና

  ንፈትሽ ንመራመር ዘዋጽኣና ንሕሰብ ብኣሊፍ ከይጠፋእና Tesfamariam W/giorgis 11/02/2014 Norway   ካብዚ ሕማቕ ዘመን ንምልቓቕ ምእንተ ድሕነት ህዝብና ንተዓረቕ ኣሕዋት ደቂ ሃገር ንምንታይ ንቛየቕ ልብና ሓደ ኸሎ ብፍላጥ ኣይንጸይቕ   እንሆ ሃገርና ናብ ጸድፊ ኣንጠልጢላ ትቑንዞላ ትሰሓል ስኣን ቁሊሕ ዝብላ ኣብ ልብናባ ንመለስ ከይጸደፈት […]

ኢ.ፒ.ዲ.ፒ!! ተሓጓምቲ ከለዉስ ተሓዝቲ ልቢ…!!

ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ እሞ ክኣ ብካብ ውሽጢ  ሃገር ዘለዉ ኣባላት ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተጻሕፈን ዝተላእከን ጌርካ ዝቐረበ ሃበስ ቀደስ ዝትሕዝትኡ ጽሑፍ ኣምቢበ ኪኒየው ፍሽኽ ኢለ ምሕላፍ ብዙሕ ትርጉም ኣይሃብክዎን ነይረ፣ እቲ ምንታይ ሃገርን ህዝብን ዘብርስ ዘሎ ኣረሜን ስርዓት እንዳ ሃለወ ምስ እዚኦም ኣብ ጓል መገዲ ተኣሊኻ […]

መን`ዩ ወዲ ዓሊ ? ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ነቢይ ዲዩ?

መን`ዩ ወዲ ዓሊ ?  ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ነቢይ ዲዩ? ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ – ለንደን እዚ ዘለናዮ ጊዜ    ውድዓዊ  ኩነታት ንለውጥጢ  በሲሉ ክነሱ ባዕላዊ  ኩነታት ግን ጌና ይመስል።  እተን  ነባራት ተቓወምቲ ውድባት ሐድነት ዘይምህላወን ይኹን ወይ ብኻልእ ምኽንያታት ከምቲ  ትጽቢት ህዝቢ ነዚ […]

ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዘይካ’ቲ መጋበርያ ስልጣኑ ዝኾነ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ህይወት ክህሉ ዘይሕሰብ ምዃኑ ደጊሙ ገሊጹ።

ኣሰና (10 ለካቲት 2014) ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠየቕ፣ ብዘይካ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ህይወት ክህሉ ኢልካ ዘይሕሰብ ምዃኑ ደጊሙ ብምግላጽ፣ ኣብቲ ብስርቅን ዓመጽን ዝሓዞ ዘይሕጋዊ ስልጣን ናይ ምንባር ገባቲ ሕልሙ ከም ቀደም ኣብ ቦትኡ ምህላዉ ብብድዐ ኣረጋጊጹ። ንሱ […]