Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
عن اسينا

اسيناي اعتقادا راسخا في حرية التعبير. الشعب الأريتري ، ولكن حرموا من هذا الحق الطبيعي. في هذا المنعطف التاريخي ، عند الرأي العام العالمي بصورة متزايدة مجتمع المعلومات ، والشعب الاريتري بقيت في الهامش ، اساسا ، نظرا لحكومة قمعيه. واستجابة لهذا الوضع الأليم ، […]

Post Feature Image
عن اسينا

اسيناي اعتقادا راسخا في حرية التعبير. الشعب الأريتري ، ولكن حرموا من هذا الحق الطبيعي. في هذا المنعطف التاريخي ، عند الرأي العام العالمي بصورة متزايدة مجتمع المعلومات ، والشعب الاريتري بقيت في الهامش ، اساسا ، نظرا لحكومة قمعيه. واستجابة لهذا الوضع الأليم ، […]

Post Feature Image
ጽባሕ

ኪንዮ ሎሚ ኣብ ጽባሕ፡ ኣረጋጊጹ ክነብር ምስ ሓረየ፡ካብ ትማሊ ሎሚ ተማሂሩ፡ሎሚ ትማሊ ከምትኸውን ተቐቢሉ፡ነብሱ ኣጸናኒዑ ጠቢሩ፡

Post Feature Image
ግፍዒ ኣማተረ መራር ዕለት ህዝቢ ዘይፈለጣ! – መስጣ ኣማተረ ዶ በልካና ባውዛ!

ምጽዋዕ ብዙሕ መከራታት ኢያ ርእያ። እዚ ኣብ ነባሮ ኣማተረ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቶም ውሱናት ህዝቢ ዝወረደ ግፍዒውን ሓደ ካብኡ እንተ ተባህለ ዝተጋነነ ኣይኮነን። እዚ ከኣ ከም ቀጻልነት ምስቲ ኣብ ውሽጢ ባጽዕ ገማግም ባሕሪ ዝነበሩ ገዛውቲ ካብ እንዳ ደናዳይ ነበር ጀሚርካ ክሳብ ርእሲ ምድሪ ዝተደምሰሰ ዝተታሓሓዘ […]

Post Feature Image
ናብ ዝኸበርካ ጆን አ. ክላርክ፣ ፒረዚደንት ነቭሳን ሪሶርስ ሊትድ ( ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ)

ብቀዳምነት ከም ናይ ሓለፊ ናይ ነቭሳን ዕደና ወርቂ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ኮይንኩም ኣብ ቢሻ እተካይድዎ ዘሎኹም፣ ናይ ማዕድን ዳህሰሳ ስራሕ፣ እንቋዕ ኣብ ዓወት ኣብጻሕኩም ንብል። እቲ ዓወትኩም ዓወት ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ ብምዃኑ።

Post Feature Image
ግፍዓዊ ኣተሓሕዛ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፓትርያትክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ንምቅዋም ኣብ ለንደን ጸሎት ተኻይዱ።

መንግስቲ ኤርትራ ንብጹእ ወ ቅዱስ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ ኣቦና ኣንጠንዮስ ንዝገብረሎም ዘሎ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ዝዅንን ናይ ጸሎት ስነስርዓት ኣብ ለንደን ከምዝተኻየደ ቢቢሲ ኣብ ሰስፈሮ ዓንቀጽ ሓቢሩ።

Post Feature Image
መንእሰይ ረኻቢ መከራ! ዝኣመነ ብሴፍ ዝከሓደ ብሴፍ! – (ሰለስተ ኣቦታት ካብ ኣስመራ)

መንእሰይ ሞተር ሃገር ተባሂሉ ብክንክን ጥዕናን፣  ብትምህርቲ፣  ብሃናጺ መግቢ፣ ስፓርት ወዘተ፣ ተኾስኪሱ ክዓቢ ዝግባእ ቀንዲ ክፋል ናይ ሕብረተ ሰብ ኣካል እዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ኤርትራና ብግልብጥሽ ኮይኑ፣ ክውዒ ብማንካ ክዝሕልን ብኢድካ ከምዝበሃል፣ ኩናት እንተመጸ ንዕኡ፣ ስራሕ ባርነት እንተሎ ንዕኡ፣ ግፋ እንተመጸ ንዕኡ፣ ስም ምኽፋእ እንተመጸ  […]

Post Feature Image
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፋትሕያ ኻልድ ኣብ ሳዋ ተኣሲራ።

ኣብ መንግስታዊት መደበር ቴሌቪዥን ኤርትራ “ኤሪ-ቲቪ”፡ ኣገልግሎት ቋንቋ ዓረብ፡ ኣቕራቢት ዝነበረት ጋዜጠኛ ፋትሕያ ኻልድ፡ ካብ ቅድሚ ወርሒ ጀሚራ ኣብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ሳዋ ተኣሲራ ከምዘላ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።