Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና

ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና “ሃገርና ከይትበርስ፥ ህዝብና ከይጸንት : ንለዓል ! ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከነካይዶ ዝጸናሕና ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 19 ጥቅምቲ ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍና […]

ኣኤናኦን!

ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም፡ ብመጀመርያ ንኣኻትኩም ንኣሰናዳእትን ኣቕረብትን ልሳን ድምጺ ውጹዓት ራድዮ ኣሰና፡ ርሑስ ልደተ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክሩስቶስን ዓመተ ሓርነትን ፍትሕን ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣውን ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሓየለ፡ ነታ ኣብ ክሳድ መላኺ ኣትያ ዘላ ዑቘት (ገመድ) ንምጽባብን ብኡ ኣቢልካውን ምትንፋስ ከሊእካ ንምቅባጹን፡ […]

ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን)

ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና […]

ኤርትራውያን ምስ ህቡብ ሙዚቀኛ ወዲ ትካቦ፣ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2014 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ብድምቀት ኣኽቢሮም።

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን […]

ERITREAN UNITY WITH DIVERSITY WORKSHOP

Eritrean Unity with Diversity Workshop December, 29-30, 2013 oakland, Califronia, USA New Year’s 2013 ended off on a momentous note with a great concert and during this time, Eritreans from different parts of the United States, Canada and also West London, decided to use this […]

ርሑስ በዓል ልደት 2014

ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን […]

ህዝብታት ኤርትራ፡ ንጽገና ዝጸውር ሕቆ የብሎምን!!

ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ […]

“ቃልስና ረብሓ ህዝቢታት ኤርትራ ምውሓስ እዩ” ዶ/ር ጽጋብ ገብረሂወት

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር  ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ […]

ማሕበረ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ፡ ንዓመተ 2014 ትማሊ ቐዳም ምስ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ኮይኑ ጸምቢሉዋ።

ኣብ ዝሓለፈ ጥቅምቲ፡ ኣንጻር መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝቃለሱ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኣብ  ዓዲ ኢንግሊዝ ዝቖመ ማሕበር ተጋደልቲ፡ ትማሊ ቀዳም 04 ጥሪ 2013 ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ምስ ዝነብሩ  ደለይቲ ለውጢ ሓይልታት ብሙኻን ንዓመተ 2014 ጸምቢሉዋ። እቲ ብማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዝዓተዓደመ ናይ ድራርን […]

ልዕሊ 30 ሽሕ፣ ሓያለ ኤርትራውያን ርከቡዎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፣ መሰል ዑቕባኦም ክሕሎ ዝጽውዕ ዕዉት ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፖሊስ እስራኤል ‘ውን “ኣብ ታሪኽ ናይዛ ሃገር ኣይሁዳውያን ዝተኻየደ ዝዓበየ ሰልፊ ስደተኛታት” ክብሉ ብዕብየቱ መስኪሮም።

ልዕሊ 30 ሽሕ፣ ሓያለ ኤርትራውያን ርከቡዎም ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል፣ ሎሚ ንጉሆ፣ ኣብ ተልኣቪቭ፣ እቲ ሓዱሽ ናይ ማእሰርቲ ሕግታት ክውገዝ፣ ብዓቢኡ መሰል ዑቕባኦም ክሕሎ ዝጽውዕ ዕዉት ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ፣ ኣብቲ ዕዉት ውዕሎ ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም። ጸጥታ ከኽብሩ ዝወዓሉ ፖሊስ እስራኤል፣ ኣብ ታሪኽ […]

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ

    ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል […]

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት።

ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ዜጋታትና ኣብ እስራኤል ንምኽባር፣ ኩሉ ዘድሊ ሕጋዊ ስጉምታት ንምውሳድ እጃምና ነበርክት። ኣብ ሃገረ እስራኤል ካብ ልዕሊ 60, 000 ስደተኛታት ኣፍሪቓውያን፣ ኣስታት 35, 000 ስደተኛታት ኤርትራውያን ምኻኖም ወግዓዊ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ገለ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ወረቐት ዘለዎም ገለ ዘይብሎም እዮም። […]

ሕድገት ዘይፍቀዶ ጥልመት! ዝሞተስ ይቕበር እምበር ኣይጽገንን (ቃል ኣሰና)

ሕድገት ዘይፍቀዶ ጥልመት! ዝሞተስ ይቕበር እምበር ኣይጽገንን “ካብ ሽሕ ቃላት ሓንቲ ስእሊ” ዝብሉዎ ብሂል መቸም መወዳእታ ዘይብሉ ኣብነታት ኢኻ ትረኽበሉ። ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት፣ ሓደ ኣበርካቲ ኣሰና ከም መሰነይታ ግጥሙ፣ ኣብ ሰድያ፣ ስደያ ብሰድያኡ ኸኣ ብዕንጨይቲ ኣውሊዕ ዝተሰርሐ ዘይኮነስ፣ እቶም እንተ ቆርበቶም ጸሓይ ከውቅዑ፣ እንተ ክፈዅሶም […]

ደምዳሚ ኣዋጅ – ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ

ደምዳሚ ኣዋጅ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ሳልሳይ ምዱብ  ኣኼባ ኣብ ታሕሳስ 21፤ 22፤ 28 2013 ዓ.ም  ኣካይዱ።  ሰልፋዊ ስርሓትን፤ ህሉው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ስርዓት ህግደፍን፤ ተራና፡ አብ ምቅልጣፍን ምውዳቕን ስርዓት ህግደፍ፤ ኩነታት ደንበ ተቓውሞን ኣተሃላልውኡን ገምጋምን ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ጸረ ህግደፍ ምልዕዓላትን […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንለውጢ

እዞም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት እንርከብ ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ንምቅዋም ብተፈላለየ መገዲ ሃገራዊ ጉቡእና ክንፍጽም ጸኒሕና ኣሎናን:: ሎሚ መቐጸልታ ናይቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ከነካይዶ ዝጸናሕና ኩሉንትናዊ ቃልሲ ካብ ዕለት 01|01|2014 ጀሚርና ብወግዒ ንእዉጅ ምህላውና ንኹልኹም ደለይቲ ለዉጢ ክንሕብር ንፈቱ:: ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ነዉሕን […]

ህጹጽ መግለጺ ንደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝን ከባቢኣን

ንኹሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ : እዋኑ እዋን ሓድነት እዩ : ነዚ መለኸት እዚ ክዉን ንምግባርን ኣብ ሓደ ንምምጽኡን ብኣቦናን ሓውናን ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ ) ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ክገብሮ ዝጸነሐ ሰሚናር መቐጸልትኡ ኣብ ዙሪኽ ንዕለት 04/01/2014 ዝተሓስበ ሰሚናር ብምምሕዳር ካንቶን ዙሪኽን ፖሊስ ዙሪክን ኣብ ዉዱእ ሰዓት ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ ጉዳይ […]

Invitation for Investment in Eritrea

By Gelmo A. Tesfa In 1999 when the country Eritrea was actively engaged in the border war with Ethiopia and when the  Eritrean regime desperately needed money for the war, it sold bonds to Eritreans in Diaspora. It collected over $10million from the sale of […]

Fetsum’s article

Fetsum: Is Wedi Vacarro running his head ahead of his tail? Is he doing things faster than his objectiveThis article will share my views on whether Wedi Vacarro’s head (Strategy) is well synchronized with his tail (tactic) to achieve his objective. I will try to […]

“ጎቦታት ጽንዓት”

“ጎቦታት ጽንዓት” -ሃሎው! ሃለው! ሓለዋ፥ -ሓለዋ ሃለው… መን ክብል? -ንመን ትደሊ ኣለኻ ሓለዋ? -መን ኢኻ ንስኻ? -ንመን ትደሊ… ሓለዋ’የ ዝብለካ ዘለኹ? -ሐደ ካብቶም ጎቦታት ጽንዓት ደልየ ኣለኹ ብህጹጽ፥ -ንምታይ ደሊኻዮም? መን ኢኻ ንስኻ ትዳህይ ዘለኻ? -ዘድለየኒ ጉዳይ ስለዘሎ ቀልጢፍካ ኣራኽበኒ ግዳይ፣ -ስማዕ ናበይ ኢኻ ደዊልካ? […]

መልእኽቲ ፍሉይ ተስፋ ሓዲስ ዓመት! – ብ ዑቕባይ ገብረመድህን

ኣቕዲመ እንኳዕ ፍሉይ ተስፋ ኣብ እነማዕድወሉ ልዳት ሓዲስ ዓመት ኣብጽሓና ክብል እፈቱ። ናይ ሎሚ ሓዲስ ዓመት ኣበዓዕላና፡ መጀመርያ ንስለ ዝኽሪ ኣማኢት ግዳያት ማያት ላምፓዱሳ፣ ኣብ ጐድኑ ዝህሉ ዝዓበየ ምኽንያት ከዓ፡ ጠንቂ ናይቲ ኩሉ ኣበሳታት ኮይኑ፡ ብቐጻሊ ኲናት ዕንወትን ሞትን፡ ጥፍኣትን ስደትን ዕለትዊ ህይወት ህዝቢ ጌሩ፡ […]

ኣለዳ

ኣለዳ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 01-01-2014 ኣሓና ክወፍራ ወጋሕታ ኣለዳ ሮማዲ ክበልዓ ፋሕ ኢለን አብ ሜዳ ገዛ ይምለሳ እንዳበላ እምባሕ ሰቲኻ ዘይውዳእ ክንሕንፍፎ በራሕ……. (ትብል መዝሙር ነይራትኒ 1975)   ሕጂኸ? ተዓዊትና ንምለስ ዶኾን ንኸውን? ከመይ ዘይንምለስ ምምላስ ተበሉኹምከ!   ከመይ ዘይንምለስ እንዳበልና ዕሰል ስመር ጭሖና ንቃለስ […]

ድሙቕ ባህላዊ ምሸት ኣብ ከተማ ከሎን ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ NRW

ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ  ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ  ዝኾነ  ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ  ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም  ኣሎ ። ዕለት    ቀዳም  4 January, 2014 ሰዓት     ካብ  ሰዓት  17,00 ኣድራሻ    Turm […]

ኣዋልድ በጠል እንትን

ኣዋልድ በጠል እንትን ረአስክን ርፍዓሁ ማሕሙድ ሳልሕ ሓጥር ዘዓት ልብል፡ ጃእር ኢፈትያ ሓጥር ምስዳር ነስእ፡ ጋድር ኢረድያ በጠል ክፋያ ልብል፡ ወቆሉ ወድያ ገያድ ቀንጽ ወመርሕ፡ ስድት እግል ላ’ርህያ እቡክን ሓጥር ቱ፡ በጠል ቱ ወ ገያድ ኣቡክን ቀንጽ እት ፍዕል፡ ኣለቡ ኣትባራድ       ም […]