Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት  ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም፣ እንታይ ደኣ ቁጠባዊ ሽግራቶም ክፈትሑ ከምዝተሰደዱ ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ን ዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም […]

Resolution 2016- Medeb Teawet TEAWET…

Here we go again, another new year with the same resolution. It’s that time again to promise oneself to stop bad habits or addictions and set your goals for a better and prosperous year. As for me, it’s the same addiction again, going through the […]

ቁማል

1977:: ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና::ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዓሪድና ሸውዓተ ቃድራ ተሪፈናና ብምባል ናጽነት እንታይ ከም እትመስል ንዘይንፈልጣ ነማዕድዋ ነበርና:: ኣዴታት ካብ ኣስመራ ቅያር ክዳን: ሕምባሻ:ፈውሲ ቁማል ሒዘን:ነቶም ኣብ ብሎኮ ዝነበሩ ወተሃደራት ብትብዓትን ሜላን ሓሊፈን እበጽሓና:: ኣዴታትና ቁማል ከይንብላዕ: ነቲ ከም ብረት ዝፍራሕ መድሃኒት ሒዘን […]

Fetsum: Good direction but a lot more to go

Amanuel Iyasu’s recent appearances including in SEMER pal talk room was a step forward to the struggle that now appears in the stage of crystallizing the grassroots based bottom up strategy towards democracy. It was a very interesting dialogue with the crowd on the current […]

ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ – 2ይ ክፋል

                              2ይ ክፋል፡ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ።         25.12.15 ቅድሚ ናጽነት። “ኣብ ዘለናዮ ሰልፊ ዓወት ወይ ሞት” እታ ኣብ ሰውራ ምስተጸንበርኩ ጎሮሮይ ዘላሕተተትኒ ጭርሖ ነበረት። ክምሓቂ ከ ምታ መዓልቲ ዕለተ-ምስላፈይ ገይረ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን። ሽዑ ኣብቲ መደበር ስልጥና ፖለቲካዊ ወይ ወተሃደራዊ ታዕ ሊም ተማሂርና ምስ ወዳእና ማሕላና ኣንጐድጒድናያ […]

ኣቡን ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዓባይ ብሪጣንያ እቶም ብዘይ ሕጊ ቤተክርስትያን ካብ ስልጣኖም ተወጊዞም ዝጸንሑ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ናብ መንበረ ጵጵስና ተመሊሶም መሪሕነቶም ክቕጽሉ ኣተሓሳሲቦም።

ኣቡን ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጋልዮስ ብምኽንያት ዕረፍቲ ናይቶም ኣብዚ ቀረባ መዓልታት  ዝዓረፉ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ተሽይሞም ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ትማሊ ኣብ ዘውጽኡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቶም ብዘይ ሕጊ ቤተክርስትያን ካብ ስልጣኖም ተወጊዞም ዝጸንሑ ልዑል ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ናብ መንበረ […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጀዳን ርያድን ዝርከቡ ካብ 1991 ንደሓር ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ናይ ቁጠባ ስደተኛታት ከምዝኾኑ ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ንሎሚ ምሸት ቆጺሩ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብፍላይ ድማ ኣብ ጀዳን ርያድን ዝርከቡ ካብ 1991 ንደሓር ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ናይ ቁጠባ ስደተኛታት እምበር ናይ ፖለቲካ ጸገም ከምዘይብሎም ብምግላጽ ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ንሎሚ ሓሙስ ምሸት 24 ታሕሳስ ቆጺሩ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም። እቲ ስርዓት […]

ደም ኤርትራውያን መባድልቲ ነዳዲን ዶላርን ክኸውን’ዩ

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰብኣዊ ክብሩን ልኡላውነቱን ንምርግጋጽ ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእቲ፡ ዝሕለፎ ሓሳረ-መከራ፡ ዝባኸነ ገንዘብን ዝዓነወ ንብረትን ብገንዘብ ዝትመን ኣይኮነን። ህዝብና ናጽነቱ ድሕሪ ምጉንጻፋ፡ ነቲ ብሰንኪ ኩናት ዝዓነወ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽላታቱ ክሃንጽ፡ ዝተሰደን ዝተመዛበለን ህዝቢ ናብ መንበሪኡ ክምለስን ክጣየስን፡ ትካላውን ቅዋማውን ኣሰራርሓ ከማዕብልን ምስ ከባቢኡን ዓለምን ኣብ […]

“ሕርቃን”

እስኪ ንሓንቲ መዓልቲ ከም ሰብ ንሕሰብ። ባህርያት ደቂ ሰባት ግን ካብ ኤርትራውያን ዝረሓቐ ከይትብሎ፣ ኩሉ እቲ ናይ ተመሳሲልካን ናይ በለጽን፣ ናይ ቅርሕንታን ስስዐን ተሰኪምናዮ ወይ ተለማሚድናዮ ከይከውን እምበር ንሱስ ካባና ክርሕቅን ክጠፍእን ኣይከአለን። ወላ ንሕና ማራ እንተፈተናዮ ንምንታይ ንሱ ዘይጸልኣናን ዘርሕቀናን ንብል ሐደ ሐደ ጊዜ […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ ብምስጢር ምስ ስዑዲ ዓረብ ቀጠርን ብምስምማዕ ኣብ ጉዳይ ሕድሕዳዊ ውግእ የመን ድሮ ዝኣተዎ ጣልቃ ብጋዜጣዊ መግለጺ ኣግሂዱዎ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ቅድሚ ሓያለ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ብምስጢር ምስ ስዑዲ ዓረብ ቀጠርን ብምስምማዕ ኣቐዲሙ ኣብ ውግእ ሕድሕድ የመን ዝኣተዎ ዕንደራዊ ጣልቃ ጋዜጣዊ መግለጺ ብምውጻእ ኣግሂዱዎ። እቲ “መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብዛዕባ’ቲ ግብረ-ሽበራ ንምቅላስ ብንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝተወስደ ተበግሶ” ብዝብል ኣርእስቲ ብ 21 ታሕሳስ ዝወጸ […]

ኣይፋልኩምን መልስዎ ደኣ ‘ድምጺ ኣመሪካ’

ኣይፋልኩምን መልስዎ ደኣ ዋሽንግተን— 4ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ብሕማም ምክንያት ሎሚመዓልቲ ከምዝዓረፉመንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጣ።ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ኣብ ቀረባኣዋርሕ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ክሕከሙ ከምዝጸንሑ እቲ ዜና ብተወሳኺይገልጽ። ስነስርዓት ቀብሪ  ኣብ ዝቕጽል ቀዳም 26 ታሕሳስ 2015 ከምዝፍጸም እቲ ዜና ብተወሳኺ ይሕብር። ቅድሚ 8 ዓመት ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ገና ብህይወት እናሃለውክቕመጡ ዝተገብሩ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ጉዳይ ሽመቶም ኣካታዒ ምንባሩ ይፍለጥ:: እዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሩ ዘሎ ዜና ብድምጺ ኣሜሪካ ካብ ዋሽንግተን ዝተዘርግሐ ኢዩ:: እቶም ብሞያ ጋዜጠኝነት ነዊሕ ዝሰርሑን ምስ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ማዕከናት ዜና ሌላ ዘለዎምን ነዚ ዜና እዚ ከዳልው ከለው ክልተ ጊዜ ርእዮሞ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዘጠራጥር […]

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ክንዲ ‘ቶም ብሓይሊ ካብ ስልጣን ዝወገዞም ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ዝመዘዞም ኣቡነ ዲስቆሮስ ዓሪፎም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅድሚ 8 ዓመት ንፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ብኢደወነኑ ብሓሊ ወጊዙ ኣብ ክንድኦም ኣብ መንበረ ጵጵስና ኣቐሚጡዎም ዝነበረ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብሕማም ሎሚ 21 ታሕሳስ ከዝዓረፉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቡነ ዲስቆሮስ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ብወቕዒ ፍርቂ ኣካላቶም ለሚሱ ኣብ ሱዳን ኣብ ሕክምና ተዓቝቦም […]

ንዝኺሪ ስውእ ጅግና ስዩም ዕቕባሚካኤል

ዓመታት ኣቑጺሩ ካብ ዝኽወል ገጽካ ድምጽኻ ጠፊኡ እቲ ምቁር ቃልካ ይሓይሽ ዶልካዮ ጽምዋ መሪጽካ ጻዕጺዑ በርቲዑ ቃልሲ ብድሕሬኻ ኣይመቀረን ቃልሲ ንስኻ ዘየለኻ ምትግባሩ ከቢዱና ናይ ቃልሲ ትልምኻ ኣይተረኸበን ዝትክእ ንዓኻ ኤርትራ ኣይወለደትን ሓቦኛ ከማኻ ተባላሓቲ ዘተግብር ራኢኻ ንጽዕር ኣሎና ክንፍጽም ለበዋኻ እታ ተካል መዓልቲ ሎሚ […]

እርማት፡ ህጹጽ ጸዋዒት ንፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኤርትራውያን (ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ)፡

እርማት፡ ኣብ ትሕቲ “ህጹጽ ጸዋዒት ንምቛም ሓይሊ ዕማም ደገፍ – ንመርማሪት ኮሚሽን“ ዘስፈርናዮ ጽሑፍ፡  ብገለ ምኽንያት፡  ከይተነጸረ ዝተረፈ መልእኽቲ ስለዝነበሮ፡  ንጹር መልእኽቱ  እነሆ ነቕርብ። ህጹጽ ጸዋዒት ንፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኤርትራውያን (ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ)፡  ዕላማ ናይ`ዚ ጸዋዒት`ዚ፡ ንደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምቛም ኣብ […]

ስኡናት ኤርትራውያን ዝመወልዎ ባይቶ’ዶ ወይስ ርኹባት ኤርትራውያን ዝመወልዎ ናይ ናይሮቢ መድረኻዊ ኣኼባ?

ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓዳር 2015 ብመድረኽ ተዓዲሙ ኣብ ኬንያ ዝተጋበአ ኣኼባ ሕላገቱ “ብርኹባት ኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ” እናተባህለ ስለ ዝተወደሰሉ፡ ኣይፋሉን እዚ ብኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከም ዘይኮነ ንምርዳእ እዩ። መድረኽ ኣብ መእተዊኦም ይኹን ኣብ መደምደምታኦም፣ ኣኼባታቶም ከምኡ እናበሉ እንተወዳደስዎ ዝገርም ኣይኮነን፡ ስለምንታይሲ ድሕሪ 15 ዓመታት፣ ንሳቶምን […]

ኣቱም ሰባት! ኣየረድ’ዩ ሰብ ጌርና!

ኣቱም ሰባት ድሓን ኣለና እናበልና እምበር ሰብ ጌርና! ስርናይ ዝዘርአ ስርናይ ከም ዝሓፍስ ኢና ንፈልጥ ዝነበርና ስለዚ ክርዳድ ካበይ ነጠበና! ስርናይ ክንሓፍስ እናተጸበና ቀናኣት ዶ ጸላእቲ ረኺብና ኢልና ተጠማሚትና ምትእምማን ስኢና። ሎሚ ግን ፈሊጥናዮ ጸላኢና ክንደይ ሰብና ምሰ’ጥፋእና ውላድና እናበልናዮ ዝዓበየ ምሳና ሓዚልና ዘዕበናዮ ኣብ […]