Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ጽዩፍን ኣረሜናውን ተግባራት ህግደፍ፡ ምልክት ስዕረትን ጭንቀትን’ዩ

ኣብ መፋርቅ 70ታት፡ ስርዓት ደርግ ስልጣን ኣብ ዝጨበጠሉ ማለት’ዩ፡ ብጸላኢ ዝተላእኩ ሰባት ኣብ ህዝቢ ዝግልገለሉ ዒላታትን ባስካታትን ስሚ ከእትዉን ንተጋደልቲ ክስልዩን ይዋፈሩ ነይሮም። ዝበዝሑ ካብቶም ብጸላኢ ኣንጻር ተጋደልትን ሰላማዊ ህዝብን እከይ ተግባራት ክፍጽሙ ዝላኣኹ ዝነበሩ ሰባት፡ ሳዕቤን ናይቲ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ኣዕናዊ ተግባራት ብዝግባእ ዘይርድእዎን ረብሓ […]

ሓጺር መልእኽቲ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ።

ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር ኣብ ለንደን ንዘጋጠመ ምህሙን ናይ ቀቢጸ ተስፋ  ፈተነ መጥቃዕቲ ልኡኻት ስርዓት ኢሰያስ  ኣብ ልዕሊ መስራትን ኣካያድን ሬድዮን ቴለቭዥንን ኣሰና ኣማንኤል እያሱ ዝተሰምዓኩም ጓህን ዘሕደረልኩም ነድርን ኣመልኪትኩም ብኣካል ብተሌፎን ፋክስን ኢመይልን ካልእን እትልእኩልና ዘለኹም ቅጽበታዊ መልእኽታት ምስናይ `ቲ ንበዳሂ መንፈስኩም ንምልክን ዕንደራን፡  […]

ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን ስቅታና ንስበር- መሪሕ ተራ ድማ ንጻወት

ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን ስቅታና ንስበር- መሪሕ ተራ ድማ ንጻወት ዋላ እኮ ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን- ብ ወሽጢ ውሽጢ ካብ ዝምስረት ሰለስተ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣባላት ኣብ ምምልማልን ማሕበር ኣብ ምድልዳልን እንተ ጸንሕ- ኩነታት ሃገርና ግና ብቀረባ ክከታትሎ እዩ ጸኒሑ፡፡ ላዕለዎት ትካላት […]

Fetsum: Liberia’s Scientific journey to Democracy

Fetsum: Liberia’s Scientific journey to Democracy Acknowledgement: I thank the ASSENNA family for its relentless service of the Eritrean people and giving me the chance to communicate with the people without a problem. Testimony: Human experience and concept of existence are as diversified as our finger prints […]

ስለዝጸናዕና መግዛእቲ ስዒርና፡ ንህግደፍ ስለዘምለኽና ጀጋኑ ነጥፍእ ኣለና

      ስለዝጸናዕና መግዛእቲ ስዒርና፡ ንህግደፍ ስለዘምለኽና ጀጋኑ ነጥፍእ ኣለና ኣብ ሕብረተሰብና፡ “ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ” ዝብል ብሂል ኣሎ። ቀጥታዊ ትርጉሙ ድማ፡ ንቤተሰብካን ዓጽመ-ስጋኻን ዝቀተለ ወይ ዝዘለፈ ውልቀሰብ ወይ ጉጅለ፡ ሸለል ኣይትብሎን ኢኻ ማለት’ዩ። ንበዳሊ ሕጊ እንተሎ ብሕጋዊ ኣገባብ ከሲስካ ናብ ፍርዲ ተቅርቦ። ብዙሕ እዋን’ውን ብዘይ […]

ሰሚናር ኤርትራውያን ባይቶ ይኣክል ማእከላይ ምዕራብ ሕ/መ/ኣመሪካ – ኢንዲያናፖሊስ ኢንድያና ሕዳር 16-17, 2019

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን (Vision & Goals) ተግባራዊ ንክኸውን፡ ስእሊ ካርታ ናይ ቃልሲ (Roadmap) ንኹላትና እተዋስእን እትጥርንፍን ኣብ […]

ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ኩነታት ኤርትራ – ብ በርሀ ፍስሃየ

ቊጠባዊ፡ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ኩነታት ኤርትራ ብዚዕባ ኩነታት ቁጠባ ሃገርና ክሓስብ እንከለኹ፡ ፈለማ ዕቚር ጸጋታት፡ ዓቕምታት ይዂን ብልጫታት፡ ፈሊኻን ኣነጺርካን ምፍላጥ ዗ድሊ ኮይኑ ይስመዓኒ። ነቶም ቀንዲ ትሑዚት ብዘሕ ሃልኺ ዗የድልዮም ኣፈናዊ ዳህሳስ ንምግባር ድማ በብሓደ ንምርኣይ ስዒቡ እንሆ፥ 1. ኣብ ሕርሻዊ መዳይ፥ መብዜሕትኡ ህዜቢ ኤርትራ ሓረስታይን […]

Open Letter of Complaint to the UN Secretary-General

5 November 2019                                            Open Letter of Complaint to the UN Secretary-General Mr A Guterres Secretary-General United Nations 405E, 42nd Street New York NY10017   Your Excellency,   Re.: Amina Jane Mohammed interview with the Eritrean Ministry of Information We write to lodge a formal […]