Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ናይ ሓዘን መግለጺ ካብ ሚሲሳጋ

ናይ ሓዘን መግለጺ ካብ ሚሲሳጋ ንነብሲሔር ሰሚራ ፍቃዱ 07/11/2013 ሰሚራ ማርያም ሚሲሳጋ እዝጊ ዝሓረያ ብኣጋ ለዋህ ኣደ ፈታው ዓጽመስጋ ማሲናወ፣ ብሕማም ኣሪጋ ኔራ ሰሚዐ’ወ ዓጽሚ ብዘይስጋ ኣምላኽ ኣንቢሩላ ናቱ ጸጋ ንበይና ጼራቶ ነቲ ዋጋ፣ ኣምላኽ ይቐበላ ላዕላይ ሰማይ መቓብርኪ ይፈልፍሎ  ‘ቲ ማይ ራሕሲ ግደፍልና ስኒት […]

ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክሰርሑ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ምኩራት ናይ ኣየር ተክኒሻናት ኣብ እስራኤል ዑቕባ ሓቲቶም ።

ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክሰርሑ ዝጸንሑ ልዑል ብቕዓት ዘለዎም ኣርባዕተ ምኩራት ናይ ኣየር ተክኒሻናት ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ እስራኤል ዑቕባ ሓቲቶም። እዞም ካብ 9 ክሳብ 20 ዓመታት ኣብ መንገዲ ኣየር ከገልግሉ ዝጸንሑ ስርዓት ህግደፍ ንዝለዓለ ትምህርቲ ናብ እስራኤል ዝለኣኾም ካብ ዕለት 31 ግንቦት ክሳብ 4 ሓምለ […]

መንግስቲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲኡ ብ30 ሰነ ብምዕጻው ኣብ ካርቱም ሱዳን ቤት ጽሕፈት ብምኽፋት ተኪእዎ።

ምዕጻው ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ፡መኸተምታ ሓደ ምዕራፍ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኤርትራ ኖርወይን ከምዝኾነ ምንጭታት ገሊጾም።ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኖርወይን ኤርትራን ቅድሚ 20 ዓመት ተመስሪቱ።እንተኾነ ኣብ 70ታትን 80ታትን ህዝባዊ ግንባር ካብ መንግስቲ ኖርወይ ዝተፈላለየ ሓገዛት ይምጠወሉ ከምዝነበረ ሰነዳት የመልክቱ። ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ ጥዕና፡ትምህርቲ፡ ምዕቃብ ኣካባብ […]

ተቐማጦ ኣስመራ ብምቁራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ ከቢድ ጸገም የጋጥሞም ከምዘሎ ካብታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ።

ተቐማጦ ኣስመራ ብምቁራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ ከቢድ ጸገም የጋጥሞም ከምዘሎ ካብታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ሳሕቲ ዝቐርብ ኣገልግሎት ኤለትሪክ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰዓት ስለዘይጸንሕ  እኽሊ ንምጥሓን መስርዕ ተጸቢኻ ከምዘይሰልጥን እቶም ብኤለትሪክ መጎጎ ዝገልገሉ ዝነበሩ ድማ ኣብቲ ብዕንጸይቲ ዝግልገል መጎጎ ንኽጥቀሙ መስርዕ ክገብሩ ከምዝግደዱ ተፈሊጡ። […]

ወዲ ገራህቱ ዝጸወዖ ኣኼባ ህግደፍ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ።

ኣብ ዝሓለፈ ዕለት 01 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኣብ ስዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምሸት ኣብ ከባቢ ሆሎዎይ ስሜን ሎንዶን ብውዲ ገራህቱ ዝተጸወዐ ኣኼባ ህግደፍ ካብ 40 ክሳብ 50 ዝኾኑ ኣባላት ህግደፍ ከም ዝተሳተፍዎ እቲ ሓበሬታ የረጋግጽ። ዕላማ ጻዊዒት ኣኼባ ወዲ ገራህቱ ነዚ ኣብዚ ቅኒያት ክግበር ተሓሲቡ […]

Malta cancels migrant deportation to Libya

Malta has cancelled flights it had booked to return migrants to Libya, after an emergency intervention by the European Court of Human Rights. The government had planned to send back people who had arrived by boat, but said it would abide by the ECHR order. […]

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ – 6ይ ክፋል

“Truth must be told, even when it hurts, as it often does.” Dr Bereket Habte Slasie. ሚዛናዊ ታሪኽ ብዝወዓሉ ኣይጽሓፍን ኢዩ ቅድሚ ናብዚ ንኡስ ኣርእስቲ ምእታውና ብዛዕባ እታ “ታሪኽ” እትብል ቃል ብንጹር ክንሰማማዓላ የድሊ። ታሪኽ ብቋንቋ ትግርኛ ዝሓለፈ ዛንታ ማለት ኢዩ። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ንሱ […]

HERE AND THERE

By Fetsum Abraham The Eritrean school system in view of students Stefanos Temolso on Eritrean education: “THE INDIAN TEACHERS NOT ONLY PAID CASH TO THE DEANS BUT THEY ALSO PAID THE DIRECTOR GENERALS AND RECRUITERS AT THE MINISTRY OF EDUCATION SO THAT THEY CAN HIRE […]

መበቆላዊ ሰነድ ራኢታት ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ።

ክቡራት ተኸታተልቲ፡ እንሆ እምባአር መበቆል ደብተር ናይቲ ቢተው ብገዛእ ጽሕፈቱ ን ብርዑን ብፍላይ ንወደብ ዓሰብ ኣተኲሩ ካብ ዝጸሓፎ በቢክፋል ከነቕርብ ተዋዲድና እነና። ስለምንታይ ኣብሎሚ ተበጺሑ ብፍሉይነት ንወደብ ዓሰብ ዝምልከት ዘቕረቦ ሰነ ድ ክቐርብ ተመሪጹ? ንሱ‘ሞ በቲ ሓደ ግዚኡ ኮይኑ፡ ብኣውራኡ ድማ ንሱ ከምቶም ካ ልኦት […]

ትብጻሕ ናብ ክቡራት ሓለፍትን ኣባላትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ባይቶ (ኤሃባደለ)

ብዛዕባ፡ ዝመጽእ ባይቶ፤ ባይቶ ኩላትና ምእንቲ ክኸውን ብመጀመርያ ንኩሉኹም ኣባላት ባይቶን መራሕትን ናይ ኣኽብሮትን ሕውነታውን ሰላምታይ አቕርብ ። ደጊመ ከኣ በቲ በብዓቕምኹም ንህዝብኹም ክትብሉ እትገብርዎ ዘሎኹም ስራሕን ተወፋይነትን ናይ ልቢ ምስጋናይ ይብጻሕኩም። ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ከስፍር ዝደረኸኒ እቲ ብብጾትና መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ […]

Post Feature Image
እንታይ ይድለ፧

እንታይ  ይድለ፧ ካብ ኩሉ ሓለፋ፡ ተስፋ። እንታይ ክንርኢ፧ ብሩህ መጻኢ። ምድላውና እንታይ ይዓዲ፧ ብንቕሓት! ክሳብ ብሂወት ምውካፍ ንሓዲሽ ትውልዲ። ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 09/07/2013 ሓሲብካ ዝሕለን፡ ዓደይ! ዕግበተይ! ሃገረይ ፍቕረይ ምሳኺለኹ ንስኺ’ኺ ክብረይ እስከ ተወከስኒ፣ ክሓስበልኪዶ! ክሕልነልኪ፧ ሓሲብካ’ዩ ዝሕለን ዲኺ ዝበልኪ፧ ንዓኺ እንታይ ይጎድለኪ፧ ኩሉ ኣማሊኡ ሂቡኪ […]

ዱልዱል ሰረት ቃልሲ ብሓልዮት

ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን  ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ ከድለያና እዩ፣ ንሱ ንምግባር ከኣ ኣነ ኣካል […]

Post Feature Image
ንዝኽሪ ጅግናን ተባዕን!!!!!!!!! ተጋዳልይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብሪጋደር ጀነራል፡

ንዝኽሪ ጅግናን ተባዕን!!!!!!!!! ተጋዳልይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብሪጋደር ጀነራል፡   ቢትወደ ኣብራሃ ዕባይ መንደፈራ ቲቦ ውዒሉ ዓዲ መንጎቲ ዝሓድራ ኣንበሳ በረኻ ዘይውስኽ ጃህራ ቖልዓ ሳንጀርጆ ጅግንነተ ብኹምራ ተገራህካዶ ብጠላማት ደቂ ኣስመራ ሓሶት ዝዕጣቖም ጥራሕ ጉራ ንሳኻ ዘይብሉ ሃገርና ሓሲራ።   ጅግና መማህርተይ ዓድወግሪ ይዝከረካዶ ከነጉሂ ንፊተውራሪ […]

ነፍሰን ሪሶርስስ፡ ጉልበት ጊላነት ኣብ ዕደና ቢሻ

ዓዋተ ዶት ኮም ብ 9 ምያዝያ 2012 ዓዋተ ዶት ኮም (ገዳብ ንይውስ) ኣንጻር ነፍሰን ሪሶርስስ ናይ ክሲ ስጉምቲ (class action lawsuits) ከም ዝተወስደ ጸብጺባ።[i] ስዒቡ ዝቐርብ ክሲ ንምድንጋር ገንዘባዊ ሰነዳት (securities) ዝምልከት ክሲ ኮይኑ ኣብ ክንዲ እቶም ኣብ ሞንጎ መጋቢት 28, 2011ን የካቲት 2012 አጠቓሊልካ […]

ደማሒን ማሕለኻታቱን!

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ቀዳማይ ክፋል፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርያ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ነዛ ብኢሳያስ ተተኺላ፡ ብእኡ ተኾስኲሳ፡ መርዛም ፍረኣ እናሃበት፡ መቐረት ህይወት ከሊኣትና ዘላ መርዛም ኦም ዓጭቀል ንምምሓው፡ ቅድም ቀዳድም ከምቲ ምስላ ኣቦታትና ዚብሎ “ገረብ ብሓኽላ” ስለ ዝኾነ፡ ንተኻሊኣን ኮስኳሲኣን ምምሓው ከም […]

Post Feature Image
ኩሉ ትፈልጦ ካብ ምዝራብ፤ ትዛረቦ ምፍላጥ እምረጽ፤ እብሉ ለባማት፤

ናይ ታሪኽ ተምራመርቲ፤ ታሪኽ ክስነድ ወይ ክጸሓፍ ከሎ ንጸሓፊኡ እመስል እብሉዎ፤ እቲ ምንታይ’ሲ ተረኽቲ ንፍጻሜታት ብኣካል ተኻፈልቲ ኮይኖም ነቲ ዝተዓዘብዎ ብድሩት ተረድኦታቶም እገልጽዎ፤ ገሊኡ ድማ ንነገራት ናይ ምዝማድ ዓቕሚ ስለ ዘሎዎም ባዕላውን ውድዓውን ኩነታት ኣዛሚዶም እስንድዎ. ፤ ወይ ድማ ኮነ ኢልካ ታሪኽ ጠምዚዝካ ንረብሓኻ ከም […]

ብዛዕባ መግለጺ ተጋዳላይ ተስፋይ ተመንዎ፡

ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ንዝሃቦ መግለጺኡ፡ ብመጀመርያ ንተስፋይ ተመንዎ ብሂወቱ ጸኒሑ ዝሓልፈ ጸሊም ታሪኽ ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክገልጽ ምብቃዑ ከመስግኖ ይፈቱ። ካብ 1970 ብምፍላይ ናይ ሰልፊ ነጻነት ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ፡ ምሕዋስ ናብ ህዝባዊ ሓይልታትን፡ ቀጺሉ ናብ ህዝባዊ ግንባርን ከምይ ኢሉ ከም ዝተበጽሔ […]

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ኢሉ ዝኣሰሮም ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብለበዳ ሕማም ተጠቒዖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ከምዝርከቡ ተፈሊጡ።

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ኢሉ ኣብ ናቕፋ ኣሲሩዎም ዘሎ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብለበዳ ሕማም ተጠቒዖም ክንሶም ግቡእ ሕክምናዊ ክንክን ብምስኣኖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ከምዝርከቡ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ መንደፈራ ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ኣሲሩዎም ዝነበረ […]

ፈስቲቫል ካስል ቁልዒ ተስፋ፡፡

ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 7 ሓምለ 2013 ብሓልዮት ጨናፍር ዞባ ኤውሮጳ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ካስል ተኻይዱ፡፡ እዚ ብዙሕ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሔ ርክብ ፈስቲቫል ብኣዳለውቱ ዝነበሮ ትጽቢት ክንደየናይ ነቢሩ እንድዒ ብትዝብተይ ግን ጽቡቕን እኹል ተሳታፋይን ምንባሩ ኢዩ፡፡እቶም ብሓላፍነት እዚ ፈስቲቫል ብጽቡቕ ኩነታት ክሓልፈሎም […]

ERITREA HAS FAILED TO REALIZE ITS REVOLUTIONARY DREAM

After the Eritrean independence war ended in 1991, Eritreans threw themselves into reconstructing the country’s shattered infrastructure, with whole villages helping out to build small dams, terrace-eroded hillsides, and plant thousands of trees. Photos by Dan Connell. Once a revolution is over, how do you judge […]

Post Feature Image
ጀነራል’ባ ኹን!

ኣንቱም ዘርኢ ፈርዖን ደቂ ግብጺ ናይ ልብኹም ተስምዑ ብድምጺ ‘*ብዒሎኻ’ ኢልኩሞ ንዓማጺ            *ወገንካ ሓዝ ሓርነትኩም ኣዊጅኩም ብግልጺ ሃገር ኣትሒዝኩማ ግቡእ ቅርጺ!   ቁጠዐ መለኽቲ ብጽንዓት መኪትኩም ንመሰልን ክብርን ሳላ እተቓለስኩም ዝፋን ህዝቢ ካብ ምልኪ መንዚዕኩም ናይ ሰላሳ ዓመት *ዘለማ ቀቢርኩም         *ረገጻ፡ ጭቆና ፍትሕን ደሞክራስን ስለ ዝጨበጥኩም *ሓውዚ […]

ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ።

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ […]

ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ግዳይ ካብ ማሕዩር ሲናይ ነጻ ወጺኣ።

ብበደዊን ሲናይ ጅሆ ተታሒዛ ዝነበረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ምስኣ ተሓይሮም ዝነበሩ 5 ግዳያት ከምልጡ ኸለዉ ብዘይምዕዋታ ብሓለውታ ተታሒዛ ዝቐነየት ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ፣ ሸኽ መሓመድ ዝተባህለ በደዊን ገባር-ሰናይ ምስቶም ሒዞማ ዝጸንሑ በደዊን ብዝገበሩዎ ምርድዳእ ነጻ ወጺኣ ከምዘላ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ […]

ሓድሽ ግንባር ዲፕሎማሲ

ሓድሽ ግንባር ዲፕሎማሲ ኣብዚ ቅንያት ዚ: መራሕ ናይ “ግንቦት ሸውዓተ” ዝተሰምየ: ሓደ ናይ ኢትዮጵያውያ ፓለቲካው ውድብ: ብዛዕባ ኣብ ሓንቲ ሃገር ምስ ራብዓይ ርእሱ ኮይኑ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ዑደት ጸብጻብ እናሃበ እንከሎ: ድምጹ ተቐዲሑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ስለዝለሓዀ: ትሕዝቶ ናይቲ ዘይተዓደምናዮ ምስጡር ኣኼባ ከም ሰብና ሰሚዕና:: […]

Post Feature Image
መጋረጃ ይቀንጠጥ 23

መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ወይ ሰብ ጨካን!!!! ዘይተወቕረ መጥሓን ኣየጥሕን ዘይተማህረ ሰብ ነየድሕን!!!!!!! ወይ ሰብ ጨካን ኣረመንየ! ዘይተምህረ!!!!!! እንታይከ ገበረ? ንሓዉ ደከረ ብኻራ መተረ ዓይኒ ሰብ ኣንቖረ ኣእምሮ ሰብ ኣደንቖረ […]

Egypt army topples president, announces transition

(Reuters) – Egypt’s armed forces overthrew elected Islamist President Mohamed Mursi on Wednesday and announced a political transition with the support of a wide range of political, religious and youth leaders. After a day of drama in which tanks and troops deployed near the presidential […]

Post Feature Image
ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ነበር፣ ነጋሽ ኣፈወርቂ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑዎ።

ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝነበረ፣ ኣቶ ነጋሽ ኣፈወርቂ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ብወግዒ ራሕሪሑ ኣብ ነርወይ ፖለትካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ልዑል ጽፍሒ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝሰርሐ ኣቶ ነጋሽ፣ ድሕሪ ሓጎስ ክሻ ዝለዓለ ተኣማንነት ከምዝዝነበሮ ይፍለጥ። በቲ ነጋሽ ዝወሰዶ ስጉምቲ […]

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ – 5ይ ክፋል

ታሪኽ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ ሓበሬታ ክንዛረብ ከለና ሓንቲ ሕቶ ኣልዒልና ኔርና። ንሳ ከኣ “ሓበሬታ መን የንቅሎ” ወይ “ሓበሬታ መን ይሰርሖ” እትብል ኢያ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ህዋስ ወይ ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኢልና ኔርና። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ምሁርን ዘይምህሩን፣ ንእሽቶን ዓብን፣ ምኩርን ዘይምኩርን ዝበሃል የብሉን። ስለዚ ብኣጠቓላሊ […]

It’s time Sweden takes Dawit Isaak seriously

With the arrival of July, Swedish politicians and government officials join the traditional mass exodus from Stockholm to begin their annual summer hiatus. For the next two months, they leave in place only a minimal staff, to keep up with routine duties. And as in […]

Post Feature Image
Saudi extends deadline for undocumented residents

Tuesday, July 2, 2013 MANILA (Updated) — The Saudi Arabian government has extended to November 3 the grace period for undocumented residents to legalize their status, the Department of Foreign Affairs (DFA) said Tuesday. The implementation of the Saudization law, which prioritizes the employment of Saudi […]

Post Feature Image
ንሱ’ዩ እቲ ሽግር!

ንሱ’ዩ እቲ ሽግር *ነሳኢ ቅሳነት          *መንዛዒ፡ መንጣሊ ንሱ’ዩ እቲ ሲኦል ባዕሉ’ዩ ደልሃመት ንሱ’ዩ *ጒራቌን ዘንብረና ኣብ ድሕረት    *ፈንጠጋር፡ ጊንጢ፡ ስግንጢር፡ ህልኸኛ ሃገርና ብምልኩ ስኢንናላ መቐረት! ንሱ’ዩ እቲ ርጉም ዘይብሉ መራቒ ንሱ’ዩ እቲ ሕሰም ንሱውን’ዩ ጭንቂ ንሱ’ዩ *ሸንባቢ ሰኽራም ናይ ኣረቂ   *ሓጫጪ፡ በሽካዕላል ዚዛረብ ንሕስያ ዘይብሉ መላኺ ጨፍላቒ! ንሱ’ዩ […]