Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!

ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!   ‘እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! ‘ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!’ እናበለ መራሕ መገዲ፡ ኬድካዮ ዘይውዳእ ጎቦን ስንጭሮን […]

ስለ ዝተጠርነፈትና; ንጽላል ከነመስግና

                                        Tesfamariam Wel. 13/04/2015 Norway   ጽላል ነቒላ ክትሓቁፍ ንኹሉ ንኹሉ ማዕረ ሻርነት ዘይብሉ ቅኑዕ ዕላማዩ ንዘስተውዓሃለሉ ንጹር መርገጺኣ እንከን ዘይብሉ   ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደቅሃገር ኣኸባ […]

ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን

ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን እቲ ንህዝብና መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱን ሓርነቱን ጊሂሱ ብቑጠባውን ማሕበራውን ሕሰም ዘሳቕዮ ዘሎ ዓመጸኛ ስርዓት፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ ዓመተ 2014 ኣትሒዙ ውን ነቲ ዜጋታት ሙሉእ ዕድሚኦም ሰሪሖም […]

ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ

      ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ             ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ  ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ […]

ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት”

ብዛዕባ “ንፖለቲካዊ መላጸ ዝሰዓረ ፖለቲካዊ ብልሒ ጀነራል ስብሓት”  ። 09.04.2015፡ መናፍሕ ሓሙስ ጽግቦ! ዮናስ፡ መጀመርታ ምስ ስድራኻን ብጮትካን ርሑስ ፋሲካ ይኩነልካ። ቀጺለ ከምቲ ዝበልካዩ ክኸውን ምእንቲ፡ ከይሳብኩዎ ንመሳቱኻ ናብናይ ኣናብባ ሃል ወሳ ይድቕድቖም እነኹ። 2ይ ክፋል “መናፍሕ ሓምስ ጽግቦ” ድሮ ወጺኣ ኣላ። ቁምነገር ጥራይ ይረኸቦ’ምበር […]

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ!

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ! ኣብ ኣእሙረይ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ምጥርናፉ ከኣ ይስእን። እዚ’ሞ እንታይ ዘገርም ኮይኑ ዘይ ንኹላትና ኢዩ ትብሉ ትኾኑ ገሌኹም፡ ሓቁ እኮ ኢዩ ኣነ ውን ብፍላይ ኣብ ከምዚ ጽምዋ ዓይነት ወይ ውን ንበይነይ ጎቦ ኣብ ዝኾንኩሉ ኣዝዩ ብዙሕ […]

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። ኣብ ኲለን ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝተኸላ ሃገራት፡ መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት ኣብ […]

ፈነዋ ተስፋማርያም ወ/ማርያም፡

  ዓዲ-ዃላ ሰሚዓዶ መርድእ ዕረፍትኻ ከተማኣ፡ ስግር ማይ-ላፎኣ ውዒላቶ`ዶ ቀብርኻ፣ ደንጎሎ (ማይጻዕዳ)፡ በጺሕዎም`ዶ መኣውይቲ ስንብታኻ። ምድሪ-ፈላሲ፡ ደቂ-ቦኽሪ ዓይላ-ጉንደት ቆሓይን፡ እንዳዝማች- ዑቕቢት ማይ-ጻዕዳ-መራጉዝ፡ ተኸላ፡ ውዒሎም`ዶ ብኽተት። ወለዶ ዓጽመ-ስጋኻ ዘሳፈሐ ከም ሮማዲ ንኣካለ-ጉዛይ፡ ንሓማሴን፡ ዝጠርነፈ ስምዲ፡ ኣብ ሓመድ-ድበኻ ዝውዕሉስ ማእለያ ዘይብሎም ህዝቢ።           […]

ሓበሬታ፡ ህዝባዊ ሰሚናር

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ “ምስ ኩሉ ፍልልያትና፡ ተኸባቢርና..” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ኣሎ። እቲ ንኹሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር፡ ን April 18/2015 ዝካየድ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣብ ሓድነት፡ ተራ ሓድነት […]

ስ ም ረ ት!

ስ ም ረ ት! ካብ  ሓውኹም  ዮውሃንስ  ጸጋይ፡  ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)፡ 07 ሚያዝያ 2015   ስ ም ረ ት!   ሽታ መሮር፡ ኣንቲ ጥዕምቲ ሽማ! ኣብ ቅርዓት ዓዲ፡ ኣብ ጽላል ሞሞና፡ ብዛተ ክንሃንጽ፡ ክንተክል ዓንድ’ና፡ ስምረት ኢኺ፡ ናይ ቀደም ቅያና፡ ህያው እትገብሪ፡ እኩብ ሓይልና።   […]

ደሃይ ካብ ኤርትራ

ሰገነይቲ ኣብ ሰገነይቲ ብመሰረት ማስተር ፕላን ብመንገስቲ ኣብ ዝትዓደሉዎ መሬት ገዛ ሰሪሖም ዝውድኡ ዜጋታት ክሸጡዎ ከለዉ ምስ ገዝኣይ ኮይኖም ናብ ቤትፍርዲ ከይዶም ብምፍርራም ከምዝሸጠን ከምዝገዝአን ተወዓዒሎም ሕጊ ከምልብሱዎ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ። ይኹን እምበር እቲ ንሓያለ ዓመታት ነዚ መስርሕ’ዚ ስቕ ኢሉ ክዕዘብ ዝጸንሐ ሽፍታ ስርዓት ግን፣ ክንደይ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

ጋዜጣዊ መግለጺ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 28/03/2015 ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ጸዊዕና ምንባርና ይዝከር። ኣብቲ ዘካየድናዮ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ከተማ ሎንዶንን ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ዝመጹ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ተሳተፍቲፎምዎ እዮም። ብፍላይ ካብ ከተማታት ወልስ ፡ ኖቲንግሃም ፡ […]

ስውእ ዮናስ ሽመንዲ!

ስውእ ዮናስ ሽመንዲ!   “ጅግና ስውእ ዮናስ ሽመንዲ ወልደማርያም፡ ንሸሞንተ ሰዓታት ተኣሲሩ ድሕሪ ምፍትሑ፡ ጸኒሖም ብረቱን ወተሃደራዊ ዕጥቁን ከረክብ ምስ ሓተቱዎ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ኪጠፍእ ሙዃኑ ስለ ዝተረድአ፡ ብቐጥታ ብረቱ ሒዙ መጺኡ፡ ነቲ ገዛውቲ ህዝቢ ንኪፈርስን ንኣኡውን ተቓውሞኡ ስለ ዘስምዐ ንኺእሰር ዝእዘዘን ካፒተን ሙሴ ነጋሲ ዚተባህለ […]

‘ሰሙናዊ ዜና ህግደፍ፡ ` ህግደፍ ዕውት ወታሃደራዊ ስሪሒት ፈጺሙ: ብዘይ ሓደ ክሳራ ናብ ቦቱ ኡ ተመሊሱ::` – ብሚካኤል ኣጎስቲኖ

         ሰሙናዊ ዜና                                                               ህግደፍ ዕውት ወታሃደራዊ ስሪሒት ፈጺሙ:                              ብዘይ ሓደ ክሳራ ናብ ቦቱ ኡ ተመሊሱ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ/ጀርመን: 4.04.2015 ናብ ሮቡዕ  ለይቲ ዝውገሔ ትማሊ 1 ሚያዝያ 2015 ብዑጡቓት ወታሃደራዊ ሰራዊት ምስ ድርዓት መካይንን ታንክታትን ኣሰንዩ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ ዝፈጸሞ ዓውት  ልዕሊ 400  ብዘመናዊ  […]

ራኢና!

ብ ኣበባ ኣብርሃ (ቶሮንቶ ካናዳ) 05/04/2015 ራኢና ብተሞክሮ ዝተጸርበ ብወጽዓ ዝረብረበ ብቃልሱ ዝዓገበ ስለዝኾነ የብሉን ዝድርበ፡ ብሩህ’ዩ ከም ጸሓይ ቀትሪ ሰና’ዩ ደላይ ፍቕሪ ስኒት’ዩ ዕጥቁ ሓቂ ሰንደቑ መሰል’በር ኣይኮነን ጨርቂ፡ ሕድሪዩ መብጽዓ ዘይጥለም ዝኸተመ ብናይደም ጽሑፍ ቀይሕቀለም ሂወት’ዩ ሂወት ክኸፍል ዝዳሎ ንዓመጽ ዝምክት ድሎ ብድሎ […]

መጸዋዕታ ንክቡራት ደቅናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን

መጸዋዕታ ንክቡራት ደቅናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን          04-04-2015                                                                      ኣብ ወጻኢ ትነብሩ  መንእሰያት ኤርትራውያን ብምቕዳም ሰላምታና ነቕርበልኩም። ኣስዒብና  እዚ መልእኽቲ  ኣብ ወጻኢ ትነብሩ ዘሎኹም ኤርትራውያን ክንብል ኰሎና ነቶም በዚ ጨቛኒ ስርዓት ህግደፍ ተታሊልኩምን ፤ተሓቢልኩምን ከም ሪሞት ኮንትሮል ተዘዊርኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ቦታ ዓመታዊ ተዓጺኹም በቲ […]

ጎረባብቲ ሃገራት ዜጋታተን ካብታ ብውግእ ተሃዊኻ ዘላ የመን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዘስግራሉ ዘለዋ እዋን፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዓቕሎም ጸቢቡዎም ዘሎ ኤርትራውያን ይግደሰሎም ከምዘየሎ ተፈሊጡ፥

ጎረባብቲ ሃገራት ዜጋታተን ካብታ ብውግእ ተሃዊኻ ዘላ የመን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዘስግራሉ ዘለዋ እዋን፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዓቕሎም ጸቢቡዎም ዘሎ ኤርትራውያን ይግደሰሎም ከምዘየሎ ተፈሊጡ፥ ኣብ ከተማታት ሰንዓ: ዓደን: ጣዒዝን ካልኦትን ኣሽሓት  ኤርትራውያን ከምዝቕመጡ ይፍለጥ:: ኢትዮጵያ እትርከበን ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ብስሩዕ መንገዲ ብመራኽብን […]

Friends of Assenna Representatives RESPOND on this email: friendsofassenna@gmail.com …… The Second Phase of the People’s Media Project is about to begin – እዋናዊ መዘኻኸሪ ንወከልቲ ኣዕሩኽ ኣሰና ብዛዕባ 2ይ መድረኽ ፕሮጀክት ራድዮ ኣሰና

Dear Friends of Assenna Representatives፡ As the official deadline has come into a close, Assenna Foundation intends to proceed to the second phase of the ‘People’s Media Project – መርፍእ ኣለና ፈትሊ ኩኑና ` as quickly as possible. While continuing to accept new volunteers, we […]

ኣቱም ኣሕዋት ክፋእና እባ ንጽላእ ካብኡ ዝኸፍእ ከይመጻና !!!

ነዊሕ ከይጸንሐ ድሕሪ ናጽነት ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ነበር፡ ንቡር ዝሳኣነ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ገለ ኣካል ሕብረተ ሰብ ክፍጽም ጀሚሩ። ኣብቲ ግዜ ህዝቢ በቲ ብስርዓት ደርግ ዝራኣዮ ግፍዕታትን ብወረ ዝሰምዖን ካብ መጠን ንላዕሊ ሰንቢሩ ብምንባሩ መዕበሲ ኣፍ ዝኸፈተ፡ ክፋእና ኣይንጽናእ ካብኡ ዝኸፍእ ከይመጻና ሃገር ከምይ […]

ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት

  ሚያዝያ 2015 ብስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን ዝሕተት ኣብ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ዝተሓተ ክሳብ’ቲ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ባዕሉ ሓጋጊ፡ ፈጻምን ወሳንን ኣካል’ዩ። ዋላ’ኳ ስማዊ  ካቢነ ሚነስተራት፡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ሓለፍቲ ግንባር ህግደፍ፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ባይቶን ካልኦት ቅርጽታት ይሃሉ፡ ኣይተ ኢሳያስ’ዩ […]

መልቐስ – ድሓን ኩን ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም

መልቐስ   ድሓን ኩን ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ሓልፊ ክፍሊ ዜና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ።   ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!! ወየኣነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቅነ!!!   ኣትላንታ መጺኤ! ሓወይ ክስኢነ!!!! ዋይ ኣነ!! ዋይ ኣነ!!! ዋይ ኣነ!!!!   ሃገሩ ንኸደሕን ብጊሓቱ […]

ሃራምን ተሃራምን ዘይብሉ ኵናት፡ ኢትዮጵያ-ኤርትራ

ትኪ እንተሎ ሓዊ ኣሎ። ኵናት እንትሎ ሃራምን ተሃራምን ክህሉ ናይ ግድን ኢዩ። መጀመርያ እዚ ለማቕነ ዘዛርብ ዘሎ  ዕደና ወርቂ ብሻን ወተሃደራዊ መደበር ማይዕዳጋን ተሃሪሙ ድዩ? ወይስ ኣይትሃርመን ዝብል ሕቶ ንመልስ። ከምቲ ናይ ትግርኛ ምሳሌ ዘይተፈስወ አይጭኖን ዝበሃል፡ ምውቃዕ ተወቒዑ ኢዩ። ነቲ ወርቂ ዝዅዕት ዘሎ ካናደዊ […]

ስርሒት ዓብደረቦ!

ስርሒት ዓብደረቦ! ቀደምʼዪ! ብዙሕ እኳ ኣይዝከረንን፡፡ ኣብ ገዛባንዳ ጥልያን ጎደና ማርኮኒ ከባቢ መስጊድ ኢዩ፡፡ ኣብ ገዛ ናይ ሓደ ዓርከቦይ ዓብደረቦ ኣትይዎም ክባሃል እሰምዕ ነይረ፡፡ ዓብደረቦ እንታይʼዩ..? ከመይ ከመይ ከ ይገብር..? ብዙሕ ኣፍልጦ ኣይነበረንን፡፡ ብሓቂ ድማ ንእሽቶ፡ ትሕቲ ዓሰርተ ዓመት ዝዕድሚኡ፡ ከመዛዝን ዘይክእል ህጻን እየ ነይረ፡፡ […]

ብመዲካል ቦርድ ኣብ ወጻኢ ክሕከሙ ዝተፈቕደሎም 85 ናይ ወሊድ ጸገም ዘለዎም ሰብ ኪዳን ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣጊዶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

ኣብ ኣስመራ ‘ኦሮታ ሪፈራል ሆስፒታል’ ዝርከቡ ብ ‘መዲካል ቦርድ’ ኣብ ወጻኢ ክሕከሙ ከምዘለዎም ዝተኣምነሎም ናይ ወሊድ ጸገም ዘለዎም 85 መጻምድትን ሰብ ኪዳንን፣ ንወጻኢ ከይዶም ከይሕከሙ ብሚኒስተር ጥዕና ስርዓት ኢሳይያስ ኣምና ኑርሕሸን ተኣጊዶም ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት ፍቓድ ተኸልኪሎም ዘለዉ ናይ ውላድ […]

Breaking News: ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ 400 ኣባይቲ ኣፍሪሱ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ትማሊ 1 ሚያዝያ ዕጡቓት ወተሃደራት ብምውፋር ኣብ ዳዕሮ ቃውሎስ 400 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ፈለማ ንህዝቢ ናይቲ ዓዲ ናብ ኣስመራ ገጹ ንኸይወጽእ፣ ካብ ኣስመራ ‘ውን ናብታ ዓዲ ንኸይኣቱ ብምዕጋት እዩ ነቲ ናይ ዕንወት ተግባር ፈጺሙዎ። ብሰንኪ ‘ዚ […]