Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
Post Feature Image
ውርደት ወይጦ ህግደፍ ኣብ ሰያትል።

ግጥም ደለይቲ ፍትሕን ተጣበቕቲ ዓመጽ ህግደፍን ኣብ ሰያትል ኣመሪካ፡- ሰያትልን ኣስመራን ብርሕቀት ጥራይ ዘይኮነ ብሕግን ናጽነትን ‘ውን ናይ ኣሽሓት ማይላት ፍልልይ ከምዘለወን መሊሱ ዝተረጋገጸሉ ኣጋጣሚ።

Post Feature Image
ናታ ገዲፋስ ናይ እንዳማታ!

ክቡራት ኣንበብቲ ከመይ ትኾኑ? ኣቐዲመ፡ ንእመንቲ እስልምና ኣሕዋትና ዮሃና ንዒድ ኣልእድሓ ኣልሙባረኽ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ከኣ ርሑስ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና እብል።

Post Feature Image
ቁስልና ኣይትሓንፉጡና!

ኣብ 11 ታሕሳስ 2007፣ ድምጺ ኣመሪካ መደብ ትግርኛ፣ ንምኽትል ኣቦ ወንበር ናይቲ ሓዲሽ ሰልፊ ዓረና ትግራይ ተባሂሉ ዝርከብ፣ ኣቶ ኣውዓሎም ዝተባህለ ቃለ መጠይቕ ኣካይዶምሉ።

Post Feature Image
ዒብ ዘይብሎም!

ኤርትራውያን ካብ ኣተዓባብያና፣ ባህልና፣ ከምኡውን ሃይማኖትና ዝመጸ ክኸውን ዝኽእል ዒብ ምግባር መፈጠርና ኢዩ። እዚ ድማ ኣብ ኩሉ ናብራና ዝጸልወና ኮይኑ፣ ልቢ ምዕባይ’ውን ምስኡ ተመስሪቱ ዝኸይድ እዩ። ዒብ ምግባር መብዛሕትኡ ግዜ ረብሓኻ፣ ጠቕምኻ፣ ኣሕሲምካ ወይውን ከይብሉኒ ኢልካ፣ ወይውን ይኣኽለኒ ኢልካ እትፍጽሞ ነብሰ-ግትኣት እዩ።

Post Feature Image
ግርንቢጥ – ጸረ ሐድነት

በንጻሩ ብበለጽ ዝሃጠረኣብ በለጽ ዝጋማዳሕግምጥል ክብል ዘይእግሞንተጋዳላይ – ከዳዕ፡ ወያነ ክስይሞ፡፡ጽባሕ ድማ ኣብ ዳግማይ ግርንቢጥሓርበኛታት ምስተኣኻኽቡካብ ጎደና ህዉታተ ምስ ወጹእቲ ኣብ በለጹ – እቲ ኣብ ሃገሩ፡ዜግነት ይለዋወጡ።

Post Feature Image
ኪዳን ምስ መን? …(መበል 14 ክፋል)

ኤፍሬም፡ (ሃንደበት ስምብድ ኢሉ ሰገጥ ይብል። ክልቲኡ ኣእዳዉ ንድሕሪት ናብኣቶም ዘርጊሑ) እስከ፡ እስከ ኩሎኹም በጥ በሉ (ኢሉ የብሩኽ።) እዚኣ ደኣ ባንዴራ ኢትዮጵያ እንድያ! (ፍርሕን ስምባደን ሕርቃንን ተሓዋዊሱዎ) እቲ ኣብ ኩሎም ተዋህሊሉ ዝጸንሀ ተስፋ ብኡ ንብኡ ክበንን ይረአ።

Post Feature Image
ሶምቢ የዕገርጊሩ…….ደሞዙ ረኺቡ!

ተጻዋርነትን ዓቕልን ዝድለን ዝምስገንን ጠባይ ከምዝኾነ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ይመስለኒ።እዚ ተጻዋርነት ግና መጠኑን ማእዝኑን ስሒቱ ናብ ተጎምጻጻይን ተንበርካኻይ ምኹዋን ገጹ ከየምርሕ ኣየፍርህንዶ? ዝብል ለባም ሕቶን ሓታትን ክልዓሉ ኣገዳሲ’ዩ ይብል።