Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

- search results

If you're not happy with the results, please do another search
ልኡኻት መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ምስ ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዕላዊ ርከብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም።

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ ኣመሪካ ልኡኽ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።   ኣብቲ ዝርርብ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቐረባ […]

ህግደፍ ክንስደድ ክቅስበና ይኽእል’ዩ፡ ፍቅሪ ሃገርና ካብ ልብና ክሓኮ ግን ኣበደን

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኩለንተናዊ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን ህላወ ሃገር ዘውሕስን መንእሰይ፡ ምሁር ኣካል፡ በዓል ሃብትን ሰራዊትን ሕመረት ክፋል ሕብረተሰብ፡ ርእሱ ከምዘድንን፡ ናብ ስደት ከምዝበታተን፡ ክብሪ ከምዝስእን፡ ሓቢሩ ከምዘይመክር፡ ኣበርቲዑ ሰሪሑሉን ገና ይቅጽሎ ኣሎን። ህግደፍ፡ ተበላጽን ነውራምን ዕላማታቱ ኣብ ግብሪ ንምትርጓምን ኣብ […]

ብሰንኪ ምልኪ ዝተኸስረ ዕድላት ወፍሪ – 1ይን 2ይን ክፋል

ስርዓተ ኢሳይያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ረሚሱ፡ ሃብታን ቁጠባኣን ኣልሚሱ፡ ናብ ዝኸፍአ ደልሃመት፡ ናብ ዝኸፍአ ዕንወት እናደፍአ፡ ሸለው ብዝበለ ገደል ንዕርብርብ ከጽድፋ ይሰርሕ ኣሎ። እቲ ጽኑዕ ህዝባ ግን፡ ንኹሉ’ቲ ብምልኪ ዝወርዶ ሕሰምን ኣደራዕን ተጻዊሩ፡ ክብሩን መንነቱን ንምድሓን ትልኽ እናበለ ይረባረብ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ክልተ ሓይልታት ኣብ […]

APPEAL FOR INFORMATION

Assenna Foundation Board, working with our Barrister – Mishcon de Reya LLP, is actively seeking to gather addition information for the CPS, which the court can then consider at a three-hour hearing in February. To this end, we appeal for information from all justice seekers […]

ናብ ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ ኣብርሀ፡ – ካብ ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ

December 10, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ድሃይ ከይገብርኩ ድንጉይ ኢለካ። እሱር መስተማሰሊ’ዩ፡ ረሲዓትኒ ትብል ትህሉ። ኣባይካ ይረሳዕ ከመይ ጌይረ ክርሰዓካ።  ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣሎኻ፡ ከምኡ’ውን ኩሎም እሱራት፡ ኩለን እሱራት። ብርሃነ ሐወይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ኣብ መልእኽትታተይ ዝብለካ፡ ሽሕኳ […]

PETITION TO REOPEN CATHOLIC HEALTH CENTRES IN ERITREA

by Petros   Tesfagiorgis Health care and schools for their children is a daily concern of all families everywhere.   These sectors are essential for social and economic advancement. To close 29 health centres and schools is profoundly inhuman and shows the moral bankruptcy of the Eritrean […]

UPDATE: ዛጊት ንጉዳይ ቤትፍርዲ ኣሰና ዝተወፈየ ገንዘብ ጠቕላላ ድምር፡ £11,881 ፓውንድ ስተርሊን በጺሑ ኣሎ። ኣወዓዕላኡን ቀጻሊ ስጉምታትን ብዝምልከት ነዚ ክሊፕ `ዚ ተኸታተሉዎ።

  UPDATE: ዛጊት ንጉዳይ ቤትፍርዲ ኣሰና ዝተወፈየ ገንዘብ ጠቕላላ ድምር፡ £11,881 ፓውንድ ስተርሊን በጺሑ ኣሎ። ኣወዓዕላኡን ቀጻሊ ስጉምታትን ብዝምልከት ነዚ ክሊፕ `ዚ ተኸታተሉዎ። https://www.gofundme.com/f/assenna-foundation-legal-action-… https://www.youtube.com/watch?v=fBOX0c37wLE&feature=youtu.be

ጋዜጣዊ መግለጺ

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ ናይ ቅትለት ፈተነ ሓዘኑን ቁጥዐኡን ብምግላጽ ብትሪ ይኹንን። ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካን ሓሳብን ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ እኳ […]

Eritrean Regime Supporters Assault Another Journalist in London

Eritrean Regime Supporters Assault Another Journalist in London   On Tuesday 26th November, Amanuel Eyasu, the founder and editor of Assena Satellite TV, was attacked by Eritrean regime supporters at Putney Bridge Station, in London. He had been contacted by an Eritrean female residing in London who pretended to have information on the […]

መልእኽታት ኩነና ንህግደፋዊ ፈተነ ዓፈና ነጻ ምግላጽ ሓሳብን መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱን – ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ባይቶታት ይኣክልን ኤርትራ

መልእኽቲ  ኩነና መልእኽቲ  ኩነና እቲ ብዕለት 26/11/2019 ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ብደገፍቲ ህግደፍ ኢና በሃልቲ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተኻየደ ናይ ጽይቅነት ተግባራት፡ ካብ ብርድኢት ዘይኮነስ፣ ብስምዒትን ረብሓን ብዝሰርሑ ሰባት ክፍጸም ትጽበዮ እኳ አንተኾነ፡ ኣማኑኤልን ከም ናይ ኣማኑኤል ራኢን ዕላማን ዘለና ተቓለስትን፡ ኣይኮነን ዶ ናይ […]